Eritran Ortodox Tewahdo menfesawi nay medrek drama

Пікірлер: 64

  • @filimonhagos5140
    @filimonhagos51404 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet Yesmalna Amlak xegu Yebzahlkum

  • @user-lf1tu7mn8f
    @user-lf1tu7mn8f4 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤❤

  • @user-mo7if2fw9x
    @user-mo7if2fw9x6 ай бұрын

    Amiennn qale hiwet yesmeAlna EgziabHier xegue yebzHalkum 🙏🙏🙏

  • @MikuNatey-mg1sy
    @MikuNatey-mg1syАй бұрын

    Amen amen amen kola hiwat yesmalen❤❤❤❤❤

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu355Ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ካብዚአ ዝተምሃርኹ ነቢይት ሃና ድሕሪ ነቢይ ሳሙኤል 3 ደቅ ተባዕትየ 2 ደቅ አንእስትዮም ከም ዝወለደት እየ ካሊኡ እኳ ይፈልጦ ነይረ እዩ

  • @fthawitnuwaye3418
    @fthawitnuwaye34185 ай бұрын

    amen amen amen qal hiwet yesmalna brukatey❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @senait6690
    @senait66906 ай бұрын

    Qalehiwet yesmalna kuburat ahwatey. Egziabiher amlak xegu yebzhalkum. ❤❤❤.

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423Ай бұрын

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey

  • @user-cz1jz7nx9y
    @user-cz1jz7nx9y3 күн бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት ❤❤❤

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም እዚ ናይ ትማል በዕልና ግን ዝተማረኸትሉ ዘይኮነስ ዝተመልሰትሉ ኢዩ እሞ ካብ ምርኮ ከም ዝተመልሰት ወላ ብስነ ጽሑስ ክተስዕብዋ ተጸብየ ኔረ

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu26346 ай бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna

  • @user-js7dx7dh1k
    @user-js7dx7dh1k6 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐል ፍቁራት ስድራ እግዚአብሔር ❤❤❤

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans4 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @maden1044
    @maden10443 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ኩቡራትየሕዋትና ❤❤❤❤❤❤

  • @dermaseman7700
    @dermaseman7700Ай бұрын

    Azgabhir Amlak wetru msakum yken

  • @samerasamera5140
    @samerasamera51405 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @kasay67
    @kasay674 ай бұрын

    🎉ቃለ ሕይወት የስመዓልና❤

  • @user-ih9xy4rp8z
    @user-ih9xy4rp8z6 ай бұрын

    qal hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sxjb2304
    @sxjb2304Ай бұрын

    ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣቤቱ የንቡሩኩም

  • @musemamilove4519
    @musemamilove45196 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩዃተይ ❤እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደስስስስ ዝብል ድራማ ❤ ምስ ወቂታ ትኸይድ ምስቲ ሕዳር ጽዮን በረከት እመብርሃን አይፈለየና 🤲 ሕብረትኩም ከም ናይ ቅዱሳን ሕብረት ይግበረልኩም አብ ስደት ኮይንካ ከምዚታት ክትርኢ ክትሰምዕ ከለኻ ተመስገን ፈጣሪ ❤

  • @user-xc4sf1pd1c
    @user-xc4sf1pd1c6 ай бұрын

    ኣሜን (3) ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣብ ቤቱ የንብሩኹም እግዚኣብሄር ኣምላኽ 👏👏👏❤️❤️❤️

  • @MikiTeame
    @MikiTeame4 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤❤❤❤😊😊😊

  • @user-jo3rp2ji2k
    @user-jo3rp2ji2k3 ай бұрын

    Qal hiwet yesmelna ❤❤❤❤❤

  • @user-vt8mj4wp1j
    @user-vt8mj4wp1j3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐና ❤❤❤❤

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket64005 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣምላኽ ጸጊኡ የብዛሓልኩም።

  • @Abrhet_youtube19
    @Abrhet_youtube196 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አግልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ደስ ዝብል ድራማ እዩ ናይ ነብዪ ሳሙኤል በረከቱ ይሕደረና አሜን፫❤❤❤🎉❤❤❤❤🎉

  • @user-el2yq1tc9h
    @user-el2yq1tc9hАй бұрын

    ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤

  • @user-vw4bh2xz1d
    @user-vw4bh2xz1d6 ай бұрын

    ቃለ ሠናይ የሥሠዐልኛ

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel1156 ай бұрын

    kal hiwet yesmalna burukat ahiwateyin ahateyin

  • @titigezaei138
    @titigezaei1386 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-oh7ce1mw5h
    @user-oh7ce1mw5h5 ай бұрын

    amen Amen Amen kal hiwet yesmalena xegu yhabkum yehwity

  • @user-kp8dr5ys1k
    @user-kp8dr5ys1k5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mikielemebrahtu6798
    @mikielemebrahtu67986 ай бұрын

    Amen( 3)kal hiwet yesmalena amlak xegu yhabkum ❤❤❤❤❤

  • @amanueltadiwos1904
    @amanueltadiwos19046 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና፡ ጽቡቕ መደብ ግን ንእሽተይ ኣብ ኣፈጻጽመኣ ክትቅጽሉላ ኔርኩም፡ ብቃ ነቲ ስብ ጠልጠል ኣቢልኩም ገዲፍኩሞ ኣ፡ መጸናንዒ ስለ ታቦተ ጽዮን ክትገብሩላ ኒርኩም ፡ኣብ ተዋሳእቲ ውን ንእሽተይ ዝሕል ኢሎም፡ይብል ብሓሳበይ ፡ከም ድፍረት ኣይትሕሰቡዋ፡ ክትዓቡዩ ድልየት ስለ ዘለኒየ፡፡ እቲ ሰናይ ቅንኣትዩ፡ ጸጋኹም የብዝሓዮ ……

  • @user-il9bl7iq1v
    @user-il9bl7iq1v5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜንንን ቃለሂወት የስምዓልና አዝግኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም የሕዋት ❤❤❤❤

  • @teklugebrekrstos3892
    @teklugebrekrstos38926 ай бұрын

    Egzeabher amlak agelglotkum ybark btami meharn bluxn aqerarba xegeu yebzehalkum❤❤❤❤❤

  • @hfhf-jw2lk
    @hfhf-jw2lk6 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዝአብሔር ኣምላክ ክቡራት ኣሕዋትና🥰

  • @user-wf6he3nt4e
    @user-wf6he3nt4e6 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ ፍቁራተይ

  • @tsegutesfamichael7734
    @tsegutesfamichael77346 ай бұрын

    Egziabher amlak xegeu yebzhalkum.

  • @user-uv2se6tj1t
    @user-uv2se6tj1t5 ай бұрын

    Kale hiwet ysmaalna nay agelglot zemenkum ybarkelkum

  • @andomweldekidan3720
    @andomweldekidan37206 ай бұрын

    ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓይንቲ ኣእምሮ ሃብና ቤትካ ቅድስቲን ኣበር ከነ ሕፍቲ ዘይብላ ብሰንክና ከይነውቅሳ ምሕረትካ ስደደልና

  • @nastnettesfagaber6546
    @nastnettesfagaber65466 ай бұрын

    Amen amen amen kal hiwet ysmaelna 🙏 🙌 👏 ❤

  • @abyabby9886
    @abyabby98866 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቅራተይ👏💟

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3zАй бұрын

    ❤❤❤❤

  • @aslihabtom4315
    @aslihabtom43152 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @smyraatyobya4721
    @smyraatyobya47216 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @Hintsamehari
    @Hintsamehari6 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል፥ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሕ ኣሕዋት።

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif90136 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana ❤

  • @user-kp1yk3qv2x
    @user-kp1yk3qv2x6 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና 👏🌹

  • @user-su1xq1hp3y
    @user-su1xq1hp3y6 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስምዓልና ክብራት ኣሕዋትና

  • @mezerberha5269
    @mezerberha52696 ай бұрын

    ጸግአ ይብዝሕልኩም ኣሓዋተይ ቃል ህይወት የሰመዐልና ዝሰምዐናይ ኣቦ ልቦና ይሕድረልና አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤

  • @user-dw2qc5eh2u
    @user-dw2qc5eh2u6 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና❤❤❤

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot58836 ай бұрын

    🙏🙏🙏⛪

  • @user-et9nt5bl8y
    @user-et9nt5bl8y6 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ ቃል ህይወት የስማዓልና ❤❤❤

  • @user-cr1kn5jy9q
    @user-cr1kn5jy9q6 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያሰማልን

  • @TeddyOkubagerges-jb7ey
    @TeddyOkubagerges-jb7ey6 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @wegahtaamanuel8425
    @wegahtaamanuel84256 ай бұрын

    Tsegeu yebzhalkum ahwatey

  • @user-gp6gp4nl4t
    @user-gp6gp4nl4t6 ай бұрын

    ❤❤❤❤🙏🙏

  • @jonihaylemariam
    @jonihaylemariam6 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-lf1tu7mn8f
    @user-lf1tu7mn8f5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tgАй бұрын

    ❤❤❤❤

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi49566 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-qt5nt2io3l
    @user-qt5nt2io3l6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MmMm-rp7qr
    @MmMm-rp7qr6 ай бұрын

    ❤❤❤❤

Келесі