ንትግራይ ካብ ወራር ዝከላኸል፣ንዝተወረረ መሬት ዘምልስ ሰራዊት ተሃኒፁ

Ойын-сауық

#tigrai_horizon #tigrai_media_house #tigrai_broadcast_servic #Desta_show #ኦራ_ሚድያ #ብራኸ_ሾዉ

Пікірлер: 92

  • @user-ly5zv7nk6g
    @user-ly5zv7nk6g9 күн бұрын

    ሰራዊት ትግራይ ዝሰርሖም ናይ ወታድራዊ ታዕሊም ንህዝቢ ይኩን ንፀላኢ ብግልፂ ምርኣይ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ እዩ ዝዓቢ እሞ ብቪድዬ ምርኣይ ኣድለይ ኣይኮነን

  • @user-bq7mz3vf4m

    @user-bq7mz3vf4m

    8 күн бұрын

  • @SabaSeyum-jk2zc

    @SabaSeyum-jk2zc

    7 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @mass-media6445
    @mass-media64459 күн бұрын

    ነፍሲወከፍ ትግራዋይ ሃገራዊ ወታደራዊ ታዕሊም ክገብር ንሕማቕ ይኹን ንጽቡቕ ድሉው ኮይንካ ምጽናሕ አድላያይ እዩ። ሃገራዊ አገልግሎት አብ ሕገ መንግስቲ ትግራይ ክሰፍር አለዎ።

  • @sabagebru6850

    @sabagebru6850

    9 күн бұрын

    Exactily

  • @Seb15

    @Seb15

    8 күн бұрын

    ትክክል ዋላ እንተኮንካ ሕድሕድ ወታደራዊ ሚስጥራት ኣብ ዩቱበራት ክዝርግሑ ግን ጽቡቅ ኣይመስለንን ብወገነይ!

  • @user-bq7mz3vf4m

    @user-bq7mz3vf4m

    8 күн бұрын

    ​@@Seb15ፅቡቅ አለኺ ✅

  • @meskeremberhanu6307
    @meskeremberhanu63078 күн бұрын

    በጃኹም ናብ ሚድያ ዝቀርብን ዘይቀርብን መምዩ

  • @kidusgirma7909
    @kidusgirma79096 күн бұрын

    ከ እግዚኣብሔር ቀጥሎ እናንተ እያላቹ ፈተና ይበዛባት ይሆናል እንጂ አትንበረከክም🙏🏻❤️💛💪

  • @geryeabrha7895
    @geryeabrha78956 күн бұрын

    ጀጋኑና❤❤❤

  • @kidusgirma7909
    @kidusgirma79096 күн бұрын

    ጀግነች ከቡዳ አይን ይሰዉራቹሁ

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema28564 күн бұрын

    ሰላም ልሕዝቢ ትግራይ ብቓሊሱ ይእወት ❤❤❤ ይኹን እምበ ኹሉ ስልጠና ምስጥራዊ ተልኾን ይምረጽ ። ገ/ሀር ዓለማዮ ካብ አሜሪካ

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye99789 күн бұрын

    Excellent job"ጀጋኑ መንእሰያት ትግራይ ወናማት❤❤❤❤

  • @user-bc8hn4cn2d

    @user-bc8hn4cn2d

    9 күн бұрын

    Fekera tirahe nibaelka aytiwetsien niseb techaris

  • @mulugetasiyoum6671
    @mulugetasiyoum66719 күн бұрын

    አብዚ ምቅራብ ኣድላይ ድዩ ኾይኑ?

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85539 күн бұрын

    Wa wa wa እነ ዝሚድያ ዝሕሺ ዘይመሰለኒ ነይሩ ናይ ቀደም ቪድዮ ናምፃኹም ፈታውን ፀላእን ኣይተደናግሩ

  • @noursaeed2635

    @noursaeed2635

    8 күн бұрын

    አሰንታዩ ጸገምጊ ተሸርሺርኪ😂😂

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    8 күн бұрын

    @@noursaeed2635 ክላ ፋር

  • @user-ck5zb8xf8i
    @user-ck5zb8xf8i8 күн бұрын

    ዋህስ ትግራይ TDF

  • @user-hk4sf3rt6b
    @user-hk4sf3rt6b8 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohannesgobezay2250
    @yohannesgobezay22506 күн бұрын

    ኣሰይ ብጣዕም ፅቡቕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf7 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @kidusgirma7909
    @kidusgirma79096 күн бұрын

    የጀበና ሰባሪዎቹ ይህን አይተዉ ነዉ ከዉጭ ሀገራት ጋር ተባብረዉ ያስጨፈጨፍዎቹ😢

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8838 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk8 күн бұрын

    እዚ ናይ ታሕጓስ ከይኾነ ይኹን ኣይኹን ንፀላኢ መረጃ ኣሕሊፍካ ምሃብ ተገይሩ እዩ ዝውሰድ ።እዚ ዝፀንሐ ታዕሊም እዩ።

  • @fegffghhfh6393
    @fegffghhfh63937 күн бұрын

    🙏🏽⭐🙏🏽⭐⭐⭐

  • @kidusgirma7909
    @kidusgirma79096 күн бұрын

    ጀጋኑ አምላክ ይሀልኹም

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay30449 күн бұрын

    እዚ ረኣዩልና ስምዑልና ኣዋጅ ንምንታይ??? ቅድሚ ኩይናት'ውን ከምዚ ዓይነት ድንቁርና ንርኢ ኔርና:: ሓደ ለባምዶ ተስኣነ??

  • @mulubrhanmera2393
    @mulubrhanmera2393Күн бұрын

    I hate war!

  • @user-eb8gc5yd4r
    @user-eb8gc5yd4r8 күн бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @saragezaw4834
    @saragezaw48348 күн бұрын

    ምዕላሙ ብጣእሚ ዝድገፍ እዩ ግን ብሚዳ ክቀርብ ግን ኣይመድለየን ይብል።

  • @user-wr4tv3lr1s
    @user-wr4tv3lr1s8 күн бұрын

    ናይ ቐደም እዩ

  • @berihunnegash8371
    @berihunnegash83718 күн бұрын

    እቶም አሕዋትና ጀጌኑ ሙኼኖም ንፈልጥ።እታ ንትግራይ ዘከላኸል እና መሬት ዘምልስ ዝትብል ተወሳኺ መላምል አሕዋትና ክንከፋል አይንደልይን።

  • @user-ol4rl6kn4k
    @user-ol4rl6kn4k8 күн бұрын

    Nonsense!!!!!!!!!!

  • @HagerSelam-d9p
    @HagerSelam-d9p7 күн бұрын

    Resah. Media. Nay. Shaebiya. Gidi. Eyu

  • @dooonmoon
    @dooonmoon8 күн бұрын

    That is wrong. why??????????????????

  • @user-gs9ky9wd5s
    @user-gs9ky9wd5s8 күн бұрын

    ሪፖርት እንዳገበርኩም ኣዕፅውዎ። እዚ ናይ ፀላኢ ሚድያ እዩ

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal8 күн бұрын

    ሰራዊት ምህናፅ መድሕንና ምዃኑ ርዱእ እዩ ግን ምስ ሙሉእ ዕጥቁን ድጋፍ ውኣብትን ዘካተተ ኾይኑ ብመጠንን ብቅዓትን ሓይሊ ፀላእትና ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ይግባእ

  • @HamelmalHajjsb
    @HamelmalHajjsb8 күн бұрын

    ምስጥር ወታደራዊ ዓቅምና ንፀላእቲ አሕሊፍኩም አይትሃቡ አድላይ አይኮነን

  • @Maykomola
    @Maykomola8 күн бұрын

    Hasewti nay qedem eyu guhafat

  • @amanuelgebrerufael9540
    @amanuelgebrerufael95408 күн бұрын

    ልበወለድ ኣይትጽሓፍ ምዃንን ምድላይን ነንበይኑ እዩ ሰነ ሰላሳ ድማ ሕዚ እዩ

  • @solomonare7471
    @solomonare74719 күн бұрын

    Why are you showing this? This was from 2018

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d9 күн бұрын

    ATA GIDEFUN DO ADLAYI DIYOU KOYNU

  • @Sk-jj1xk
    @Sk-jj1xk8 күн бұрын

    This is old clip

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon73608 күн бұрын

    Hiwat kedameyti kitefi zelwa nay Tegaru xelait

  • @HaylayGebretsadik
    @HaylayGebretsadik7 күн бұрын

    ምሽጥር ብኽነት ምኽንኑ ፍለጡ

  • @user-vh6ho6pl7d
    @user-vh6ho6pl7d8 күн бұрын

    እንታይ አለዎ ትግራይ ሰብ አለዋ አይትጨነቁ ኩሉ ብክዕለቱ ይወፈይ

  • @selamselam2569
    @selamselam25699 күн бұрын

    ጸላእቲ ካብዚ ንላዕሊ ይሰርሑ ኣለው ከማኩም ግን ናብ ሚድያ ኣየምጹን ok ንYou Tube ገንዘብ ክትኣርዩ ክትብሉ ሕማቃት ኣብዚ ምርኣይ እንታይ ጥቅሙ ሱቁ ዘይትብሉ ድናቁር

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    9 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ንገርለይ እማ

  • @noursaeed2635

    @noursaeed2635

    8 күн бұрын

    ተሽርሺካ ኮ ሞትካ እንታይ ጸገምካ ሳዋ ነርናዩ አምሐራ ክአ ኩል ግዚ ምሰተሰዓሮ 😂

  • @selamselam2569

    @selamselam2569

    8 күн бұрын

    @@noursaeed2635 ሱቅ በል ዱፉን ኣእምሮ

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul8 күн бұрын

    አረበጃኹላብሚድያአይታቅርብዎ

  • @sentayohgebre6681

    @sentayohgebre6681

    8 күн бұрын

    Sek elkum zize aytebalu eski zetray eko kulu sefleto seltu eyu emo sek elka like gebru esu neatom negfelom ahwatey tsebuk melkti eyu ne tselati

  • @kidusgirma7909

    @kidusgirma7909

    6 күн бұрын

    ሓቂ👌

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m8 күн бұрын

    አታ ግደፉ እንዶ ከምዚ አይትዘርግሑ ነዚ አብ መከራን ስቃይን ዘሎ ነዛ ተስፋ ህዝቢ ተጀሚራ ዘላ እናሓሰብና ዳኣ ከምዚ ምዝርጋ አይሳዓቱን በጃኹም አብ ነንባዓልና እምበር ናብ ዓይኒ ፀላኢ ክወፅእ የብሉን ካብ ጥቅሙ ጉዳኣቱ እዩ ዝገደና ገና መከራና እኮ አይዛረየን ዘሎ አሕዋተየ 😢😢

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane77158 күн бұрын

    ቅድሚ ኲናት'ውን ርኢና እንዲና ግን ኩነታት ምስ ተፈጥረ እቲ ህዝቢ እንተስ ካብ ማሕረሱ እንተስ ካብ ንግዱ ዝተሰለፈ ኢዩ ጥሜትን ጽምእን ድኻምን ተጻዊሩ ዓዱ ዘድሓነ ። እዞም ንሪኦም ዘለና ግን ዋላ ብቕዓት ይሃልዎም ብጣዕሚ ውሑዳት ኢዮም ኣብ ምንታይ ክበጽሑ ይኽእሉ ምስቲ ናይ ጸላኢ ብዝሒ ኣወዳዲርካ ካላኣይ ነገር ኣብዚ ሚድያ ወተሃደራዊ ምስጢር ምልቃቕ ንምንታይ ኣድለየ ንሰላም ዝዕድም መልእኽቲ የብሉን ኣጥፍኣዮ በጃኻ

  • @user-lt7dt9ct3c
    @user-lt7dt9ct3c8 күн бұрын

    ዙምድያ ኦውነሩ ትግራዋ የኮነይ ወይለ ናይ ፀላኢ ሚድያ ከኮን አለዎ::

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon73608 күн бұрын

    Debrxion zeyhafir 1.5 zetfe Hizbu zesdede Menisyat Godelo akel geru Tegaru awaridu siltan kof ilu

  • @Bini-vk3cx
    @Bini-vk3cx8 күн бұрын

    ንላይክ ኒሸር ኢልኩም ሰራዊትና ናብ ሐዊ ተእትውዎ ከለኩም

  • @user-gs9ky9wd5s
    @user-gs9ky9wd5s8 күн бұрын

    እዚ ቪድዮ እዚ ኮነ ተባሂሉ ብፀላእቲ እዩ እብዚ ጊዜ ዝልቀቕ ዘሎ።

  • @Happy99482
    @Happy994827 күн бұрын

    ሓምለ 1 ኮ ኣቲና

  • @user-vx7co3vy3s
    @user-vx7co3vy3s8 күн бұрын

    Stelitkum bft nfit aykonen zmestkum bdqaskumn bwuleqe enahalekum eyoum zestikum bleyt aytdeqsu bqatri nbeynkum aytkdu etbeliwo mgbi enastereku m mgbi kone meste eti bal wana bqdmia stimu abqdmekum jhbekum alewo eziom negrat astewuilu.

  • @Mekd87
    @Mekd878 күн бұрын

    ወረራ ትግሬ ሕልሚ👹👹👹👹

  • @amanuelberhame6711
    @amanuelberhame67118 күн бұрын

    ካብ ሕሉፍ ዘይምሃር ማሕበረሰብ ዋጋ ኣይብሉን ንምንታይ ብምድያ ከምተቅርብዎ ኣይርድኣንን እዚ እኮ ናይ ሰርከስ ምርኢት ኣይኮን ንምንታይ እዩ ኸ ወታሃደራዊ ታዕሊም ናብ ሚድያ ክወፅእተጌሩ ውዕሊ ፕሪቶርያ ተረሲዑ ድዩ ተመዛበልቲ ናብ ቦትኦም መሊኦም ነኸይኣትው ኣይዕንቅፍን ዶ መሽረፈት እዚኣ ተሪእዋ ክጥቀመላ ይኽእል እዪ።በጃኹም ተጋሩ ነስተውዕል።ክርአ ክርአ ኣይመባልዕትናን።

  • @user-qq6tx9xl9p
    @user-qq6tx9xl9p7 күн бұрын

    ከምዝ ዓነት መርእት አተርኡ ኩሉ ነገር ብምስጥር/ ቡሕቡኡ ይኩን /ንዮቱብ ሽቀላ እልኩም ወታደር ቅስቃሰ አተርእዮ

  • @Sk-jj1xk
    @Sk-jj1xk8 күн бұрын

    Big liar..shaibia

  • @user-um9wy6dm1e
    @user-um9wy6dm1e8 күн бұрын

    ፌሸፋሸ😏😏😏

  • @Samsunga14-ey7se
    @Samsunga14-ey7se8 күн бұрын

    አረ በዛኹም ካብ ሑሉፍና ንማሃር እንታይ እዩ ናብ ሚድያ ተቅርብዎ ዘለኩም ዋእ😮😢

  • @GEB301
    @GEB3014 күн бұрын

    መን ኮን 'ዩ ከብድኹም ረጊፅኩም!?ናብ ሚዲያ ዝወፅእን ዘይወፅእን ምፍላይ ዝኣበየኩም።

  • @user-xw7jf9mg2q
    @user-xw7jf9mg2q8 күн бұрын

    ምድረ አልቃሽ

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v8 күн бұрын

    ነዝ like የትሃብዎ ኣጃ ድዩ ድምፅ ዉፁዕ ህዝብ ዘይ ኸዉን ደደብ

  • @semeremebratu4486
    @semeremebratu44868 күн бұрын

    Nay meaz eyuke ? Entay eyuke tikmu abzyu mzrgah nzeytrebih view tebahilus halewlew? Libi yehabkum

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v8 күн бұрын

    ሓሳዉ ብሰራዉት ምሽቃጥ ኣቆርፆ ደደብ

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf8 күн бұрын

    እዚ ንዓኹም ዝምልከት ድዪ ኾይኑ

  • @user-gq6cq9jh5g
    @user-gq6cq9jh5g7 күн бұрын

    እዚ ጦርነት ዝቕስቅስ ናይ ሰነፍ ዜና ዘይትሓድግዎ

  • @carlyle25
    @carlyle258 күн бұрын

    that is fake ...

  • @etsaywoldu6213
    @etsaywoldu62137 күн бұрын

    ኣታ ሓወይ ካብዝሓለፈ ኣይትማሓርን ዲሓ? ሱቅ ዘይትብል

  • @shewayetsige2013
    @shewayetsige20137 күн бұрын

    መቼ ይሆን ፈሪሀ እግዚአብሔር ያደረባቸውን ወጣቶች የምታሰለጥኑት?አይ ቅድስት አገር የቅዱሳን አባቶቻችን የነያሬድ አገር አረም በቅሎብሽ ተሰቃየሽ

  • @ShaSha-eo6ci

    @ShaSha-eo6ci

    6 күн бұрын

    ቲሽ አህያ እናንተ ደሞ ስለ ቅዱሳን ትናገራላችሁ ኻይሶች😏

  • @shewayetsige2013

    @shewayetsige2013

    6 күн бұрын

    @@ShaSha-eo6ci ይሄ ትዕቢታችሁ ነው ለእልቂት ያበቃችሁ እግዚአብሔርን ፍሩት

  • @kidusgirma7909

    @kidusgirma7909

    6 күн бұрын

    እናንተስ መች ይሆን እንደ ዉጭ ጠላት አይታቹሁ ዘለአለም እምትጨፈጭፍን😡

  • @Yy2yy3-rm5pk
    @Yy2yy3-rm5pk8 күн бұрын

    የፋኖ ቀለብ ትሆናላቺሁ አርፋቺሁ ተቀመጡ

  • @siblesible4838

    @siblesible4838

    8 күн бұрын

    Kemekelakeya fitlefit megtem yalchalk ketidief mekur tagegatale wede tgray and tyt ketekosk aby key ena tkur kek ykorsal enante hlnabisoch

  • @emirufisseha6811

    @emirufisseha6811

    8 күн бұрын

    Mnabatu yakal fesam

  • @Mekd87

    @Mekd87

    8 күн бұрын

    ​@@siblesible4838ቆማጣ አጋሜ ወረራ መቀኛ ረሳሕ ህዝብ ትግሬ👹👹👹👹👹

  • @Tsgush-algahtamaa017
    @Tsgush-algahtamaa0178 күн бұрын

    ሓንቲ ሽግርና ተጋሩ ኩሉ ነገር ምሽጥራዊ ስራሕ ዘይምስራሕን

  • @belaygeb6643
    @belaygeb66438 күн бұрын

    Please stop talking shit. Do you have one drone??

  • @debretsionmaryam4835
    @debretsionmaryam48358 күн бұрын

    ሐሳዊ ቅድም ኢሉ ዝነበረ ቢድዮስ ሐድሽ አሚስልካ ክትዝርግሕ ጉዳም

  • @user-om3ss6yb8i
    @user-om3ss6yb8i9 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @BerheBelay-f3b
    @BerheBelay-f3b8 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @user-rq5nv3vi9p
    @user-rq5nv3vi9p6 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

Келесі