ምንቅስቓስ ይኣክል፡ መበገሲ ዕላማኡ ዘይቀየረ ብውክልና ህዝቢ ዝምራሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኢዩ።

"Global Yiakl” is a socio-political grassroots movement aimed to end tyranny in Eritrea and to realize democratic political change in the country. Its mandate, which has derived from the public, is to mobilize & organize different Eritrean talents, resources and efforts . The purpose is to play a leading role in:
- resolving the ongoing problems in Eritrea,
- introducing rule of law,
- preparing the society for democratic change and
- realizing safe transition.

Пікірлер: 4

  • @ZaraArtTop1
    @ZaraArtTop110 ай бұрын

    ግርም

  • @g.michaeltzerai7764
    @g.michaeltzerai776410 ай бұрын

    እዋናዊን ተሪር መልእኽቲ ንኣጸለምቲ።

  • @dawitgebremeskel9621
    @dawitgebremeskel962110 ай бұрын

    የቐንየልና! ብዙሓት፣ ገለ ኣባላት ይኣክል እውን ከይተረፋ፣ ዝኾነ ክውን መርትዖ ዘይብሉ፣ ምንቅስቓስና ከም ዝተዳኸመ፣ ሓሓሊፎም እውን ከም ዘበጉሶ ዕላማ ዝሰሓተ፣ መጽረይ ኣፎም ኮይኑ ከዃማስዕ ፈቐዶ መጋበእያታት ክስማዕ ጹኒሑ። ነዚ ብገለ ሸነኻቱ ተጻባኢ ዕላማ ዘለዎ ኣባህላ መልሲ ምሃብኩም ኣብ ትጽቢት ዝጸንሐ እዩ። የቐንየልና ድማ። እዚ ጉዳይ ግን ብናይ ሓደ ግዜ ሓተታ ወይ መግለጺ ዝዉዳእ ስራሕ ኣይኮነን። ቀጻሊ፣ ዓወታት ምንቅስቓስ ብምኹላዕ፣ ኣበርክቶኡ ብምሕባር፣ ብድሆታቱ ኣብ ጎደናታት እንዳውሩድካ ዘይኮነ ኣብ ወግዓዊ ቦትኡ እናቕረብካ ምፍታሕ ክሓትት እዩ። ንፍተዎ ንጽልኣዮ ንፍትሓዊ ለውጢ ኣብ እነካይዶ ዘለና ቃልሲ ዝሓሸ መሳርሒና ይኣክሌ እዩ። ስለ ዝዀነ ድማ ንከላኸለሉ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd10 ай бұрын

    አዝዩ አገዳስን ሐቕን መልእኽቲ።

Келесі