Natey Tv(ናተይ ቲቪ)-ወይ-ግዘ-ምዕራፍ1-ክፋል1-ትግርኛ ሲትኮም ድራማ_-_Wey-Gze Part1-New Tigrigna Comedy Drama-2022
Ойын-сауық
ወይ ግዘ ሲትኮም ድራማ አብ ናተይ ዩቱዮብ ቻነል ጥራሕ ዝዝርጋሕ እንትኮን አታዊኡ ድማ ነቲ ኮሜዲ መስርሒ ይውዕል ካብዚ Channel ወፃኢ አብ ካልኦት ምዝርጋሕ ነቲ ስነ ጥበበኛ ሞራላዊ ጉድኣት የስዕብ እዩ። Like, Comment, Share, Subscriber, ብምግባር ድጋፍኹም አይፈለየና
Пікірлер: 305
ብጣዓሚ ደስ እቲብለኒ ፍሊሚ ንጭላቆ ዝፈቱ ለይክ❤🌺💐
ኣበይ እንኤኹም ተጋሩ 161 ላይኽ ጥራሕ ነተባበዐዮም ናባዕልትናለ ኹቡራተይ 🥀♥️
ኣሰይ ተጋሩዋይ ሙቁራት ቀፅሉሉ እስኪ ነዚ ቆልዓ ዘድንቅ Like ይግጨወኒ በዓል ተስፋ ናይ ብሓቂ ክክእለሉ👌💊💛
ተጋሩ ኣሕዋተይ ነተባበዐዮም ዞም ኣሕዋትና ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ስራሕ💛❤️
@bri7094
Жыл бұрын
እሺ ጎቦዛት ቀፅሉሉታ
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣጀኩም ቀፁልሉ ተጋሩዋይ ኣብ ጎኑኩም ኣለና😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤
@vipvipvipvip6741
Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@MmN-sl1uz
Жыл бұрын
ኹሓ ዓደይ ስለለረአኩምኒ የቀንየለይ😍❤❤❤
@henislmahri1423
Жыл бұрын
ፅብቅ ሰራሕ እዩ ኣጀኩም ቀፁልሉ 🤣🤣🤣💘💘💘💘💘💞💞💞💞💓💓💓❤❤❤
ዋውውው ደስ ዝብል ስራሕ ተጋሩዋይ ♥️🥰 ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ ንዓ ደቂ ሃገርና ነተባብዓዮም 👍💊💥🔥
ጭላቆ ዝብልዎ ቆልዓስ ክክእለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏
ተጋርዋይ ኣጀኩሙ ኣበይ ኣለኹሙ ተጋርዋይ ነታባባዓዮም 💊❤️❤️
አሰይይይይ ተጋሩዋይ ፅርያት ዓለመ👏👏💕💕💚💊💊💊
ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ሪመይ❤💛😘😘😘😘😘ጨላቆይ ክፈትወካ🤣🤣🤣🤣🤣
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ቀፁልሉ ❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰
እንኳዕ ደሓና መፃኩም ተጋሩዋይ ኩሉ ነገርኩም ፍቅሪ ሰላም ለህዝቢናን ሃገርናን❤️💛
@user-bp5ye2rh6f
Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓና መፃኩም ተጋሩዋይ ሰላም ንቅሳነትን ንህዝቢትግራይይ🌺🌺🌺💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ዋውውውውውውውው ደቂ ትግራይ ቀፅሉሉ❤🕊🥀🥰
ፅቡቅ ስራሕ ዓድናለ ልናባዕልና ነተባብዕ
ብጣዕም ፁቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤💊🙏ነታባባዓዮም ተጋሩዋይ ናይባዕለትና ምድያታት ነዕብ 🙏❤💊🕊
አሰይ ብእውነት ፅቡቅ ስራሕ እዩ አጀኩም ተጋሩዋኒ ቃፅልሉ💘💗
ዋዉዉዉዉ ደስትብሉ በሓቂ ጎቦዛት ቀፅልሉ በተለይ ሰገነይ❤❤❤❤
ብጥዕሚ ፅብቅ ስራሕ ተጋሩዋኒ ንተባዕባዓይሞ ድቂ ዓደይ🙏😍
ተጋሩዋይ ቃፁሉሉ እግዝኣብሔር ኣምላክ ሰላሙ ይልኣከልና👏🥰🥰🥰🥰
ደስዝብል ስራሕ ቀፅሉሉ ❤️❤️ግን ጭላቆ ቆልዓ ኣይኮነን ከምዝመስለኒ 😁❤️❤️❤️
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሙሩፃት ዘርኢ ኣጀኩም ቀፅልሉ ደቂ ሃገረ ትግራይ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💊💊💊💊💊💊💊💊💊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊
ሓሪፋ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ🥰🥰🥰🥰❤
ኣሰይ ተጋሩዋኒ ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅሉሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤
ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ብሉፃት ኣጆኹም በርቱዑ ደቂ ሪመይ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
አሰይ ተጋሩዋይ ፅርያት❤❤❤
ነተባበዓዮም ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅርያት ቀፁሉሎ💛💛💛❤❤❤❤💝💝💝🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖💛❤❤❤💛❤❤❤❤💛💛💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖💖🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊😘😘😘😘
ተጋሩዋይ l miss you 😘😘😘😘😘😘
ቀፅልሉ አጆኩም ሎማዓንቲ አብ ቲክቶክ ሪአኩም እየ መፂአ❤❤❤❤
ተጋሩዋይ አሕዋትና ነተባብዕ አሰይ ፁሩያት 💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ተጋሩዋይ ማዓረይ ኣምላኬ ምሳኩም ይኩን ድቂ ዓባይ ትግራይ
@jff5ry486
Жыл бұрын
tlako😀😀
@genet3442
Жыл бұрын
ዋይ ተኣምር
ተጋሩ ላይክ ሽር ሳብስክራብ ናገበርክም ኣታባብዕወም እስከ ካብ ናማትክም ትርኡ የሕዋትክም ኣታዓባብያ💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪
ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት 🥰💊💛አረ ዝቆልዓ ደስ ክብለካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
ኣታዮ ነተባባዓዮሚ ቃደመኩም ተጋሩዋይ 💊💖💖💛💛💛💛💛😂😂😂😂😂
ፅሩያት ደቂ ሪመይ ይመቸኩምስከ😁😁😍😍😍😍😍❤💛❤💛✊✊✊
ኣሰይይ መን ኣሎ ከም ተጋሩ ጀግና እና ሰላም ይዋርደልና ንህዝቢና
ፅቡቅ ስራሕ💊💊💊🙏
እሰይ ደቂ ትግራይ ሽኮራት💖💖💖💖
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
ብጣዕሚ ፁቡቕ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
አሰይ ተጋሩዋይ ምቅራተይ እንካዕ ናትና ኮንኩም❤❤❤❤🥰
ኣነስ ክስሕቅ ተፈጢረ ንበሩለይ እስኪ😋😂😂😂
መን ኣሎ ካብ ቲክቶክ ዝመፀ ከምዚ ከማይ
@hfggft7147
Жыл бұрын
😁😁🙋🙋🙋
@jhgh9061
Жыл бұрын
🤦♀️🤦♀️🤦♀️አነ አለኹ
ትክክለኛ ናህዝብና ናማሕበረሰብና ልገልፅ ፅቡቅ ድራማ
ቀፅልሉ ነባራታትዓዮም ተጋሩዋይ
ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣር ደቅ ትግራይ♥♥♥💛💛💛💊💊💊💊💪💪
ተጋሩዋይ መቀረት ኢኩም እኮ ፅሩያተይ ንበሩልናስከ ናይ ምንባርና ትርጉም ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ህዝበይ ሓላል💓💛💓💊💊 ጭላቆ ባ ቆልዓ ዲካ ዋላስ ወዲ 18 ዓመት ቆልዓ ኣለካ እዩ😃😄💓 ሶ ንበሩልና💓💊😃
ሎማዕንቲ ምክትታ ዝጀመረ ላይክ ይግበሩ 😊😊😊
እሰይ ተጋሩዋይ🧡❤❤🧡🧡❤ሰላም ለትግሪይ ዓደይ😍😍😍😍
እሰይ ተጋሩዋይ ፅርያት ጀጋኑ 😘😘😘😘👏👏👏
ፅቡቅ ስራሕ ደቅ ትግራይ ⛱⛱⛱⛱
ፅብቅ ሰራሕ ቀፁሉሉ ተጋሩዋይ
ኣሰይ ደስ ክብሉኻ ተጋሩዋይ ♥️
ፁቡቅ ስራሕ እዩ አጀኩም ቀፁሉ ተጋሩዊይ💘💘💘
አጀኩም ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ❤♥️♥️♥️♥️
ዋይ ቅመም ዝኮነ ቆልዓ ብዝኮነ ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ 💊💊💊💊💊💊💊
ደስ ዝብል ጅማሮ ❤🤣
ኣሰይይይ ተጋሩዋኒ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልወ💝💝💝💝ገራሚት ድራማ😂😂😂
አሰይ ፅሩያት ገለ ዓይነት ስራሕ ❤💛
ኣሰይ ዛ ወዲ ፆሎታ ክጥዕም😂😂😂
ኣሰይ ተጋይሩ ደቅ ሓላል መሬት ኣጆኹም ቀፁሉሉ
እሰይይይይ ተጋሩዋይ ፁሩያት💛❤️
አሰይ ፅርያት ተጋሩዋይ ቀፁሉሎ ሙቅራተ 💊💘💘
ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት
ካብ ፈጣሪ ይፈልጥ ምሕባእ ይፈልጥ 🥺😂❤💔
እሰይ ተጋሩዋኒ ሽኮራት💛❤😍😍😍
@samer6665
Жыл бұрын
እሰይ ተጋሩዋኒ ሸካራት😍😍😍❤❤💛
እሰይ ተጋሩዋይ ቀፅልሉ💊 😘😘❤️
ነተባባዓዮም እስኪ ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ
ኣጀና አስከ ተጋሩዋይ ክወግሕ አዩ ገዲም ዋ ኣይይ
ደስ ባሀልቲ በተለይ አቡሽ ሙቁራት 🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ተጋሩዋይ ፅሩያት♥️♥️
ተጋሩዋይ ፅርያት❤🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ናህዝብና ልገልፅ ደስ ባሃሊ ድራማ
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ፁሩያት💕💕💕
ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት እስቲ ቀፅልሉ ደስ ዝብል 🥰🥰
ቀፅልሉ ደቂ ሓላል መሬት💛💛❤❤❤💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
ዋዉውውውውውውው ደቂ ትግሪይ ቀፅሉሉ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣታ ሰብ ደየለይ ቐልዓ ሓሓቅ መይተ
ዋውውውው ደስስስ በሃሊ ቀፅልሉ 🥰🥰💝💝💝💝💝💝💝💐💐💐💐💐😘😘😘
ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅሉሉ❤️❤️❤️😘😘❤️
እሰይ ደስ ባሃሊ ስራሕ ቀፅሉሉ😘😍
አሰይ ተጋሩዋይ ቀፀለለ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤💛❤
ክክክ ጭላቆ ካብ እግዝኣብሄር ይፈልጥ ምሕባእ ይሰልጥ ኣየ ግዜ
ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋኒ💊💪💓💓💓💓💓
ቀፅል ብጣዕሚ የዘናግዕ
እሰይ ተጋሩዋ ኩሉኹም አብ ዘለኹሞ እመብርሃን ትሓልኹም 🥰🥰🥰
ኣሰይይ ተጋሩዋኒ ቀፁሉሎ♥️
ደቂ ትግራይ ማዓረይ🥰🥰🥰
ግርም ድራማ💕
@galfreweyni7447
Жыл бұрын
@@NateyTv ወድያዉ ኣብ ጎንኩም ኣለና ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-xh1ee4xt7s
Жыл бұрын
@@NateyTv እሺ❤❤❤❤
@user-np6ud3ej3j
Жыл бұрын
@@NateyTv እሺ ኣይዘኩም ተጋሩዋኒ❤🕊🥰
@yason8490
Жыл бұрын
@@NateyTv ምሽ ሸር ብዓበይቲ ቻነላት ጌርና ሪፖርት ጌርና ከነዕጽወልኩም ኢና ፣ ክፉአት ካብ በልኩሙናስ ክፍአት ከነርእየኩም።
@akezaberhe6216
Жыл бұрын
ኽድ ልሓስ ማዓኮር ጣሊያን
ብሓቂ ቃላት የብለይን ናዓኩም ዝከዉን ክብራተይ ካብዞም ኣንዳ ጌረ ኣንዳ ቶሖሽ ፀወታ ቆልዑ ዝፆወቶ ዘሎ ዝደራሲ እታ ዝበለፀት ናትኩም እያ ብሓቂ በተለይ እቲ ፀላእቲ ህዝብና መን ምካኖም ልህዝብና ኣፍልጥዎ በጃኩም🙏ጭላቆ መቅሰን😁
ፅብቅ ስርሕ ተጋሩዋይ 💊💊💊
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ኣሰይ ተጋሩዋይ ደመይ
ቀፅሉል ተጋሩዋኒ ፅሩያት
እንካዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤💛🏖
ኣሰይ ቀፅለሉ ❤️❤️💊💊❤️
Tegaruwa 🤗❤️💔
ፅቡቅ ስራሕ ቀፁልሉ ተጋሩዋኒ♥️🥀
ፅቡቅ, ስራሕ, ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹