አቦ-ዋንጫ-_- ሓዱሽ ትግርኛ ኮሜዲ ድራማ-ክፋል 1-_-Abo-Wancha-_-New Tigrigna Comedy Drama- Natey Tv 2023

Ойын-сауық

#Subscriber,Like,Share
አቦ-ዋንጫ-_- ሓዱሽ ትግርኛ ኮሜዲ ድራማ-ክፋል 1-_-Abo-Wancha-_-New Tigrigna Comedy-Part1- Natey Tv #tigrignamusic #tigrignamusic2022 #tigrignamusic2021 #ትግራይ

Пікірлер: 248

  • @user-xe8dk6is6j
    @user-xe8dk6is6j Жыл бұрын

    ልመና ዝብል ክተርፍ አለዎ ትብሉ ላይክ ወቅጡ ብዝሓለፍካዮ ልመና አትሐፍሩና ዋይ

  • @aszd8551

    @aszd8551

    Жыл бұрын

    ብጣአሚ እዩም ዘናድዱ ክልሻእ ልመና ረሳሳህ ረሳሃት

  • @zefengorhawaria8526

    @zefengorhawaria8526

    Жыл бұрын

    👍👍❤️❤️😍🤣

  • @tdf1948

    @tdf1948

    Жыл бұрын

    ንሳቶም እኮ ንክተርፍ እዩም ዝምህሩ ዘለዉ

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038

    @eiyorsalemhaylemaryam5038

    Жыл бұрын

    መጀመርታ ተረድእዎ

  • @DE-df3io

    @DE-df3io

    Жыл бұрын

    Ar betaemi eyom ledberu

  • @trustcellphones2441
    @trustcellphones2441 Жыл бұрын

    ኣረ ዝቆቢዕ ደርቢዎ ካብኡ ከዓ ልመና ዝበሃል ኣቆርፅዎ❤❤❤

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    በጃኩም ልመና ክግደፍ ኣለዎ ተጋሩ ፃዕራማት ኢና💛❤😍✊ እና ብናይ ሃገርኩም ባንዴራ ኩርዑ ጌርኩምዋ ዘለኩም ቆቢዕ🇪🇹ለዛም ሓዊ ክትቃፀል ኣለዋ ብዝተረፈ ሰላም ንዓኩም❤💛✊✊😍😍😍

  • @user-kd1th8kv4c

    @user-kd1th8kv4c

    Жыл бұрын

    ማዓረይ እዚ ብድዮ 4 ዓመት ገይሩ እዩ ናይ ቀደም እዩ

  • @user-kd1th8kv4c

    @user-kd1th8kv4c

    Жыл бұрын

    ማዓረይ እዚ ብድዮ 4 ዓመት ገይሩ እዩ ናይ ቀደም እዩ

  • @abigaltigray-ur2ih

    @abigaltigray-ur2ih

    Жыл бұрын

    @@user-kd1th8kv4c ናይ ሐዚ እንድዩ መሲልኒ የኔዋ😟😟😟

  • @hdrhxe5764
    @hdrhxe5764 Жыл бұрын

    ልመና ታይ ትምህርቱ ሰሪሕካ ብላዕ ናሃለየ ስዲ ደራሲ

  • @user-jj6mh7bk5u
    @user-jj6mh7bk5u Жыл бұрын

    ኣረ ናይ ሰብ ፁሑፍ ኣንብቡ ልመና ግደፍዋ ብጀኩም

  • @genygenet2392
    @genygenet2392 Жыл бұрын

    ነሕና ትጋሩ ስሪሒና እብር ልሚና አይንፍልጥን ይስተካክል ድራማ ትመህርቲ ዝህብ ክክዉን አልው

  • @user-us5sf1ik8d
    @user-us5sf1ik8d Жыл бұрын

    ጭላቆ ዝፎቲ 👍

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም ። ዓገብ ልመና ንሕና ሰርሕና እምበር ለምንና ኣይንበልዕን ይትኣረም

  • @user-og4vl2wk5n
    @user-og4vl2wk5n Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ክንብል እሞ አብዚ ሕጂ ዝወፅእ ዘሎ ኮሜድታት ትገብርዎ ዘለኩም ንትግራዋይ ዝውክል አይኮነን ልመና ዝበሃል ዓብዩ ናይቲ ፊልም ትወና ገይርኩም ንትግራዋይ አይተሕፍሩ ትግራዋይ ሪሂፁ ዝበልዕ ፃዕራም ህዝቢ እምበር ዝልምን አይኮነን ዓይነ ብርኪ ዘለዎ ፍላሲ እውን ክልምን አይፍቀደሉን። አብዚ ናይ ሕጂ ስራሕ ትግራይ ብሰላይን መሊአትሉ አብዘላ ግዜ ፀላእትና ዝደርስዎ ዘለው መሲሉ ይስመዐኒ አሎ ብውልቀይ ፡ አብዚ ሕጂ ሰዓት ዝስራሕ ፊልም መዓዝ ተሳኢኑ አቱም ደረስቲ እስኪ ትግራይ አብዚ ዉሽጢ ክልተ ዓመት ዘሕለፈት ጭንቅን መከራን ሕጂ እዉን ዘሎን ሓቀኛ ምስሊ ትግራይ ድረሱ

  • @AhAh-wb7rl
    @AhAh-wb7rl Жыл бұрын

    አብ ትግራይ ልማኖ ክተርፍ አለወ ተጋሩዋን ድምፅ ግበሩ ዋይ

  • @user-gi7zk6sy3p
    @user-gi7zk6sy3p Жыл бұрын

    አረ ልመና ግደፍዎ ሃናፂ ሓሳብ አምፅእልና

  • @mkvg1082

    @mkvg1082

    Жыл бұрын

    ትክክል

  • @hxhdhhx2109
    @hxhdhhx2109 Жыл бұрын

    ልመና ይተረፍ ✊ቃዊዒ ሓዊ የሕርርዎ ልተረፈ ፅቡቅ ስራሕ ፕሊስ እዚአን ልቀፃሊ ይስተካከላ❤

  • @wedi3031
    @wedi3031 Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ

  • @teclebahta9035
    @teclebahta90357 ай бұрын

    እቲ ድራማ ብጣዕሚ ፅቡቅ። ይበል ዘብል። እቲ ሓንጀመንጂ ቆቢዕ፣ ናይቶም ጠነሰቆልቲ ዘይትድርብይዎ። ህዝብና ነዚ ሓንጀመንጂ አሰናርአዩ ጨፍጪፎሞስ ንስኻትጉም ከአ ትግትርዎ። ብስሩ አነ እናፈተኹዎ ድራማኹም፣ ዘይንደልዮ ጨርቅታት እናምፃኹም አይተሸግሩና። ህዝብና ሰላም ሃብዎ። እዚ ዝመስል ድራማ ክትሰርሕ እናኸአልካስ፣ ቁሩብ ናይ ህዝብኻ trauma ምርዳእ ይአብየካ።

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d Жыл бұрын

    ምልማን ገዲፍካ ፅቡቕ እዩ ተጋርዎኒ ቀፅልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና ተጋርዎኒ 👍 ግጨዉኒ💕💊👌

  • @user-xk1we6gz3f
    @user-xk1we6gz3f Жыл бұрын

    ልመና ታይ ኣምፆኦ ዋይ 🤔😏😏

  • @gebrialgdey9022
    @gebrialgdey9022 Жыл бұрын

    Tabuk neru gn entay eu lmena abzihikmo lemus derasi ertrawi du maleteys kemu elom sle ztserfna kindey alo mahari amtsielna ❤😢 tselaena ylemin

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 Жыл бұрын

    አቱም ሰብ ልመና አይትሕወሱዋ

  • @gideygebreslasse6169
    @gideygebreslasse6169 Жыл бұрын

    እታ ኣብ ርእስኻ ዘላ ቆቢዕ ኣቃፅላ እምበር ካልእ ጹቡቅ እዩ ♥️💛♥️

  • @koolhool-go6rf

    @koolhool-go6rf

    Жыл бұрын

    ናይ ሕሉፉ እዩ ቅድሚ ኩናት ዝተሰርሐ እዩ

  • @dyrt1727
    @dyrt1727 Жыл бұрын

    ንሕና ተጋሩ ሰሪሕና ኢና ንነብር ልመና ንተጋሩ ኣይዉክልን ጠጠዉ ኣብልዎ ዛቆቢዕ ናይ ኣምሓሩ እዉን ኣቃፅልዋ ብምቅፃል ኣስተካኪልኩም ክትመፁና ተስፋ ንገብር

  • @user-rj6zh1sx5d
    @user-rj6zh1sx5d Жыл бұрын

    ስላም ልመና ዝብል ብስሩ ከተርፍ አለወ ትግራዋይ ስርሑ ዝብልዕ እብር ለሙኒ ዝብልዒ አይኩንን።አስተካካሉ🤨

  • @tirhasagw5728
    @tirhasagw5728 Жыл бұрын

    🥰🥰💖💖🙏 i love the little boy his so cute 💞💖💖💝💝💕💞💞💓🤲🤲💪💪

  • @user-ev5hk1wl2h
    @user-ev5hk1wl2h Жыл бұрын

    አሰይ አንኳዕ ብሰላም መፅአኩም 💘💘

  • @tdfnatna7944
    @tdfnatna7944 Жыл бұрын

    ክብርና ዝነክኡ ኣይትስርሑ

  • @dsggssggfsggs4812
    @dsggssggfsggs4812 Жыл бұрын

    እቲ አብ ርእሱካ ዘሎ ቃዊዕ ናይዞም አእድግ ባዲራ ሱለዝኮነ ቀዊዕካ ቀይር

  • @uhhb5843

    @uhhb5843

    Жыл бұрын

    Hakka wedey

  • @70wit

    @70wit

    Жыл бұрын

    Yes ካብ ሕልፍ ዘይማሃሩ ህዝቢ🤔🤔🤔

  • @bige24
    @bige24 Жыл бұрын

    ደስ ዘይብል ስራሕ እዩ.. ዝሓሸ ስራሕ ሒዝኩም ምፁና። ከምኡ እውን እዛ ባንዴራ ተሸኪሞም ህዝቢ ትግራይ ከምዘይጨፍጨፉናስ ይጭፍጭፉና ከምዘየለዉስ 😣መን እዩ እንዶ ረጊሙና?

  • @user-rb1vu9bb8b
    @user-rb1vu9bb8b Жыл бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት በጃኩም ንመና ዝባሃል ኣቃርፅዎ ትግራዋይ ሪሂፁ ዝበልዕ ጅግና ህዝቢ እዩ

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 Жыл бұрын

    ካሊዕ ተሳኢኑ ድዩ ልመና እንታይ እዩ ትምህርቱ ስለ ስራሕ ምዕባለ ቴክኖሎጂ አምህሩ አባኩም ልመና እንዳገሬ እሙን ስርቂ እንተትቋርፅዎ

  • @user-ev6xn2oi2h

    @user-ev6xn2oi2h

    Жыл бұрын

    ይገርም እዩ እቶም ደረስቲ ኤርትራውያን ግዲእዮም

  • @shewitwedigere9238
    @shewitwedigere9238 Жыл бұрын

    💟💟💟

  • @geret1212
    @geret1212 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ❤️❤️❤️😘😘😘❤️

  • @tudfhhf3427
    @tudfhhf3427 Жыл бұрын

    አረ ልመና ዝበሃል ግደፍዎ ዋይ

  • @maryamaaqq2400
    @maryamaaqq2400 Жыл бұрын

    እንካዕ በሰላም ምፃኩም ላምና ከተረፍ ኣለዎ ላከነ ምህሪ ነገረ ልህዛቡና ዘጠቁም ዋይ ከምይ ገይሩ ህዘብና ናቡሩኡ ይመረሕ ኣምፁኡ ክንደይ ሉሞኖ እዩ ኣብት ዱሮ ተረሱዑ ዱዩ ዙኩሉ ሰቂይ ህዘበና በንደራ ኣበ ረእሱኩም ፀይሩኩ

  • @bri7094
    @bri7094 Жыл бұрын

    ፅቡቅ ጅማሮ እዩግን ንእሽተይ ልትስተኻኸለ ኣላ ምስ የቅርታ ብድራማ ልተልዓለእዩ ስምና ልፅልምሎ ፍትዋተይ

  • @rutaalema7823
    @rutaalema7823 Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @samotogf9467
    @samotogf9467 Жыл бұрын

    ልመና ይገደፍ ናይ ሕጂ ደራማ ኩሉ ልመና ዘለዎ

  • @ganathakoes247
    @ganathakoes247 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebahuluf8856
    @abebahuluf8856 Жыл бұрын

    ዝፊተዉኩም 💘💘💘💖💖💞💞

  • @sameeer1228
    @sameeer1228 Жыл бұрын

    🌷🌷🌷😍😍😍😍

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ🙏🥰

  • @teklitgebrehiwe8970
    @teklitgebrehiwe8970 Жыл бұрын

    ትግረዋይ ኣበይ ይልምን ልመና ትግረዋይሲ ኣበይ ይልምን ኣብትግራይ ዘለዉ ለማኖ ኣምሓሩ ካልኦ ቢኤር ቢሀረሰባት ኢዮም ልመና ኣትርፉ ብዝተረፈ ጽቡቅ ካብልመና ዉጹ

  • @user-kj9jo5oj3e
    @user-kj9jo5oj3e Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩሙ ተጋርዋይ 💊💊

  • @genetalemayo4932
    @genetalemayo4932 Жыл бұрын

    Mahariy zeybulu dirama kabe lemena kiniwetsiea enabelinas limena temuhurina bache

  • @mbbjbfmbjbvh7760
    @mbbjbfmbjbvh7760 Жыл бұрын

    ኣነሰ ግሪም ዲብለን ልምንታይ ይልሙኑ ለመንት ደራሲየ ሃላህ ይናዓለክ ነጂሰ።

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 Жыл бұрын

    ጭላቆ መትከክ

  • @zayedteklemariam
    @zayedteklemariam Жыл бұрын

    ኣረ ልመና ዝብሃል ግድፍዎ ብዝተርፈ ኣጆኹም ከጽሉሉ

  • @hiwethiwet7311
    @hiwethiwet7311 Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም ❤❤❤ኣቱም ልመና ግደፉ ዝትብለኩም ልክግደፍ እዮም ዝገብርዎ ዘለዉ እምበረ ንለምን ኣይኮኑን ዝብለዉ ግዳ ተምሃሩ ተምሃራ🙏

  • @hilnaeyuminbar2125
    @hilnaeyuminbar2125 Жыл бұрын

    Thanks god chluku zerakani nafiqeyo qenye Eritreawi keleku

  • @user-hz4bi6bc4g
    @user-hz4bi6bc4g Жыл бұрын

    እንኾዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋይ

  • @user-tk6do9du6f
    @user-tk6do9du6f Жыл бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኣኹም

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራተይ

  • @salamasa3794
    @salamasa3794 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ሙቁራት💘💘💘💙💙💙💚💛💜💚💛

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ዲቅ ትግራይ♥♥♥💛💛💛

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 Жыл бұрын

    ኡንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ ጭላቆየይ ፁሩይ💊💊💊💊💊

  • @medilove9633
    @medilove9633 Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሕና መፃእኹም ተጋሩዋ💊💊💊😘😘😘😘♥️♥️♥️💊💊💊💊💊

  • @fifi_Axusmawit
    @fifi_Axusmawit Жыл бұрын

    ታይእዩ ኣብ ዝሓለፍካዮ ለማኒ 🙄🙄🙄

  • @SaraSara-hh2zy
    @SaraSara-hh2zy Жыл бұрын

    🥰❤️❤️❤️

  • @gennetbkassa564
    @gennetbkassa564 Жыл бұрын

    👏👌👏👏💖💝👌

  • @kbgebere
    @kbgebere Жыл бұрын

    ካብ ለመና ውፁ ሓዱሽ ሀሳብ ፍጠሩ ህጂስ ደቢርኩሙና

  • @ururhdiiehwugh979
    @ururhdiiehwugh979 Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ💋

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom Жыл бұрын

    ጭላቖ መሕረር😂😉 አጀኻ በርትዕ😘😘💊💊💊

  • @MarMar-db8tp
    @MarMar-db8tp Жыл бұрын

    ያ እዛ ልመና ግደፍዎ ሰሪሕካ ርሂፅካ ምብላዕ ከም ዘሎ እባ ቁሩብ ት/ቲ ኣመሓላልፉ ብሩካተይ 💊💘

  • @user-kd1th8kv4c
    @user-kd1th8kv4c Жыл бұрын

    😘😍😘😍😘😘😍😍😘😘❤❤❤❤❤

  • @user-rj3oz5eg3d
    @user-rj3oz5eg3d Жыл бұрын

    እንኳዕ ብድሓን መፃእኹም ፅርያት ፍጥረት❤️❤️❤️

  • @tsigehagos8638
    @tsigehagos8638 Жыл бұрын

    እቲ ቆቢዕ ናይዛ ካሕዳም ሃገር ባንዴራ ኣየድልየናን ዛ በላዒት ሰብ

  • @aadddaddrg2016
    @aadddaddrg2016 Жыл бұрын

    ዛቃዎዕ ኣዎፅእዋ ልሞና ድማ ኣቃርፆዋ ። 😓ሰላም ንዓኩም💖✝️

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 Жыл бұрын

    😍🥰😍😍💋

  • @gnigal7031
    @gnigal7031 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍👌👌👌👌👌

  • @rrhh5883
    @rrhh5883 Жыл бұрын

    💛💛💛💛❤❤❤❤❤

  • @user-zd3mc1mm5h
    @user-zd3mc1mm5h Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰

  • @user-bs5py2ws1z
    @user-bs5py2ws1z Жыл бұрын

    ልመና ዝብሃል ይትረፍ ይዓኺ 🤕😡

  • @milenmilen2869
    @milenmilen2869 Жыл бұрын

    አሰይ እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ❤❤

  • @user-gl4mt9ci5l
    @user-gl4mt9ci5l Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኣኹም ተጋሩዋይ ❤💛👏👏👏

  • @wysddhdh7135

    @wysddhdh7135

    Жыл бұрын

    Eas

  • @wysddhdh7135

    @wysddhdh7135

    Жыл бұрын

    1r

  • @user-cz1pk3jw2p
    @user-cz1pk3jw2p Жыл бұрын

    ዋውው

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf11 ай бұрын

    ትጋሩዋይ ሕባሩ ሰሱኑ❤❤❤

  • @rhohrhoh1855
    @rhohrhoh1855 Жыл бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራተይ 💖

  • @user-vt8xp4up7e
    @user-vt8xp4up7e Жыл бұрын

    😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇻🇳👍

  • @iopo6877
    @iopo6877 Жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ንከባበር ዓገብ ትግራዋይ ፃዕራም ሪሂፁ በላዕ ህዝቢ ዩ ዘይ ናትና ኣትስረሑ ተኪእልኩም መምሃረ ስርሑ ኣይ ኮነን መላገፂ ዘይነፍዑ ኣይትግበሩና ወዳሓንኩም።

  • @bareho4586
    @bareho4586 Жыл бұрын

    ልመና ክተርፍ አለዎ

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 Жыл бұрын

    እዛ ድራማ ከይትቅፅልዋ ናይ ትግራይ ተዋሳእቲ እንታይ እዩ ወሪድኩም እትሰርሕዎ ልመና ሰርቂ ዓመፅ ምትላል በቃ ካሊእ ክትሰርሑ አይትክእሉን አፅሊእኩሙና ያአክ😢

  • @Tigraweyti231

    @Tigraweyti231

    Жыл бұрын

    እወ ሓቅኺ ጓልዓደይ ኣብክንዲ ነዚ ተውልዲ እዚ ዝምህርን ዘባራብር ን ከይሰርሑስ

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ🥰

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 Жыл бұрын

    እንካዓ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት

  • @sameeer1228
    @sameeer1228 Жыл бұрын

    ደስ ባሃልቲ❤️

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ። እዛ ቆቢዕ ግን ሓደራ ደግምና ከይንርእያ ።ዝተረሸነ ህዝብና እዩ ዝርአየኒ ኣነስ ኡፍፍፍፍፍብ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын

    ጭላቆ ገቦዝ ተዋሳአይ ተስፋ ዘለዎ ቆልዓ 💊💊💊🥰🥰💊

  • @abebugola7767
    @abebugola7767 Жыл бұрын

    አይ ምንም አያስህቅይ ብደምቢ ስርሁሉ

  • @liliihntsa830
    @liliihntsa830 Жыл бұрын

    ካብ ልመና ናብ ዝበለፀ ከመይ ኢልካ ሰሪሕካ ትነብር ኣርኢና 😎

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 Жыл бұрын

    አረ ልመና ግደፍዎ ብርካተይ ሕማቅ ትምህርቲ እዩ

  • @lidetstudio
    @lidetstudio Жыл бұрын

    Des ybl❤❤❤❤❤❤❤

  • @haahaa8114
    @haahaa8114 Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰

  • @user-jn9qf7pe3m
    @user-jn9qf7pe3m Жыл бұрын

    💝💛

  • @user-kb1ru9ft2w
    @user-kb1ru9ft2w Жыл бұрын

    ልመና ዝብሃል ይትረፍ ያዓኪ🤒🤒🤒

  • @user-uu4bv7us2q
    @user-uu4bv7us2q Жыл бұрын

    ❤️❤️❤️💛💛💛💛👌👌👌

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 Жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @user-rs8wt4wr9d
    @user-rs8wt4wr9d Жыл бұрын

    😘❤️❤️😘❤️

  • @rahwagebretsadik9064
    @rahwagebretsadik9064 Жыл бұрын

    Esayy

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын

    ስርቂይ ልማኖ ካብኡ ክዓ ኣብዚይ ርእስኩም ዘሎ ቀዊዕ ኣዉፅእዎ

  • @ganathakoes247
    @ganathakoes247 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @your1773
    @your1773 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c Жыл бұрын

    ተጋሩ ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ተጋሩ ሞኮና ክዓ ባኣኩም ነኾርዓ ሕጂ ግን ናይ እ/ያ ባንዲራ ደርብይዋ ናይ ትግራይ ባንዲራ ግበሩ ለመኒ ገደፉ ክንደይ ታሪክ ኣሎ ኣዩ ኣብ ትግራይ ንሱ ኣምፅእው

  • @ritabowrha7056
    @ritabowrha7056 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤

Келесі