ATV: ትግራዋይ ነባር ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ከልካይ እምባየ በርሀ ካብ መቐለ ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዘመሓላለፎ እዋናዊ ረዚን መልእኽቲ
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZread.
Пікірлер: 140
ዋው የቐንየልና ኩቡር ኣቦና ንውዕለትካ ካኣ ጻማኽ ትርእየሉ ጊዜ የምጻልና !! ሃገርኩም ክሳብ ደው ትብል ድማ ኣብ ጎኑኹም ኣለና !!
ለባም ዘረባ 👍👍❤️
ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቒ ለባም ኣቦ
This is the Real History about Eritrean and Tgray . We Love you Brother ❤👍
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ክብረት ይሃበልና ኣሰና!!ተስፋ ይገብር እዚ ሰብ መጀመርታን መወዳእታን ከይከውን።መበገሲ ናይ ብዙሓት ኣብነታውያን የሕዋት ክከውን ዘለኒ ባህግን ትምኒትን ደረት ኣልቦ ምኳኑ ክገልጸልኩም ይፈቱ።
የቀንየልና ክብር ሐውና ታሪክ ናይዚ ክልተ ህዝቢ አብ ግዜ ቃልሲ ከመይ ከምዝነበረ ከነስተውዕል አለና።
እዋይ ዕላሉ ደስ ክብለካ ።
ክቡር አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 ዕንቃዕ ካብዚ ገበል ውድብን ካብዚ ጠላም ህዝብን ተገላግልኩም ናብ መበቆል ኣፍኩም ኣተኹም 🙏❤️🌹💯
Thank you Brother you have Good Spirit God give mercy to Eritrean New Generation 🙏
ጅግናን ምቁሉሉን ሓውና ትጋዳላይ እምባየ
ገዲም ተጋዳላይ ከልካይ ናይ ብሃቂ ብኣል ንስካ መግለጺ ሃቀኛ ሃወልቲ ታሪክ ኢካ፥አቲ አንፈልጦ ታሪክ ድማ ከምዝበልካዮ ክንደይ ኣሺሃት ትውልዲ ተጋሩ ንነጻነትን ፍትህን ሃርነትን ኣሪትራ ተዋዲቆምን ተሰዊኦምን አዮም፥ኣሪትራውያን አውን ኣብ ትግራይ ኢትዮፕያ ምአንቲ ሃርነት ትግራይን ኢትዮፕያን ብኣሺሃት ጀጋኑ ሂወቶም ከፊሎም ተሰዊኦም ኢዮም፥አንተኮነ ብሰንኪ ጽልአን ቅርህንትን ናይ ክሊቲኡ ወገናት ፖሎቲከኛታት ነዚ ሃቢሩ ዝተቃለሰን ዝተሰወኣን ህዝቢ ከዳሚዩዎን ጽልኢ ክግስግሱን ከቅትሉን ይረኣዩ፥ አንተኮነ በትሪ ሃቂ ትቀጥን አምበር ኣይትስበርን ከምዝተባህለ ዊኢሉ ሃዲሩ አዚ ኣብ ክሊቲኡ ሃገር ዘሎ ኣህዋት ህዝቢ ብኣወት መዝዝ ኢሎ አቲ ሃቀኛ ታሪክን ህውነትን ኣብ በትኡ ዝምለሰሉ አዋን ርሁቅ ኣይኮነን አሞ ዝከፈልካዮ ንአስነትካን መቅሰልትካን ኮንቱ ዘይኮነ ምአንቲ ክሊቲኡ ህዝቢ መስዋአቲ ዋጋ ሃርነት ስለዝኮነ ናብቲ ህቀኛ መስመሩ ዝምለሰሉ አዋን ርሁቅ ኣይኮነን ክብለካ ይፈቱ ክቡር ሃው፥
አንበሳ🙏🙏🙏❤❤
ጀግና ወድቶም ጀጋኑ ሓቂይሓብካ ከምዝይ እሉ ልዛረብ እና ዝሰአና ትግራይ ትስዕር
መጀመርታ ግን አሰና ሚድያ ናይ ኤርትራውያን ድዮ ናይ ትግራይ ግድነት ክፍለጥ አለዎ
Nmskrnetka ነመስግን 🙏🏽
ጅግና
TEGARU GEGANU NAI BHAKI HGDEF DEM AFASISOMNA KLTE AHWAT AGEKUM BHADE ALENA NAI BHAKI GIGNA.
ለባም ሃው ከማካ ይብዛህ ካልካል ሃወይ ጥአና ይሃብካ ሃወልቲ ሃቂ ኢካሞ አድመን ጥአናን ይሃብካ ፥
Kindey equa I thank you so much father
Exactly💯
Ayee gzie😢😢💔💔
This guy given you real history He knew and was there He is real man He is telling real history But now game change, The new Eritrean generation has no idea about tigray history The Eritrean regim has blinded the new Eritrean generation Thank you 💕 for your sucrfice for justice and freedom of human being
Thank you for honest story
እዚ ጅግና እዚ ንበይኑ ኣይኮነን ብዙሓት ተጋሩ ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ስለዝዓበዩ ኣብተን ውድባት ተ. ሓ.ኤን ህ.ግ ተሰሊፎም ግቡኦም ኣበርኪቶም ኢዮም ብዙሓት ውን ተሰዊኦም ኢዮም::ስራዊት ህውሓት ድማ ኣብ ሻድሻይ ወራር ተሳቲፉ ነቲ ውድብ ካብ ጽንተት ንምድሓን መስዋእትነት ከፊሉ ዩ:: ሕጂ ውን ዋላ መሬት ዕንቂ ትእሰር እምበር ሞራላዊ ይኹን ገንዘባዊ ሓገዝ ነቲ ኣብ ጎንና ዝተሰውኤ ህዝቢ ትግራይ ካብ ምሕጋዝ ድሕር አይንብልን ::
@bynamtensae1165
2 жыл бұрын
HGDEF officials are Greedy, cruel, stupid and are serial killers - I wish them they rot in hell. Thousands of Tigrayan fighters sacrificed for eritrea independence dumped to Tigray with out getting paid for the critical years they fought for eritrea. Ata Ata Me'A'Lti MeA'Lti Q'a KumTr BeLna. With these gruesome sins committed we truly need extensive prayer to get mercy from the almighty God.
@yonasmatti8118
2 жыл бұрын
My Life ተጋ/ከልካይ እምባየ በርሀ, ኣቕሪብዎ ዘሎ ታሪኽ ናይ ተጋሩ ደቂ-ትግራይ ኣብ ህግ፣ ምስ ግዜ ምንዋሕ ሓደ-ክልተ ናይ ቦታ ኣስማት ጌጋታት ገዲፍካ፣ ልክዕን ሓቅን እዩ ዘሎ። ኣብዛ ናትካ ጽሕፍቲ "ሰራዊት ህውሓት ኣብ ሻድሻይ ወራር ተሳቲፉ ነቲ ውድብ ካብ ጽንተት ንምድሓን።"እትብል ግን ተጋጊኻ ኣለኻሞ። እንተኣረምካያ እንታይ ኣለዎ። ኣብ ዝርዝር እንተ ኣቲና፣ እታ ነገር ምጽጽጽ ክትብል እንድያ፣ ስለዚ ብኸምዚኣ እንተ ወስድናያ ትሓይሽ። ክልቲኡ ሰራዊታት ህግን ህወሓትን፣ ወተሃደራዊ ስርሒታቱ ኣወሃሂዱ፣ ነቲ ናይ ሓባር ጸላኢ ዝነበረ ደርጊ ንምእላይ፣ ኣብ ኤርትራን፣ ኣብ ትግራይን፣ ኣብ ሳሕልን ማእከል-ኢትዮጵያን፣ ዘካይድዎ ዕውት ወተ/ ስትራተጂ ኔርዎም። ተሳታፍነት ተጋደልቲ ህወሓት ኣብ 6ይ ወራር ድማ ኣካል ናቱ እዩ ኔሩ።
@Z-oneandonly
2 жыл бұрын
@@yonasmatti8118 ,,,,ተሳቲፉ ነቲ ውድብ ካብ ጽንተት ንምድሓን መስዋእትነት ከፊሉ'ዩ ማለት ንበይኑ ከምኡ ጌሩ ማለት አየስምዕን ስለዚ ደጊምካ ኣንብቦ :: ደሓር አነ ተራ ናይ ወያኔ ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣብታ እዋን ናይ ሻድሻይ ወራር ንምጥቃስ ኢየ'ምበር ናይ ህ. ግ ናብ ትግራይ ( ኢትዮጵያ) ኣትዮ ዝገበሮ መስዋትነት ወይ ድማ ወያነ ምስ ህ.ግ ተሻርዩ ንተ.ሓ.ኤ ኣብ ምጥፍኣ ዝተጻወቶ ግደ ስሒተዮ አይኮንኩን :: ክሉ ዝተመዝገበ ታሪኽ ኢዩ :: ልክዕ ኣልጌና ዶብ ሱዳን አይኮነን : ዶብ ሱዳን ካብ ኣልጌና ብጣዕሚ ርሑቅ ኢዩ
@Z-oneandonly
2 жыл бұрын
@@eriblood803 ክክክክክ መሃይመይ ጥሪት ኢሰያስ : ክንደይ ፍርንጭት አለኪ ንስኺ ኸ : ጥልያን ኮ ንኢትዮጵያን ኤርትራን ክገዝእ ከሎ ናብ ትግራይ ዓዲ ራስ ኣሉላ እግሩ አይንበረላን :: መን ድዩ ዝገዝኣኪ ዘሎ ሕጅስ : ኢሰያስ ወዲ ተንቤን : ሓጎስ ክሻ ወዲ ዓዲ ግራት ወረዳ ዓጋመ : የማነ ማንኪ ወዲ ዓድዋ ዶ አይኮኑን ከም ባራዩ ጌሮም ዝጻወትሉኪ ዘለው ሽቃቀይ ኤርትራዊ ንኤርትራ ክሳብ ሕጂ አይገዝኣን ብድሕሪ ሕጂ ውን ሰጥ ለበጥ ዘብለክን ትግራዋይ ጥራይ ኢዩ 🤣🤣🤣👋😂🤣🤣🤣
@Z-oneandonly
2 жыл бұрын
@@eriblood803 ፍርቂ ሚልዮን 500,000 ስራዊት ትግራይ ክጠፍእ ማለት መላእ ኣብ እፍሪቃ ዘለው ዲክታቶራት ነጻ መውጽኡ ኔሮም :: ህዝቢ ትግራይ ብጥይት ይኹን ብጥሜት ደኣ ይሙት እምበር ሐመድኪ ዕደ አይስደድን አይንብርከኽን :: ንዒ ደኣ ውግእ ኮ ገና አይተጀመረን ,,, ምስ አምሓራይ እቲ ቀንዲ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ተሓንጊርክን ተጎርቢትክን አቲኽን ሲ ፈኸራ ክትገብራ :: ክክክክ ወዲ መድህን በራድ ወዲ ተንቤን ካብ Game Over ናብ ጠፋእና ስላስ በጺሑ ቀይሕ ባሕሪ ክወስድዎ ኢዮም : ወያነ እመጹና አለው ዝብል ዘሎ :
JIGNA HAWEY KULU HAKI IYU ZEREBAKAN AGEDASI MIKIRIKAN , KEMAKA ALONA AHIWATKA ERTRAWIAN TEKALESTIN HIZBIN DEGEFTIKUM NIHIZBI TIGRAY . HABIRNA TEHAGAGIZNA BISELAM KININEBIR INA KLITENA DIKATAT .
አታ ሐወይ ሐቂ ተፀሊአ እያ ሎሚ
Welcome 📺 asena
ክብረት ይሃብልና ኩቡር ኣቦ ሰለና ዝከፍልካዮ ዋጋ ኣይንርስኦን
Tikikiale...thank you brother. So very true
❤❤❤❤❤❤❤❤
KILITE AHIWAT MEN YFELALYOM ? ITOM KIFELALYUNA ZIFITINU FISHULAT IYOM , KULATNA BIKILITIUU HAGERAT - TIGRAYN ERTRAN NEZI KIBUR HIWINETNAN BAHILINAN KETSALY NIGOSGUISELU , AB GODNIKUM ALONA , AJOKUM-AJONA !!
Great
❤❤❤❤❤
Kedaa
Tsibuq zereba yeqenyelna. Gin dehan eta hager shewAte gudgwad atya hilm tbel. Kubo derbinala ena.
ክቡር ሓው ጽቡቕ እዩ ትፈልጦ ዘሎካ ሓበረታ ንህዝቢ ምክፋል። ታሪኽካ ኣብ 74 ተሰሊፈ ኢልካ ሞ ካብ ተ.ሓ.ኤ ፋሉል ኣብቲ ዝነበርካሉ መዓስከር መጺኦም ክዕለሙ ስለዝበልካ 1977 እዩ ቅድሚኡ ዝነበርካዮ እንተብርህ ጽቡቕ ነይሩ እቲ ዓመተ ምህረት ይጋጮ ኣሎ
👍👍👍
ኣጆኻ ጅግና ተጋዳላ እምባየ በርሀ ከምቲ ትምኒካ ክኸዉን አዩ ብርግጽ ህዝቢ ትግረይ ሓው ህዝቢ ኤርትራ አዩ ሎሚ ቢ ወዳቂ ዝኾነ ዉዱብ ህግደፍ አንተ ተፋላለና ታርክና ግን ክድምስስዎ ኣይኬሉን አዮም forever የሕዋት ኢና
Then how is it fathomable in betraying this loyalty? GOD 🙏🏾 TIGRAWEYIANS.
@samuelghebreghiorgis5603
2 жыл бұрын
He was loyal to oppressed people of eritrea. ኣቢይ ምርሓና፤ ምስ ኢትዮጲያ ሓደ ኢና we hear these phrases from your demi god. Who betrayed whom Mr. ShaAbiya?
Ezgeazarebeka wedi hizbi
Tx kalkay . Tarik aydgemn iyu gn kea kzker ynebr .
እታ ቡሩኽ ሐወይ አብቲ መጀመርያ አመጻጼ አመዓብላ ታሪኽ እኳ ጽቡቕ እንተ ጀመርካዬ ንጊደ ሐቂ ግና መን ድዩ ንዝኹሉ ዓመታት አብ ንኤርትራ ዝተወሰነላ ቦታ በጥ ኢሉ ጸኒሑ ብባጽዕ መጻናኩም ብዓዲሀሎ ደገምናኩም ዝብል ኔሩ እሶምከ እንተ ዝሰልጦም ንህዝቢ ኤርትራስ ጠስሚዶ ወላስ መዓር ምለኸይዎ ኢልካ ትሐስብ? ብዝኾነ ግና እዝአብሄር ንኽልቲኡ ህዝብዝብታት ሰላም የዉርደሉ ዝሐለፈ ይአክል ይበለና።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😍😍😍😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍👍👌
Yes seyoum wedi zagir thank you for remembering him
ሙሉእ ሰላም ዩኮነሎና
Bhagez meswa’eti ahwatna Tegaru zmetset hagersi eza dembe insisatat hgdef “agame” tbl.
ልቦና ናይ ተጋሩስ ፍሊይ ዝበለ ኢዩ ዕድመን ጢዕናን የሃብካ እታይ ክንገብር ኢልካና ኩሉ ብሰንኪ እሰያስ ኢዩ ንሱ ድማ ርእሰምተሓት ኢዩ ሰኣን ትግራዋይ ኢየ ምባል ካበኣ ከሃድም ክብል ህዝብታት የህልቅ ኣሎ
አንጀራ ኣለም ብላአ አድመን ጥአናን ይሃብካ፥መጻኢት ኣሪትራ ዋጋ ጸማካ ከምትከፍለካ ይተኣማመን፥
Hasawi hezbawi genbar hasot aymaharen . Kedem HG kome HG hawi Amannuel Hasina ekha .HG hasot Aymaharen wesslat hasawe .
Tegaru lebamat behki:: we Eritrean are confused society
Hakia behaki
ባአሉኩም ኣኩጀምርኩሞ
ጽልኢ ትግራዋይ ዘለዎ ቅመኛ ናይ ኤርትራ ኢዩ ።
Binary habar kalisi ninay habar Tselae zibehale poloticawe sistem kem zinebere do Tefiuka, Eta hewenet etibehal kale gin aygidin,abey dea Nerika wedey sirat weyane ab silitan enqola,melae hebreteseb Ethiopia biret yetika nihezibi Eritrea nimitifae,ab melae Ethiopia zinebere eritrawe nibretun habitun zemita aregaweyan hetsawenti human aynesiweran kitisegug ke dea yientikan,Aezankan do qon Aynesiwer wey xemam Nerika tikewen, walas zemed naytom kixigimom eritraweyan yehewatina kitimom Tifat eritraweyan zimineu Tegaru doqon qounka,Bele haz Ziqone yiqun eritrawe zimexe Ente mexe ab goni hagerun hezibun kem zelo filet, Heji Ewen ab melae alem zelo hezibe eritra edu wet zebile nab Eritrea Aedawe kemziqurexa sidri nab dobat Eritrea gexu aegaru zisiguma aegaru kemzihemishesha aytizengie,Hezibi Eritrea wedi 9 beherat deki hanti weladit hagere Eritrea muqaunu Lomi kem Timale bihanti fisika zitinise Hezibi muqaunu filet.
የተበላ እቁብ
Bahki ema jigna nazom abona tArki keslo eka
ETY BIZUH ZEAAWETENA AB SHADUSHAY WERAR DERGI SAHIL , TARICK NAY SELESTE BRIGEDAT SERAWIT TIGRAY ZIHAGEZANA IMO DERGI ZEFISHELALU NIMINTAY IYU KIRISAEE ZIDILE ZELO ? HJIWN KINIDEGIMO YGIBEAANAYU .
Hmakat..slezkonu..iom..tekaliso..neiseyas..hizom..zaiaetewu..
እሞ ደርግይ ብህይዎኦቱ እንኦኮ፡ ዙምባብየ ክበኩም ትብል ኣላ፡ ተሃታትይ እካ ዝብሎ ስእኑ።
ጂግና ወዲ ጀጋኑ፥ሃንቲ ንጣብ ርሃጽ ዘየፍሰሱላ ሃገር፥ኣሪትራዊ አምባህ በል፥ኣድና ትውንጨፍ ኣላ፥ዝብሉ ሃሱሳት ሱፐር ኣሪትራውያን ክከኑ ይደልዩ፥ንህማቅ አዋን ባኣል ጋአሳ ኣለዋ ከምዝተባለ፥ደገፍቲ ህግደፍ ተበለጽትን ሰረቅትን ፥ደምበ አንስሳ፥ኣነ ከምዝፈልጦ ኣሺሃት ተጋሩ ኣብ ህግ ተሰሊፎም መስዋአቲ ከምዝከፈሉ አንፈልጥ ክሳብ ክንደይ ኢና፥
Ety psychological make up eyumber tigraway yikun eritrawi it doesn't matter. Nai shaebiya duhurአረአእያ እዩ.
Agoca
EZI HADE FISHUL DICTATORSI KINDIZI MEKERA KEWIRIDELNA ? NIHINA INA FISHULAT AWANAT KEM TENAKASI KELBI NENIHIDHIDNA HININ-HININ KINIBIL NINEBIR TENAKESTY INISISA - ARAWITE-GIDAM INA .
Eseyas..male..yesew..Aesid..malet..new
Kkkkkkkkkkkk
entaye emo tewerazeylo nehzebe Eritrea nefalete ina enda kuteba zeneberse meare kindzy tehsew..Hasawi shetati. Game over Junta..🤮🤮🤮🤮🤮🤮
Kulu zisemio kab tigrawot himak aysemaekun entrfo kab eritrawi..des zeble nay lebamat zereba Abona.
ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት :: ንትግራዎትን ንኤርትራውያንን ንኸጥፍ ካብ ዝተመስረተሉ ማዓልቲ ካብ ንግሆ ጀሚሩ ዕላሙኡ ከተግብር ኢዩ ህርዲግ ዝብለ ዘሎን ክብል ጸኒሑን :: እዚ ህዝብታት እዚ ክልቲኡ ብማዕረ ናይ ህግደፍ ( ኢሳያስ ኣፈወርቂ ) ግዳይ ኢዩ :: ሓደ ሓደ ፍልጠት ዘይብሎም ንነብሶም ፈላጣት ኢና ኢሎም ዘእመኑ ግን ካኣ ሰብ ዘይኣምነሎም ናይ ፖለቲካ ፈላጣት ወይ ተንተንቲ ኢና ባሃልቲ ናይ ፖለቲካ ነጋዶ ንህዝቢ ኤሪትራ ኣብዚ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘለዎ ናይ ውልቀ ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንኸውጽእ ናይ ዉልቁ ተበግሶ ወሲዱ በይኑ ድልየቱ ክፍጽም ዝፈጸሞ ወራር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ክልል ትግራትን ታሓታታይ ኢዩ ይብሉ :: ልክዕ ኢዩ ኢሳያስ : ኣባላት ህግደፍ : ሃገራዊ ድሕነት ማሓውር ስለላ ኤሪትራ : ከምኡ ውን እቶም ህግደፍ ወይ ሞት ዝብሉ : 100% ታሓተትቲ ኢዮም ግን ህዝቢ ኤሪትራ ታሓታቲ ኢዩ ክብሉ ከለዉ በየናይ ናይ ፖለቲካ መዐቀኒ ተጠቒሞም ኢዮም ንህዝቢ ኤሪትራ ታሓታቲ ኢዩ ዝብሉዎ ? ህዝቢ ኤሪትራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ብዘይ ምግናን ብዘይካ እቶም ብጣዕሚ ዉሑዳት ካብ ህግደፍ ተጠቀምቲ እንተ ዘይኮይኖም ብሙሉኡ ነዚ ብህግደፍ ዝተገብረ ወራር ዝቃዎም ኮይኑ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበለ ህዝቢ ኢዩ :: ኣብ ስደት ዘለዉ ኤርትራውያን ውን ከምኡ 90% ንዝተገብረ ወራር ዝኹንን ምስ ህዝቢ ትግራይ ዝዳናገጽን ንህዝቢ ትግራይ ዝሕግዝን ኢዩ :: ህግደፍ ካብ ትግራይ ዝሰረቖ ንብረት ኣብ ኤሪትራ ንመሸጣ ናብ ዕዳጋ ምስ ኣውረዶ ዓበይቲ ዓድታት ኣከለጉዛይን ሰራየን እዚ ንብረት እዚ ንብረት የሕዋትና ተጋሩ ስለ ዝኾነ ሓንቲ ኣቕሓ ከይትገዝኡ ኢሎም ነቲ ህዝቢ ሓንቲ ንብረት ከምዘይገዝእ ገይሮሞ ኢዮም :: ክልተ ህዝብታት ግዳይ ናይ ሓደ ሽፍታ ዝኾኑ ብፍቕሪ ነንሕድሕዶም ዳኣ ይዳባበሱ እምበር ጽልኢ ዝባሃል የብሎምን ::
Eti tarik mara ziteganen eyu.... bizikine eza hasada malelit...kulu akimtat Ethiopia aselifa.... Oromo alo belo... Amhara alo belo....sidama Alo belo....ela endafekeret hiko ertrawiyan kinsebro ena ela ziwela'ato kunat 💥.....ni lieli 20 years ay selam aykunat gerna ni Eritrawiyan axina betatina Abay Tigray kinmsrit ena elom etom kedemti esubat abotatka 20 years waga akfilomna.....entay da shue yhwat ena zeybelkum..... Atum hasadat gorebet... Atman.....👎👎👎👎👎💥
ሻዕብያ ንኽሕደት ክጥዕሞ፡ካሕዳም ወለዶ ኣፍርዩ ዓዱን ጊረባብቱን የዘኽትም'ሎ።
@Akele534A
Жыл бұрын
🤮🤮🤮🐕🐕
Kkkkk CHELLE zereba ayyy Asena kkkk
Baelika Hasena telimka ezi sebay ka n tigray eu teselifu kimahar eu nab shaebya mexu loquamix
@Akele534A
Жыл бұрын
🤮🤮🤮🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕💩💩💩💩💩💩
You need to know what TPLF has done to Eritrea. You don't know democracy you know Tigrai democracy.
Bizaeba ziteaseru ayatatna neana yimilket medenageri.
African always African after all you are thinking by force
Kkkkk aflitkum tv agame
@B.R.H-G.z.E.i8246
2 жыл бұрын
ደነዝ
@Akele534A
Жыл бұрын
🦓🦓🦓🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮💩💩💩💩💩💩💩💩💩
ኤርትራውያን አብ ትግራይ አትዮም ዝፍጽምው ግፈኢ ምስ ግዜ ክከፍልዋ እዮም ክይፍተው
@warsay1996
2 жыл бұрын
Anta entay ekum gfhi gele tblu !! Hbri aynkum kbhal kelo abey nerka kezab zekro 1998 Eritrean kab Ethio ksgogugu kelewhu!! Kabzi zkefh gfhi alo ?????? Sk dha belu
Ata ezi hawu eyu nezi kondaf
@Akele534A
Жыл бұрын
🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮💩💩💩💩💩💩💩💩💩💩💩💩💩🤮🤮🐕🐕🐕🤮🤮🤮🤮🤮🤮🐕🤮🐕🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
Tegaru kikefiamkum kellekum ekum meshkenken tiblu ember hizibe Eritrea dea kullu gizie tsubuk misgeberelkum nisikikatkum gin himak ekum fedikumo.aygermenan eyu gin ne amlak niferih ember ne seb gin ayniferhon ena selam zeytigebiru ente koinkum kintserarigokum ena.
ኣሰና እንታይ እዩ ወሪዱካ ዘሎ፡መን እዩ ተጠሊሙ መጀመርታ ወያነ ዶ ኣይኮነን ኣብ ዝሓለፈ ጊዜ መላእ እትዮፕያ ኣኪቦም ን ህዝቢ ኤርትራ ዘጋፍዕዎ፡ንሶም ዶ ኣይኮኑን ሕብሪ ዓይንኩም ደስ ኣይበለናን ዝበሉና። ግን ሚዛናዊ ዘረባ እንተትዛረብ ምሓሸካ።
@hailegebriel4285
2 жыл бұрын
Etom 150.000 shih ethiopiwian kab Eritrea ztesegu resiekayo dika mejemetako Tegaru eyom tesegigom
@erione8641
2 жыл бұрын
@@hailegebriel4285 ኣብ 1998 መጀመርታ ኤርትራውያን እዮም ተሶጊጎም፡ ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ተጋሩ ኩሎም ብ ድሌቶም ተመዝጊቦም እዮም ከይዶም፡ ስለዚ ኩሉ እቲ ሕማቅ ነገር መራሕትኻ እዮም ጀሚሮሞ
@danielgebremedhin403
2 жыл бұрын
አንታ ፃሕፃሒ ፍሳዊ ብስላ ወያኔ ስብ ኮንኪ ነቱ ቡሽቲ አቦካ ሕቶቶ ምፅዎ መጀመሪያ ዝተቆፃፀራ ወያኔ እዩ አንታ ፃሕፃሒ ናይ ታሪክ ሌብ
@messiah5463
2 жыл бұрын
መን ፍለጥ ኢልካ
@humedthekeren1161
2 жыл бұрын
@@danielgebremedhin403 Ata funfunat Agame.....wedi kilil axebo 🦗🦗🦗🦗....sub elka zimeshmeshe sirnay leminka bilae.... Gena eta tifeltwa bertri shabiya 💥💥... kitxegbwa ekum.... Deki lementi...YRDAEKA
ኣንታ ኣይተ ሓሲና እዚ ትግራዋይ ንዓኻ ይመስል ኣስናኑን ገጹን ልኪዕ ውቓበኡ ዝጠፍኦ ምሉእ ብምሉእ ሓውኻ ኢዩ ስለዚ ካብ ዓጋመ ብጃካ ሕሶት ምትላል ምትንኳል ምሕሳው ምስራቕ ካሊእ ፋይዳ የለይ !!!!!
@samuelghebreghiorgis5603
2 жыл бұрын
ካባኻ ሓቂ ክንጽበ ንኽእል'ዶ? ስደተኛ ኤኮኖሚ!
@misghnakeshi2680
2 жыл бұрын
ኣታ ጸማም በጃካ እቲ ጎሓፍ ቃላትካ ገዲፍካ ተመሃር።ስቅ ኢልካ ንውልቃዊ ረብሓካ ክትብል ብጽንተትን ሞትን ስቃይን ህዝብካ ኣይትደሰት።
@hailegebriel4285
2 жыл бұрын
Wedi mosoloni fashishti eleka aloku
@user-sq8re9ix8l
2 жыл бұрын
@@samuelghebreghiorgis5603 ኣታዮ ሃሳስ ዓጋመ ከመይ ገሩክም ወዲ ኣፈ ጅግና ? ርሹን ምሩኽ ኣብ ጉድጓድ ዋኻርያ ዝነብር ዶ ገሩክም ገና ብዙሕ ይቐርየክም ከም ጆርጅ ፍሎይድ ክሳድክም ክረግጸክም ኢዩ !!!!
@user-sq8re9ix8l
2 жыл бұрын
@@hailegebriel4285 እወ ውዲ ጋራስያኒ ኢየ ያ ቖማል ጨናዊ ዓጋመ ኣብ ዘመነ ሚኒሊክ ዶ መሊሱክም ወዲ ኣፎም ጅግና ኣትም ርሹናት ምሩኻት ብ*ሰብሊየ* ካብ ትግራይ ካተና ወይ ካልባሽ ኣብ ኢድክም ኣቲዩ ካብ ክልል ሲኦል ትግራይ ትኽ ኢሎም ቃለቲ ዝዋይ በት መኣሰርቲ እዋይ ጉድ ኣግኒክም ኣትም ዘርኢ ህዝቢ ሶዶምን ጎመራን !!!!
ጥርሕ ኣብ ሻድሻይ ወራር አዮም ተጋሩ ተሳትፎም
ኣሰና ድምጺ ኣሸበርቲ ኣሰና ድምጺ ጽልኢ ኣሰና ድምጺ ሕሶት ኣሰና ድምጺ ዓመጸኛታት ኣሰና ድምጺ ሰረቕቲ ።
@samuelghebreghiorgis5603
2 жыл бұрын
እምበር ወዲ ባሻይ!
@petrostsegai8738
2 жыл бұрын
ወዲ ባሻይ ወዲ ደርጊ ወዲ ባሻይ አድጊ ወዲ ባሻይ ጡልቁይ ኮቦርታ ወዲ ባሻ ድቓላ አምሐራይ ወዲ ባሻይ ጀልጋድ ወዲ ባሻይ ጡስጡስ ማልስ ንዓኻ Keep the change 🇪🇷💪🇪🇷
@semeretesfay905
2 жыл бұрын
ኣታ ብዕራይ ድንዙዝ ዘይትሓስብ ግዳይ ካብ ተዕዘምዝም ንስኻ ትዘልል ኣቦኻ ይቁዝም ካብ ተገልግል ጨቋኒኻ ንሑሱም ተዓዲልካ ዕሽነት ሕሱም
@hailegebriel4285
2 жыл бұрын
Qedemus wedi bashay indo elomuka nska eka tslie tzerie zeloka
@user-sq8re9ix8l
2 жыл бұрын
@@samuelghebreghiorgis5603 ከ እምበር ተጋዳላይ ወደ *እምበር ተንካባላይ*
ንብረት ኤርትራውያን ኪስርቁ ጉጅለ ወያነ ሕብሪ ዓይንኩም ኢሎም መዎእሎም ዝደከምሉ አቦታትና ኤርትራውያን ሐንቲ ከየልዓሉ ሰጉጎሞ ዓሌታዊ እዚ እዮ Genocide ቅድሚ 20 ዓመት ከአ ኦሮሞ አሎ አምሐራ አሎ ኢሎም ክንደይ ግፍዒ ገራ ወያኔ አብ ሕዝቢ ኤርትራ።መንግስቲ ኤርትራ ግን መጻኢ ሕዝቢ እምበር ብዛዕባ ክትፎን ኘላሶን (ፍቅ)አይኮነን ዚሐስብ ወያነ ግን ኪንዲ Thank you ምባል ንህዝባን ንሻዕቢያን ሕዝባ ረሲዓ ደምበ ዕንኪሊል ሒዛ 4 ኪሎ ትስዕስት ( ኪትጅፍር ) ትሐድር ነራ ዕድመ ንህዝባዊ ግንባ።ውያኔ እሞ ሕጂ ከመይ ናይ ኢድኩም ረኪብኩም አማዕዲካ ኮይና 4 ኪሎ።ዑሱባት ካአ ምሽክናይ እቲ ድካ ሕዝቢ ትግራይ ጾሙ ይሐድር ንስካትኩም ሰልዱ ትጻወቱሉ።አሰና ቲቢ ዋ ንህዝቡ ዝሐሊ ትግራዋይ የለን ሰልድኩም ከይ አክል ደቅኩም የትፍኡልኩም አለዉ ባዓል ደምበ ዕንኪሊል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በኤርትራውያ የተጠላ የወያኔ ሜድያ