"ንሕነሰ ወለጥነ ሥርዓቶ" "ንሕና ግና ሥርዓቱ ለወጥና" "Nhna gna sreatu lewetna" መንፈሳዊ ድራማ ብኮከበ ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ!!

መዝሙር ብ ቤ/ት/ሰ/ኮከበ ገዳም ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ፡ ገጀረት ፣መበል 2ዐ ዓመት ዓመታዊ በዓል።
እዚ መንፈሳዊ ቻነል እዚ ኦርቶዶክሳዊ ትሕዝቶታት ዘለዎም ያሬዳዊ መዛሙር፡ ስብከት፡ መንፈሳዊ ስነ ጽሑፋትን ካልእ ዝተፈላለዩ መደባትን ዘቕርብ ናይ ቤ/ት/ሰ/ኮ/ገ/ አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ገጀረት፡ እዩ።
እምበኣርከስ፥ ኩልኹም ኣሓትን ኣሕዋትን ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ትሕዝቶታት ተኻፈልቲ ክትኮኑ #subscribe,#like,#share and #comment ክትገብሩን ዘለኩም ሓሳባትን ርእይቶን ክትህቡ ብትሕትና ንላቦ መዝሙር ዳውንሎንድ ካብ ምግባር ንቆጠብ ስራሕ ማሕበር ከንቱ ድካም ንኸይከውን ካብ'ዚ ቻነል ብምስማዕ ተካፈልቲ ናይ'ዚ በረኸት ንኩን።
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#ametawi_beal_enda_gabr
#መንፈሳዊ_ድራማ
#menfesawi #drama
#spirtual #movie
#ametawi_beal_kokebe_gedam
#ቤ_ት_ሰ_ኮከበ_ገዳም_አቡነ_ገብረ_መንፈስ_ቅዱስ_ገጀረት
#newmezmur
#gebre_menfes_kidus
#newmezmurorthodox
#newmezmurorthodoxeritrea
#newmezmurorthodoxethiopia
#newtigrignamezmur
#orthodoxmezmur
#orthodoxtewahdomezmur
#eritreanmezmur
#tigrignamezmur
#amharicmezmur
#tigrignamezmurorthodox
#tigrignamezmurtewahdo
#eritreanorthodoxmezmur
#tewahdomezmur
#newEritreanOrthodoxTewahdomezmur
#newEritreanOrthodoxTewahdotigrignamezmur
#newOrthodoxtewahdomezmur
#ethiopianorthodoxmezmur
#ethiopianorthodoxsibket
#mezmurorthodoxeritrean
#mezmurorthodoxethiopian
#eritreanorthodoxmezmurendagabr
#mezmurorthodoxeritrea
#dnglmariammezmur
#abunegebremenfeskidusmezmurcollection
#gebremenfesqdus
#menfesawisibketorthodox
#menfesawimezmurorthodox
#menfesawisnexhuforthodox #Snexhuforthodox #newmezmur2022 #trgumnayhywetey #new #xedalmdriloza #eritrean #mezmurorthodox #mezmur #amharicmezmur #eritreanorthodoxmezmur
#ethiopianorthodoxsibket #menfesawi
#mezmurorthodoxethiopian #hayalyuamlakey #mezmurorthodoxethiopian
#mezmurorthodoxethiopian
#eritreanorthodoxmezmur
#amharicmezmur
#ethiopianorthodoxmezmur
#church #hymn #hymns #hymnsongs #hymnofheaven #tigrignamezmur #tigrignatiktok #amharic #ethiopian #mezmurcollection #newmezmur #newmezmur2022 #new #mezmur #eritrean #mezmurorthodox #newvideo #neweritreanprogram #debesey #maryam #mezmure #tewahdo #orthodox #spirtual #spirtuality #collection #menfesawi #mezmurorthodoxethiopian
#eritreanorthodoxmezmur
#eritreanorthodoxtewahdomezmur
#eritreanorthodoxfilm
#eritreanorthodoxsibket
#eritreanorthodoxmezmurberekettikue
#eritreanorthodoxmezmurtemesgen
#eritreanorthodoxmezmurold
#eritreanorthodoxmezmurclassical
#eritreanorthodoxmezmurkidanemehret
#eritreanorthodoxmezmurabunearegawi
#eritreanorthodoxmezmuregziabherhalawanieyu
#eritreanorthodoxmezmurtamaki
#eritreanorthodox
#eritreanorthodoxmezmur2022
#mezmurorthodox
#mezmurorthodoxeritrea
#mezmurorthodoxethiopia
#mezmurorthodoxtigrigna
#mezmurorthodoxeritrea2022
#mezmurorthodoxethiopianew
#mezmurorthodoxeritreacollection
#mezmurtigrigna
#mezmuramharic
#orthodoxmezmur
#orthodoxmezmureritrea
#orthodoxmezmurtigrigna
#orthodoxmezmurethiopia
#orthodoxmezmuramharic
#orthodoxmezmurcollection
#orthodoxsibket
#orthodoxsongs
#orthodoxliturgy
#orthodoxchurchmusic
#tewahedoorthodoxmezmur
#tewahedohyamanote
#tewahedo
#tewahedoorthodox
#tewahdomezmur
#tewahedomezmurtigrigna
#tewahedomezmurethiopiaorthodoxtewahedomezmur
#tewahedomezmureritreaorthodoxtewahed

Пікірлер: 210

  • @biniam1467
    @biniam1467 Жыл бұрын

    ኣዚዩ መሳጢ ትምህርቲ! ኣምላኽ መመሊሱ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ክቡራት ኣሕዋት።

  • @elsaembaye1019
    @elsaembaye1019 Жыл бұрын

    እንቛዕ ደሓን መጻኩም እዞም ደቀይ ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም በርቱዑ በረከት ረድኤት ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @samihaile2124
    @samihaile2124 Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ደቂቐ አቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ፡እግዚአብሔር ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይዓልድኩም፡ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ፡ንምንባሩ የብቅዓና። በርትዑ ሰብኡት ኩኑ ከም ዝበሎ ጐይታ ኣብ ቅዱስ ጳውሎስ ሓዲሩ፡ በርትዑ ኣብዛ ዓለም ኣንፈታ ሲሒታትሉ ዘላ እዋን፡ ካባኹም ብዙሕ መንፈሳዊ ስርሓት ንጽበ ኣለና ፍቁራት ማሕበር። ካብ ሕጉን ስርዓቱ ኣየውጽኣና። ❤❤❤ ቀጺለ ብኸመይ ብፕራይቨት ክረኽበኩም ይኽእል ምስ ሰናይ ይቕረትኡ

  • @kokebegedam05

    @kokebegedam05

    Жыл бұрын

    ሰላም ነዓካ ይኹን ክቡር ሓው gebremenfesqdus@gmail.com በዚ ናይ ኢሜይል ኣካውንት ክትጽሕፈልና ትክእል ኢካ !!

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq Жыл бұрын

    *_ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር አምላክ ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡራተይ 🥰_*

  • @SemharGrmay-wj7tj
    @SemharGrmay-wj7tj3 ай бұрын

    ቃል ህወት ይስምዓልና ጽጉኡ ይብዝሓልኩም ብሓቂ ማሃርት ንህወት እየ ናብ ቤቱ ይንብርና ❤❤❤❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ደስ ዝብል ማሃሪ ድራማ ቀፅልሉ❤ ንኩላትና መጨረሻና ብንስሃ ይሕፀበና እግዚአብሔር አምላክና😢

  • @kasay67
    @kasay67 Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ክቡራት ኣሕዋት ፡ ካብዛ መንፈሳዊት ድራማ ብዙሕ ኢና ተማሂርና እሞ ንምፍጻሙ የብቀዓና።

  • @tewoldegebrewold2632
    @tewoldegebrewold2632 Жыл бұрын

    ኣቤት ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ምስጋና ነዓኻ ንወላድትካ ንኹሎም ቅዱሳንን ናይ ገብረመንፈስ ቅዱስን ምስ ኩላትና ደቂ ተዋህዶን ምስ ዕለምን ይኹን ።ብምቕጻል ናይበሓቒ ንሰባት ናብ ልቦም ትመልስ መንፈሳዉት ድራማ ሎሚ ከምዚ ዓይነት ጎስጋስ እዩ ዘድልዮ ይሕዋተይ ንደቂ በትክርስትያን ብፍላይ ኣብ ኣድና ዘልኹሙ ምክንያቱ እቲ ዘይተበከለ እምነትናን ስርዓትናን ህዝብናን ኩሉ ክገብርን ክምህርን እቲ ፍልጠት ብዘይ ህጸጽ ቃል ምሳኹም ስለ ዘሎ ኣጆኹም በርትዑ ነቶም ዝጸሓፉ ብርዕኹም ይሰስን ንዝተዋሳኡ ኸኣ ኣምላኽ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ካብዚ ንላዕሊ ብሰፊሕን ብዓብን መንፈሳዉ ጽሑፍን ድራማን ክትሰርሑ ክንጽበይኩም ኢና ሰብ ኣብ ዝትፋላለየ ናይ ዓለም ፊልምታት ክንደይ ክፋል በጺሓ ስደደለይ ስደድለይ እንዳትባህለ ኮንቱ ዝኾነ ግዝየ ንሕልፎ ኣለና ብፍላይ ኣብ ደገ ዘለና ።እዚ ኸኣ እዚ ጸላኢና ዝገብሮ ዘሎ ሜላ እዩ ምኽንያቱ ናምላኽ ብዝግባእ ናምላኽ እንእዘዝን እነምልክን ንቅዱሳን ብዝግባእ እንኽተልን ንሕና ስለ ዝኾና ነዚ ከጥፍእ ኸኣ ብሜላ ካብ ዓድና ኣዉጼኡና ስለዚ ኩልና ደቂ ተዋህዶ ንእምነትና ከምዛ ርብቓ ነታ ዕለማዉት መሃዝአ ናብ ሂወት ዝመለሰታ ንሕና ድማ ንብዙሃት ብብዓቅምና ክንጉስጉስ ኣምላኽ ይሓግዘና ነዞም ምስ ኩሉ ጸገማቶም ደቂ ተዋህዶ ማሕበር ወይ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ገጀረት ኣስመራ ብዝተፋላለይ ማለት ከምቲ ኩሉ ዝገብሮ ብሽር ሳብስክራይብ ኮመንት ላይክ ብዝቀለለ ንሃግዞም ዓቅሚ ዘለዎ ድማ ብገንዘብ ምኽንያቱ እዚ ኩሉ እንታይ ወጻኢታት ምዚ ግዝየ ኩልና ንፈልቶ ።ብዝኮነ ቃለ ሂወት የስመዓልና ይሕዋት ኣብዓንደወርቂ ይጽሓፈልኩም ስምኩምን ስምናን ደሚሩ ይጽሃፈልና ዝተጋገናዮ ባኣፈ ትጉሃን መላክቲ ይተኣረመልና ደሰ ዘብል ትምህርቲ ።

  • @MedhaneEyob-rq9il

    @MedhaneEyob-rq9il

    7 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ሓወይ ናተይ ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw2 ай бұрын

    ናይ በሓቂ ቃል ሂወቲ ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹሙ ክብራትና❤

  • @Meksen.wedi22
    @Meksen.wedi2224 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ።

  • @user-fb1xw6ng8y
    @user-fb1xw6ng8y Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ 😥😥

  • @user-dw2qc5eh2u

    @user-dw2qc5eh2u

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና

  • @user-ml7xt8mg9c
    @user-ml7xt8mg9c2 ай бұрын

    ብሓቂ ✅ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐና ፅግኡ የብዘሐልኩም ቡሩካተይይ ቡዙሕሕ ተማሂርና ቀፅልዎ 💥🎉🎉🎉

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 Жыл бұрын

    እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። እግዚአብሔር ካብ ፍትወት እዛ ዓለም እዚኣን ካብ ፍትወት ስጋን ኣውጹኡ መንፈሳውን ሰመያውን ሓሳብ ከም ንሓስብን ከም ንፈርን ይግበረና። እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩ የሕዋትና። 🙏⛪️

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya68702 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና ከምዙይ ቃል እግዚአብሔር ክንሰምዕ ዝዓደለና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤❤አሕዋተይ ኣብ ዘይተደለየ ዝሙት ዕብዳን ንርኢ ከምዙይ ቃል እግዚአብሔር ንስማዕ

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane33349 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ኣብ ቤቱ የጽንዕኹም ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቁራት የሕዋተይ

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6hАй бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኹም እግዚኣብሔር ኣምላክ🥰👏👏

  • @emebrhadey-xv7hm
    @emebrhadey-xv7hm Жыл бұрын

    Xegeu xegeu yehwatey ,nabeu knmles mhretu ydegfena amen.🙏

  • @meazasemereab7296

    @meazasemereab7296

    Ай бұрын

    ❤❤❤Amen❤❤❤ Amen ❤❤❤Amen ❤❤❤

  • @tesfamichaelandemichael7155
    @tesfamichaelandemichael71552 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna agzeabihier amlak kea xeguau yebzehalkum

  • @divoratsegay6947
    @divoratsegay69472 ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmolna ❤❤❤

  • @TsegayTedrosSibhatu-ir9ei
    @TsegayTedrosSibhatu-ir9ei7 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሂር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ኣሜን

  • @user-zq3tq5ek2u
    @user-zq3tq5ek2u2 ай бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna xegu yebzhalkom fetari yehwatey

  • @mikiteklom80
    @mikiteklom80 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna xgueu yebzehalkum egzabiher Amlak ayanti lbonana yikfetelna

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስድራ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናብ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ድራማ 😢 በረኸቱን ረዲኤቱን ናይ ጻድቅ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና❤⛪🙏

  • @user-mo7if2fw9x
    @user-mo7if2fw9x4 ай бұрын

    Amiennn qale hiwet yesmeAlna nay agolgulotkum zemenlkum EgziabHier yebarkelkum fqurat aHwat 🙏⛪🙏

  • @danielnema7154
    @danielnema7154 Жыл бұрын

    Kale hiwet yesmealna Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum

  • @yordanoskahsay1652
    @yordanoskahsay1652 Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና እግዚአብሔር መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤

  • @user-lf4nh7uq4b
    @user-lf4nh7uq4b Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከ ማሕበር ኣባ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ብሓቂ ኣብ'ዚ ዘለናዮ ግዜን እዋንን ብርክሰትን ዕብዳንን ሥዕቲ ነብስን ኣንፈትና ጠፊእና ኣብ ዓለም መፍቶ ድያብሎስ ኮይና እና ብፍላይ ነዞም ስደት ዘለና ብጣዕሚ መሃሪትን ገሳጺትን መንፈሳዊ ድራማ እያ እግዚኣብሔር ከምዚ ይብል ንጠቢብ ሓንቲ ቃል እያ ትኣክሎ እሞ በዚ ሂወትና ክሕደስ ይግበረና በረከት ኣማላድነት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ተራዳእነት ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ጻድቅ ምሳኩምን ምስ ኩላትና ደቂ ተዋህዳ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብከምዚ ዝበለ መንፈሳዊ ክትምሎሱና ምሉእ እምነት ኣለና ንሃገርና ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና እግዚኣብሔር ኣምላክና አሜን ።!

  • @gushehabte1136
    @gushehabte1136 Жыл бұрын

    ጸጉኡ የብዛሓልኩም ዝራኣናዮ ዝሰማዕናዮ ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ❤❤❤❤❤❤

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum yhwateyy Bhaki mharit drama ✝️🙏❤️💒❤️🤲🕯️🕯️🕯️

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 Жыл бұрын

    ,😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔ነዓይ እዩ ተሰሮሑ ዝድራማ ቡነት ገሊኡ ንሓወይ ዝውኪል ገሊኡ ነዓይ ምስ ሓወይ ወዲ ደይ ናይዚኦም ደርፊ ትሰምኦ ዘሎኻ ክምዚ እዩ በጃኻ ግደፎ ክብሎ ከለኹ ጌሩ ዝንዕቀኒን ዘናሽወኒንን በክየ ነዞም ይሕዋተይ ምስ ረኣኽዎም በኽየ ኣኽ ኽ ኽ ዓይኒ ልቦናና ድዩ ጸልማት ወሪርዎ ኣታ ኣምላከይ ናይ ንስሓ መርከብ ክንድይብ በጃኻ እግዚኣብሄር ኣቦይ ኢድካ ዘርግሐልና ይሕዋተይ ነዛ ጽሕፍተይ ተንቢቡ ደቂ ድንግል ማርያም ኣፍቀርቲ እመ ኣምላክ ዘከርቲ ኪዳነምህረት ይሕዋተይ ጸሎትኩም ደግፉኒ ሓደራ ብሰማይ ሓደራ ብምድሪ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾😭😭😭😭😭😭💔💔💔💠⛪🙏🏾🙏🏾🙏🏾 ዓስቢ ቅዱሳን ይሃብኩም ይሕዋተይ ኩሉኩም 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭 ኣቤት እዝጊኦኦኦኦኦ ብናይ ምድሪ ትርኢቶም ከምዚ ዝፈራሕናዮምሲ ብናይ ሲኦልሲ ከመይ እዩ ኣቤትትትትትትትትትት

  • @letenkelleklebrhan1058

    @letenkelleklebrhan1058

    Жыл бұрын

    Xelot kudusan rediet emebrhan ms kulna ykun ajona hayli egzabiher hzna ngaaz ahwateye emebrhan xega ab leli xega yhabkum amen amen amen

  • @emebrhan3732

    @emebrhan3732

    Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይድግፍኪ ሓፍተይ ናተይኣብ ገዛ እትጽልይላ እትሰግድላ ናይ ጸሎት ቦታ ጌርኪ እግዚአብሔር ከስተኻኽሎ እናተማሕጸንኪ ስሙ ኣብ ኢድኪ ጽሒፍኪ ስገዲ

  • @fasikamesfun7232

    @fasikamesfun7232

    Жыл бұрын

    ​@@emebrhan3732 ኣሜንንንንን እሺ ዘመደይ እግዚኣብሄር የክብረለይ ❤

  • @fasikamesfun7232

    @fasikamesfun7232

    Жыл бұрын

    ​@@letenkelleklebrhan1058 ኣሜንንንንን❤😢

  • @musemamilove4519

    @musemamilove4519

    Жыл бұрын

    ጸሎት እመብርሃን ይሓግዝኪ ምዓረይ ናይ ኹላትና ስራሕዩ 😢

  • @mikielemebrahtu6798
    @mikielemebrahtu67984 ай бұрын

    Amen kal hiwet yesmalena amlak xegu yehabkum yehwatey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-sh4ox5pt6u
    @user-sh4ox5pt6u Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ክብራት አሕዋትና ፀጉኡ በረከቱ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላኽ 😥🤲🤲🤲✝️

  • @user-xd7bf2lm3u
    @user-xd7bf2lm3u Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጽጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ኦ ኣምላኽይ ንንሳሃ ሞት ኣብቀዐኒ😢

  • @user-tm5ux6rb1w
    @user-tm5ux6rb1w Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ኩቡራት አሕዋትና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቤት ኣምላክ ኣብ ጊዜ ፍርድስ አንታይ ንብል ኢና መጠረሻና ኣጸብቀልና

  • @Wiwi802
    @Wiwi802 Жыл бұрын

    Qal hiwet yesmalna ztefetekum yehwat egzabiher Amlak xegu & bereket yebzhalkum nknnsah egzabiher Amlak ydegfena .

  • @yostibikuhermon4976
    @yostibikuhermon4976 Жыл бұрын

    Egziabher Amlak qale hiwet yesmaalna. Nay agolgulot zemenkum ybark.

  • @teklitweldemicael4843
    @teklitweldemicael4843 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጉኡን በረኽቱን የብዝሓልኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራን ደቂ ወልድ ዋህድ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የሕዋትና ኣብ ቤቱ የንብርኩም : ንዓና ድኹማን የዋትኩም ኣብ ስደት ንነብር ድማ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና : ኣምላከ ቅዱሳን ንንስሓ ሂወት የብቅዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪💒💒💒💒

  • @znabbahtaznabbahta5305
    @znabbahtaznabbahta53052 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna

  • @Abrhet_youtube19
    @Abrhet_youtube19 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ በረከቱ የብዝሓልኩም 😢❤

  • @merhawihaile6093
    @merhawihaile6093 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይኒ ኣእሙሮና ይኽፈተልና: ብጣዕሚ መሳጢ እግዚአብሔር ናይዘበነ ኣገልግለትኩም ይባርኽ❤

  • @saroneyob9715
    @saroneyob9715 Жыл бұрын

    Egziabher xegiu yebzhalkum...ziterefe edme nay agelgulotkum ybark🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu2634 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egziabihier xegu Yebzhalkum Nay bhaqi Nab Egziabihier etwesd menfesawi Filim

  • @tuhi1602
    @tuhi1602 Жыл бұрын

    እግዚብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራት እሕዋተይ🙏🙏🙏

  • @Nahom4
    @Nahom44 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna bhaki egziabher amlak ykre ybelelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rutagebreslase1862
    @rutagebreslase1862 Жыл бұрын

    Effffff b ezney tray zekonku blebey kesmo xenhe btami ezi zelkwo gizi tgelex ewanawit 😭💔 buzuh temrti zelwa zemenkum ybarek sedtna yehxerlna

  • @sarahali3560
    @sarahali35603 ай бұрын

    ኣሜን///ቃለ ሂወት የስመዓና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣሕዋተይ ኣብ ፆሎትኩም ሕሰቡኒ😢😢😢 ድንግል ማርያም ሓሳብ ሉቡኩም ተስምረሉኩም ኩቡራተይ 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @saadasaa4006
    @saadasaa4006 Жыл бұрын

    እሰይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዓልና ማሃሪት ድራሚ ጸጋ ኣምላኽ የብዝሐልኩም ❤❤❤

  • @senaitmhretab8444
    @senaitmhretab844410 ай бұрын

    qal hiwet yesmealna,zeben agelgletkum ybarik egziabher

  • @helu9311
    @helu9311 Жыл бұрын

    Kale hiwet yesmalna Egziabher Amlak xega bdbe xega yadlkum

  • @titigezaei138
    @titigezaei138 Жыл бұрын

    Kale hiwet ysmealna kuburat ahwatna ❤❤❤

  • @edenteklomedenteklom-mv5rm
    @edenteklomedenteklom-mv5rm9 ай бұрын

    Qale hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤lbey tenkifatni, yehwatey nay dkhmti habtkhum ab xelotkum zekruni edmey mulue darga ksab eza hgi zelekuwa knexh bnhxhna, bqurban nab biet Amlakhey kmelales kndey temenie ksab hgi gn haytat ab resi haytat enda wesekhku wetru Ms haytatey eye zkhedo hgis yakleki kbleni fetari hadera zekuruni nyehwateyn sdrayn wn msay 😢🙏🙏🙏❤❤

  • @sabahagos8321
    @sabahagos8321 Жыл бұрын

    Egzabiher amlak xegau ybzehelkum fitwatey ❤❤

  • @RjjJdjdjd
    @RjjJdjdjd3 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ደሰትብሉ ቀፂሉሉ❤❤❤❤❤❤

  • @mhretababraham589
    @mhretababraham589 Жыл бұрын

    Qale hiwet ysmealna yehiwatey tsegeun bereketun ybzhalkum fetari

  • @user-hc4xt9jb8t
    @user-hc4xt9jb8t8 ай бұрын

    qal hiwet yesmalna xegueu yebzhalkum

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu355 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ ምሃሪት ድራማ

  • @piterosamare3058
    @piterosamare3058 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlkum Nay bhaqi qexlwo abeyi tmhrti eya ab xltkum zkruni

  • @merrygoytom9357
    @merrygoytom9357 Жыл бұрын

    Egzihabihr edmen tenan yhabkum

  • @gideytewelde7717
    @gideytewelde7717 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋኩም የብዝሃዮ ፈታሪ

  • @maharinagasi1506
    @maharinagasi1506 Жыл бұрын

    Egzeabhier nay agelglot zemenkum ybarkelkum qale hiwet yesmealna

  • @user-yy2nu2iu8z
    @user-yy2nu2iu8z8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤ EGZABHIER AMLAK ❤ ነዚ መንፈሳዊ ፊልም ክንሪኦ ዝፈቀደልና ንዓኩም ድማ ጀሚርኩም ኣብ ፍጻሚ ከተብጽሑዎ ሓይሊ ዝሃበኩም ❤EGZABHIER AMLAK ❤ክብርን ምስጋንን ይኩኖ . ብ ጣዕሚ ናይ( ነብሰይ ) ታሪክ ኣብዛ ፊልም ብ ዘይ ጉድለት ሪኢዮ ናይ ብሓቂ ❤EGZABHIER AMLAK ❤ለዋጢ ታሪ አዩ አሞ ታሪክና ይለዉጠልና ❤ኣደይ ማርያም ጽላላ ተምብረልና ተምብረልኩሙን ❤ ናይ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቁድስ ጸለቱን በረከቱን ኣይፈለየና ❤ ንዓይ ሓጥአ ሓዉኩም ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩኒ ❤።

  • @user-dx4pk1my9w
    @user-dx4pk1my9w Жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna egziabher xegau yebzhalkum ajokum berteu

  • @raheltesfalem-uu6xn
    @raheltesfalem-uu6xn9 ай бұрын

    Amlk xegu yebzhalkum❤

  • @geremskalredae6910
    @geremskalredae6910 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ዘበነ ኣገሊግሎት ኣምላክ ይባረክ መንፈሰ ድራማ ኪአ አዛይ መህርት ጸጋ የበዛሓሊኪም በረክቱም ናይ ገብርመንፈ ቅዱሰ የሒደር ኪም

  • @mikalkudus4978
    @mikalkudus4978 Жыл бұрын

    Nay bhaki abay temerteya bezhe wen kaba kesbna amlak nay zemen agelelotkum yberkelkum 😍😍😍

  • @akberetghebre6453
    @akberetghebre6453 Жыл бұрын

    Amlak nay agolgulot edmekum yibark abxolotkum zekuruni ❤❤❤

  • @abaditkidane4396
    @abaditkidane4396 Жыл бұрын

    Qalehiwet ysmalna zemenum ybarek xulutn berekutumn nay gabr menfs qudus ms kuluna yukun

  • @awetasmerom6674
    @awetasmerom6674 Жыл бұрын

    Kale hiwet ysmealna yhwat

  • @filimonhabte9567
    @filimonhabte95673 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @rimteshomegebremedhin8327
    @rimteshomegebremedhin8327 Жыл бұрын

    Bhaki kal hiwet yesmealna azya mesatitn mharitn ya bertiuuuu ahwateyyy😍😍😍😍

  • @juromkefelakefela2524
    @juromkefelakefela2524 Жыл бұрын

    Behaqi qale hiwet yesmealna egzabeher xegu yebzhalkum 🙏🙏🙏

  • @yaredghebrehans898
    @yaredghebrehans898 Жыл бұрын

    Btaemi des zb Geta xegu yebzhalkum niana kea nnesha lbi zemerkk ygberena

  • @meashotesfagaber7577
    @meashotesfagaber7577 Жыл бұрын

    Ezabiher amlak tsegu yebzhalkum ahwatey mearey

  • @nebiyabraha2588
    @nebiyabraha2588 Жыл бұрын

    Kalehiwet ysmealna xegabereketu yebzehalkum

  • @yodityodit9453
    @yodityodit9453 Жыл бұрын

    Kale hiwet yesmana tebarku zomyhewty

  • @xhv5054
    @xhv5054 Жыл бұрын

    _አስይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ_

  • @AmanG291
    @AmanG291 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ብሓቂ መሃሪትን መንፈስኻ እትሕድስ መንፈሳዊት ድራማ'ያ፣ ጸጋ ልዕል ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣሜን፣

  • @yriga
    @yriga Жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealina

  • @mulugetanega6783
    @mulugetanega6783 Жыл бұрын

    Egzabiher agelgletukum yebzhalkum ezom yhwatey 🎉🙏💒🙏

  • @thanksgodforeverything4156
    @thanksgodforeverything4156 Жыл бұрын

    Bhaki agziabher tsegu yebzhalkum ayne lbonana yebrhalna❤

  • @piterosamare3058
    @piterosamare3058 Жыл бұрын

    Nay bhaqi qal hiwet ysmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlkum

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 Жыл бұрын

    Amen3 qale hweti yesmalna Xegu yabzhlkum Egziabher Amlak kburat yhwatna 🙏❤️🙏

  • @teklittes5682
    @teklittes5682 Жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @efremabrha8376
    @efremabrha8376 Жыл бұрын

    Betami mhare amlka kale hiwat yesmalna

  • @selammehari5568
    @selammehari5568 Жыл бұрын

    qal hiwet yesmalena yehawatey

  • @riyadhbest6783
    @riyadhbest67836 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @vhhug-gr4wx
    @vhhug-gr4wx Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ብሓቂ ጸጉኡ የብዝሓልኹም ደቅ ተዋህዶየ ብጣዕሚ ምሃርት ዝኾነት 🙏🤲

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 Жыл бұрын

    Deki tewahdo ahwatey amlak xgu ybzhalku

  • @user-jd8en4nz2c
    @user-jd8en4nz2c Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት ኣሕዋተይ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ድራማ እዩ ቃፅልሉ እግዚአብሔር አምላክ መፈጸምታና የፀብቀልና

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f Жыл бұрын

    ኣሜን፫ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቁራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @jelaniandom2824
    @jelaniandom2824 Жыл бұрын

    ቤ/ት/ሰ/ኮኮበ ገዳም ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣገልግሎትኩም ባርክ ብሓቂ ኣብዚ መንፈሳውን ዓለማውን ዝተሓዋዋሰና ግዜ ብከምዚ መሃሪ መንፈሳዊ ስራሕ ዝመጻእኩምና ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈለልና * ንኅነሰ ወለጥነ ስርዓቶ*

  • @fevenefrem2513
    @fevenefrem2513 Жыл бұрын

    Behaqi meharit egzabhir ayne lebonana yekftlna

  • @delinaalem9780
    @delinaalem9780 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ማህበር !!!!!!ብጣዕሚ ዓቢ ትምህርቲ ኢኩም ምህርኩምና!!!!! ፀጋኡ የብዝሃልኩም 🙏🙏🙏

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 Жыл бұрын

    ንኅነሰ ወለጥነ ሥርዓቶ በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ንኩልና ዓቢ ትምህርቲ

  • @fnotelozakidanemhret9276
    @fnotelozakidanemhret9276 Жыл бұрын

    ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር እቲ ዘንብብ የስተውዕል ናይብሓቂ ቃለሰናይ የስምዓልና ኩቡራት ህዝበ እግዚኣብሄር

  • @Gebremeskelgerye
    @Gebremeskelgerye3 ай бұрын

    Aman Aman Aman ❤❤

  • @mehariyemane3289
    @mehariyemane3289 Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና ንኡድ ስራሐ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣምላኻ መዝምርኩም ስብከትኩም ድራማኹም ኣዝዩ መሳጥን መሃርን ኢዩ በርትዑ ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ❤

  • @nebaynegasie6251
    @nebaynegasie6251 Жыл бұрын

    እግዝኣብሔር ናይ ዘነን ኣጎልጉለትኩም ይባርክ ክብራት ኣሕዋት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8k Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ፀግኡን በረኸቱን የብዝሐልኩም ደቂ እመብርሃነይ ❤🌺🌷

  • @yonastsadik1416
    @yonastsadik1416 Жыл бұрын

    amen amen amen qale hiwet yesmalna kubitat ahwatey xegiu yebxhalkum egziabhier amlak mstwalu yehabena '

Келесі