Hello 👋 brother doing amazing talented amazing job the man 👨 wearing Ethiopian red and green and yellow 🎩 hats pay attention need change i want to see Tigray flags I don’t like it it seems commercial flag ethiopia 🇪🇹 stop 🛑 doing that please other ways good job 👏 thank
Пікірлер: 120
ጭላቆ ዝፈትዎ ላይክ❤️👈
@user-ok7uv7nh9n
Жыл бұрын
ጭላቖ ድዩ ወይስ ጭናቖ
@user-xq3lo6mh9j
Жыл бұрын
አሰይይይይ
@tdf9673
Жыл бұрын
ፀላኢና ይጨነቅ😂😂
@user-be3cx7wz8g
Жыл бұрын
ጭላቖ😂😂
@user-ke5kb9wl7j
Жыл бұрын
ጭላቆ😉😁 ጭናቆ🙄😫😁😁😁
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ጭላቆ😍😍😍😍ቀፅልሉ ተጋሩ ድማ ነተባባዓዮም
ደቂ ዓደይ ሽኮራት አንካዕ ሰላም መፅኣኹም ❤💛🙏
Well back tegaruway mkurat💥
እዋይ ጭላቆ ፍቅሪ ሕዝዎ ሓቂ እዩባ እዛ ሰበይቲ አቱሙ ሓፀርት አቱሙ ሓፀርቲ የቀንየልና ሓፀርት ዝበለት ክክክክ
ዕልልል እዩበይ ጭላቆ ኣፍቅሩ😁😂
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋኒ👏❤
ጎበዛት ❤️💛❤️
ተጋሩዋይይይ😍😍😍😍😍😍
ባዓል ባንዴራ ቆቢዕ ኣዎግድዎ !
ዙ ቆልዓ ናብ ዳገሬ እሙን ንኽመጽእ ፡ ሰላማዊ ሰልፊ ዶ ክንገብር ፧ 😁
ጭላቆ ፍቅረይይ 😏🌺ቀኒአ ንምንታይ ካልእ ኣፍቂርካ ኣነ ከምኣ 🙄
ጭላቆ መሕረር ኣሕዋተይ ማ ኣርባዕተ እኘዋኒ😁😁
ጭላቆ👌👌❤️❤️🥰🥰
እንዃዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ድማ ቀፅልሉ💝
ተጋሩዋይ😘❤😍
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ❤️💛❤️💛❤️💛
ተጋሩዋኒ ♥️💛♥️💛🥰
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ተጋሩዋይ💛❤️🥰🥰_
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅ ትግራይ ሓላለት ደቀቃ ወስኹልና
💊💊💊💊💕💕💋
ዋውውውውው ሸኮሪናታት ደቂ ሪመይ💛❤💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ፅብቕ
😍❤😍❤😍❤😍❤😍😍
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሙቁራተይ♥️♥️♥️
ነፀላ መንደቅ ያ 😂😂ይሞቸኩም ተጋሩዋኒ😍😍😍😍💕💞💞
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ተጋርዎይ ፅርያት❤️💛
እንኳእ ደሀን መፃኹምልና መዓራት ደቂ ትግራይ !!!!
😍😍😍😍😍
አዋይ አዛ ዝፈትዋ ቆልዓ መጺኣ ተመስገን ቀጽልዮ ኢኺ በጃኺ ምቅርቲ ❤️🙏
❤️❤️❤️💛💛💛
ተጋሩዋይ ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅሉሉ❤️❤️❤️😘😘😘😘❤️❤️❤️
እንኳዓ ሰላም መፅኩም ተጋሩ ሙቁራት ቅዱስ ገብሪኤል ዘይሓሰብናዮ ብስራት የብሰረና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ
ተጋሩዋይ ቀፅልሉ 💘
ህንደያ ወድነይ ማኣረይ
ጭላቆ ዝፎቲ 👍
💖💖💖💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️
Very nice keep it up my people 👍 💛❤
ኣሕዋተይ ማ አርባዕተ አለውኒ ያ😜🙈
ተጋሩዋይ ሰስኑ 🥰❤️🙏
ተጋሩዋ ፁሩያተይ ቀፅልሉ😘😘
❤💊💖💖💖 ቓፅሉሉ ተጋሩ ዋ
ደስ ባሃልቲ
ተጋሩዋይ🥰🥰🥰
ክፈትወኩም ኣነስ 💥💙💙
ፅሩያት
❤💛❤💛🔥
ጨላቆ🤣🤣🤣🌹🌹🌹🌹
እንዃዕ ብሰላም መፃአኩም ክቡራተይ❤❤❤❤🕊🕊🕊
❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️💛💛💛💊💊💊💊💊💊
Ekae biselam metsaekum tegaru jeganu
እንካዕ ብስላም መፅኩም
ፍትዋት ደቂ ሪመይ እንኳዕ ደሓን መፃኹም! እዛ ቻነል subscribe ብምግባር ትግራዋይ ፍቅርኹም ለግሱለይ!!!
ጭላቆ ሽኮር😂♥️💛😍
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ 💊❤😘 ናይ ሐሸ ቆውዕ ይደረብይ ትብሉ ላይክ 😁👌
ቡሩካ ታይ ተምህሩ አለኩም ናስተዋዓልኩም ቡሩካት ብዝበለፀ ስራሕ ትመፁ ንፅበ
Wawwwww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
beltsteyyyy 💊💊💊💊❤
Za koba nay shetan nmntay zeytguhfwa metslaeti
ግን ኣባ ተጋሩ እቲ ከረተት እሞ ንስክም እክም ረክብክሞ ንሕናስ ሻቅለት ጠራይ እኮ ናይ ዛካሓዳም ዓዲ ምስሊ ቀብዕ ትገብሩ በጀክም ኣይትግበሩ🥺🥺
Wow
💝💝💝💊💊💊💊💊💊💊❤️❤️✊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ata eti nay reska qeyro😅😅😅
እዛ ቀዊዕኹም ግን ተትእርሙላ እዛ ልተርገመት ሃገረ ልውክል አብ ድራማታትና አይተእትወዋ ደምና ይፍልሕሎ💔💔💔
💚💛❤
ጭላቆ ናብ እንዳ ገሬ እሙን ክኣቱ ኣለዎ
💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️
ጭላቆ ሙቁር❤❤❤
አረ በጃኩም ድራማኩም ቀይሩ ካብዚይስ ስርቅን ልማኖን ዲና ክንመሃር ኣይተዋርዱናይ ዶ ቤዛኩም ባእ!
ክክክክክ ጭላቆ ኣፍቂሩ
እዛ ቆቢዕ ነይ ትግራይ ግበራ
ካባካትሙስ ታይ ኢና እባ ንማሃር ልመና ድዩ
ጭላቆ ኣፍቂሩ 🤣🤣🤣🤣🤣
እንካዕ ዳሕና መፃኢኩም ዛቆቢዕ እና ልመና ክደፍወ ሓሳብ እሕዋትኩም ተቀበሉ plc🙏
ጭላቆሸ ሽኮር ሳብስክራይብ ጌረልኻ ለኹ❤
🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
Moralkum keytitnkefu ember tbeb ywhdekum alo Ms ykreta
እታ ኮፍያ ብምኽንያት ድያ ተገይራ🤔🙄
♥♥♥♥♥💛💛💛💛💛💛💛💪💪💊💊💊
Ata tswbuk bota doo yablkumen u entay ekuem temslu kulatkuem hamd temaslu bota amraretsa kalu
please remove the cap and make it tigray cap
ኣብዚ ኮሞንትስ ኩሉ ብዛዕባ አዛ ናይ ባንዴራ ቆቢዕ ይናገር ኣሎ ሓቂ አኳ አንተኮነ በዚ ናይ ሐዚ ዝነበር ፀገማት 😥 አንተኮነ ግን አዛ ባንዴራ አዚኣ ከምፅኡ አኮ ኣቦታትና ኣሕዋትና አነታትና ተሰዊኦምላ አዮም ነዚ ቅድሚ ሕጂ ዝነበርናዮ ሰላም ከምፅኡ በከመይ ኢኩም ማዕረ ክንድዚ ክትፀልአዎ ኢኪልኩም ማለተይ ከምቲ ናይ ሕጂ ደም አዩ አኮ ፈሲስዋ ነዓኣ አዉን ደም ኣቦታትና አኮ ኣለዋ😥
ኣቶ ሕሸ እታ ቆቢዖም መልእክቲ አለዋድዩ ወይ ንምንታይ ንሳ ገርኩም?
ጭላቆ ኣፍቂሩ ዕልልልል
Hello 👋 brother doing amazing talented amazing job the man 👨 wearing Ethiopian red and green and yellow 🎩 hats pay attention need change i want to see Tigray flags I don’t like it it seems commercial flag ethiopia 🇪🇹 stop 🛑 doing that please other ways good job 👏 thank
@tirhasagw5728
Жыл бұрын
Me too ✋️
ሎሚ እውን ናይ አምሓራ ሓምለዋይ ብጫ ቀይሕ ቀለም ዘለዎ ባርኔጣ ትጥቀሙ አለኩም? የሕዘን
ቀብእ ድራማ ነይታ ካሕዳም ዓድይ ልመና ደበርትይ ካበካትክ ታይ ክትማሃሩ ኦዩ ስራሕ እክም ስእንክም ትመስሉ
ነፀላ መንድቕ
@shashutsegy3170
Жыл бұрын
🤣🤣🤣
እቲ ቆቢዕ ኢትዮጵያ ዝብልስ ኣመል ድዩ በቃ ኣብ ክሳድኩም ሒዝክምዎ ትዘሩ ዘከኩም ትርጉም ዘይብልኩም ዳለማኖ ምስራሕ ተትተርፈኩም ናርምትኩም ኮሞዲ ምንም ዓይነት ትምህርቲ የብሉን ወይ ጥባይኩም ኣማሓይሽ
@akezaberhe6216
Жыл бұрын
ቅድሚ 4ዓመት ዝተሰረሐ እዩ አሎም እዩም ብቃደማይ ሕቡዋ
@bentube1929
Жыл бұрын
ብሓቂ ናይ ርእሲ ፀገም ኣለዎም መስለኒ
እቲ ኣብርእስኻ ዘሎ ናይ ጦብያ ቖቢዕ ደርብይዎ 😡
_ቀጽልሉ ተዋሳእቲ ትግርኛ የሕዋተይ ግን __#አስተያያት__ ክወሀበከም ከሎ ተቀበሉ ሐጅስ ቆቢዕ ናቶም ሓረድትና ኢ/ያ ትገብሩስ ካሊእ ቆቢዕ ስኢንኩም ድዩ ? በጃኩም ልብና አይትስበርዎ በታ ሕብሪ ባንዴራ ኢ/ያ አይትስርሑ ኦኬ_
እቲ ቆቢዕ ደርብይዋ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹👹👹👹👹👎👎👎
ቀይሮ እዚ ቆብዒኻ ኢ/ያ ዝብሎ ትግራዎት በሎ
ኣታ በጃኻ እዛ ቆቢዕ ደርብያ
@fefefefe333
Жыл бұрын
😮😮😮😮😂😂😂😂
ቧች እቲ ቆቢዕ ኢ/ያ እንዶ ደርብይዎ
ኣታ ክንደይ የሕርቁኻ እቲ ኢ/ያ ዝብል ቆቢዕ እንታይ ክትገብር እዩ ኣእቲኻዮ ናይ ሰብ ሞራይ ኣይርደአኩምን ድዩ ዶስ ቅድሚ ኪናት እዩ ተቀሪፁ ዝቪድዮ
🤮🇪🇹🤮🇪🇹🤮🇪🇹🤮🇪🇹👎👎👎
አረ እዚ ቆቢዕካ ኣውፅአዮ ናይዛ ረሳሕ ዓዲ ኢትዮጵያ