ንብዙሓን መንእሰያት ዘሳቒ ዘሎ ሓደገኛ ወልፊ!

Ойын-сауық

ስለምንታይ'ዮም መንእሰያት ካብ ጾታዊ ርክብ ዝሕረሙ ዘለው፡ ድሌታት ወሲብ የንቆልቁል ፡ እዛ ቪድዮ ጾታዊ ርክብ ናይ ምክያድ ስምዒታት ብኣሉታ ዝጸልዎ ኡዋናዊ ጉዳያትን ምንጩን ካብ አንታይ አዩ ትገልጽ።
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
00:00 መእተዊ
03:41 ወሲብ ኣብ ኣሜሪካ የንቆልቁል
04:52 ኣብ ዓዲ እንግሊዝ`ውን ወሲብ ኣይግድን
05:44 እንታይ`ዩ ነቶም መንእሰያትን ዓበይትን ካብ ወሲብ ምፍጻም ዝእግዶም?
07:27 ካብ ወሲብ ጨሪስካ ክትሕረም ትኽእል`ዶ?
09:05 ሳዕቤናት ናይ መተዓራረኺ ምውዐላ (dating applications)
Join this channel to get access to perks:
/ @aklilu.hmichael

Пікірлер: 82

  • @weynits571
    @weynits57126 күн бұрын

    ብሩካት አሪትራውያን የሕዋተይ አዝይ ካብ መጽሓፍ ቅዱስዩየ ዝጽሕፈልኩም ዘልኹ በጃኹም በጃኹም መጺሓፍ ቂዱስ አንተኣንቢብኩም ኣምላኽ ካብ ክሉ ሓራ ከውጺኣኩምዩ ጎይታ የሱስ ክፈርድ ክመጽአ አብ ኣፍደገዩ ። ተዳሊና ዲና? ብናይ ስጋና ጥራሕ ሽንኮለል አንዳብልና ከይንጠፍአ 😂ጎይታ የሱስ ይፈትወኩምዩ ንሕናውን ንፈትወኩም ኢና❤🎉❤🎉

  • @HanibalBereket-pi6os
    @HanibalBereket-pi6os27 күн бұрын

    ወዲ 28 ኢየ 10 ዓመት እዚ ወልፊ ካብ ዝኣተዎ 10 ዓመት ጌሬ ኣለኩ እንተኮነ ነዚ ወልፊ ክገድፍ ቆረጸ ተበጊሰ ዓመት ጌሬ ክሳብ ሕጂ ውን ጠቅሊለ ክፈድፎ ኣይከኣልኩን ናይ በሓቂ ሓድገኛ እቲ ዝከበደ ወልፊ ኢዩ እዚ ከኣ ምስቲ ባህርያዊ ዘየቃርጽ ስጋዊ ድሌትና ምፍላዩ ስለ ዘሸግር ኢዩ ካልእ እዚ ወልፊ ብዙሕ ክሳራታት ዘለዎ ወልፊ ካብ ምስ ሰብ ዘለና ዝምድና ክሳዕ ኣካላዊ ድካም ክገብረልና ዝክእል ፡እዚ ወልፊ ንክንገድፎ ሕጂ ንጀምር መንእሰያት የሕዋተይ ብመጀመርታ ካብ ጥቃኩም እለይዎ፡በይንኩም ምካን ኣወግድ ኣብ ገዛካ፡ ቅልጡፍ ለውጢ ኣይንጸበ፡ ጥዕና ዘለዎ ዝምድና ንትከል፡ መንፈሳዊ ደገፍ፡ ኣካላዊ ምንቅስቃስን ካልእ ደስ ዝብለና ነገር ብምግባር ንተካኣዮ ፡ ኣነ ከኣ ንሓሙሽተ ወርሒ ሂበ ሓንሳእን ንሓዋሩን ነብሰይ ካብዚ ወልፊ ከድሕና ኣምላክ ይሓግዘኒ፡ የቀንየልና ኣኪለ ሓውና ብልቢ ነመስግነካ ነዚ ዘይድፈር እሞ ከኣ ዝውቱር ኮይኑ ዘሎ ናይ ዘመኒና ሕማም ኣፍልጦ ሂብካ ክትሕግዘና ምብጋስካ❤

  • @Tig-Tube

    @Tig-Tube

    27 күн бұрын

    Waw thanks for sharing your stories

  • @samsomhaftom9752

    @samsomhaftom9752

    27 күн бұрын

    @@HanibalBereket-pi6os ናይ ብሓቂ ሰራም ወልፊ እዩ ሓደገኛ ሕማም

  • @user-et1ls7pk8k

    @user-et1ls7pk8k

    27 күн бұрын

    እቲ መፍትሒ ምስ ደቀንስትዮ ምምሕዛውን ጾታዊ ርክብ ምፍጻምን ኢዩ፡ ብድሕሪኡ ኣይትዝክሮን እውን፡ ክትገድፎ ቀሊል ኢዩ ።

  • @Welie417

    @Welie417

    26 күн бұрын

    ajoka abzi Europa be kemzi zey tiqea yelen, so normal kitgedfo eka first video nay porn mesali mriay awegdo, and ni smietatka zelaelu megbe aytiblae, vegetarian tebeliaka zihashe eyu and ab tiamnelu kid,nab church maletey eye also exercises

  • @user-et1ls7pk8k

    @user-et1ls7pk8k

    26 күн бұрын

    @@Welie417 ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ!

  • @weynits571
    @weynits57126 күн бұрын

    Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ 28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ። 29-30: ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም።

  • @staycool.3476
    @staycool.347626 күн бұрын

    ናይዚ ወልፊ መፍቲሒኡ NOKIA Mobile ከምዛ ናይ ነዳቖ ብውሕዱ ንዓመት በዛ ሞባይል ክትጥቐም ኣሎካ ካብኡ ኩሉ ክትርስዖ ኢኻ❤❤❤

  • @user-li7ti6ip8w

    @user-li7ti6ip8w

    24 күн бұрын

    Kkkkkkk

  • @weynits571
    @weynits57126 күн бұрын

    Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ 12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።

  • @weynits571
    @weynits57126 күн бұрын

    ኣኪላ ሃወይ አቲ ተቅርቦ ምኽሪ ዚድነቅዩ ቀጺሎ አዝይ ካብ ንቡር ወጻኢ ኣምላኽ ዝርይፈቀዶ ዘይሕጋዊ ሓሳብ ሲጋ ናብ ጥፋትዩ ዝመርሓና፡ኣነ መልሲ ኣለኒ ኣብ ጎይታ ❤🎉❤🎉❤🎉የሱስ ኣሎ መልሲ ብሩካት ኤሪትራውያን

  • @biserattedros6992
    @biserattedros699223 күн бұрын

    This is goos what you are doing and much needed for our community ❤️ keep up the good work and looking forward to part #2

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom975227 күн бұрын

    ሰላም ኣኪለ ብጣዓሚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዩ ቀጽለሉ ከምዚ ዓይነት ትምርቲ ክኢላ ሰብ ቀሪብካ ኣስፊሕካ መብርሂ እንተ ትህበና ጽብቅ ነሩ።

  • @Israel-pz6lg
    @Israel-pz6lg26 күн бұрын

    ኣክሊሉ ሓወይ መጀመርታ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ ኣምላኽ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብካ ቀጺለ እዘን ኣብ ሓዳሮም ጥራሕ ነብስክን ኮይንክን ኣሪኣና ዝቡሉ ሰቡኡት ከ ኣብ ሓዳር ቡዙሕ ጸገም ዘምጽእ ዞሎ እንታይ ትብል ኣስፊሕካ ክትገልጸልና ብትሕትና ይሕብር ኣክሊሉ ሓወይ ብትህበና ትምህርቲ ኣዝየ እየ ዘመስግን❤❤❤❤❤❤

  • @Teki1926
    @Teki192626 күн бұрын

    Thanks Akile for have been gaven nice informorion about socaile life.I waich all your vedio ,I apurotioted them, you promised to open english vedio youtube in your program where is it ???

  • @Marhu777
    @Marhu77726 күн бұрын

    ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብን ኣስተምህሮን❤❤❤❤

  • @weynits571
    @weynits57126 күн бұрын

    Romans 1 ትግ - ሮሜ 26: ስለዚ ኣምላኽ ንዜነውር ፍትወት ኣሕሊፉ ሃቦም። ደቂ ኣንስትዮኦም ነቲ ናይ ባህርይ ተራኽቦኤን ናብ ናይ ዘይባህርየን ለወጣኦ። 27: እቶም ተባዕትዮውን ከምኡ ነቲ ናይ ባህርይ ምርኻብ ጓል ኣንስተይቲ ሐዲጎም፡ ኣብ ንሓድሕዶም ብትምኒቶም ረሰኑ፡ ሰብኡት ኣብ ሰብኡት ነውሪ ገበሩ፡ ግቡእ ዓስቢ ስሕተቶም ከኣ ኣብ ርእሶም ተቐበሉ።

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl26 күн бұрын

  • @johngherie9696
    @johngherie969626 күн бұрын

    Smart ❤

  • @MerhawitTedros
    @MerhawitTedros27 күн бұрын

    Xbuk tmirte

  • @hhkk5680
    @hhkk568027 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus208121 күн бұрын

    My brother Aklilu this is the attack of the devel so Jesus is the solution and the word of God and the fears of God is the medicine 💊 of the problem yang people I am telling you the truth Jesus can deliver you I pry for you in Jesus name God bless you brother that you exposed the evil agenda of the devel Jesus loves you ❤all

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil754025 күн бұрын

    Egzabher yhabelna Nmesgneka 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @user-xq3nl8ds5u
    @user-xq3nl8ds5u27 күн бұрын

    Agedasi u

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari740927 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TeklemariamGhebre
    @TeklemariamGhebre26 күн бұрын

    kulu tsuyuf welfetat hmak iyu. Ezi gn eti zkefe iyu

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash20 күн бұрын

    ጽቡቕ ሓሳብ ኢዪ ኣኪለ ሓውና እዚ ብጣዓሚ ሓደገኛ ሕማም ኢዪ ኣነ ውን ከምዛ ወልፊ ኮይኒኒ ኣሎ ቀንዲ ሽግር ከኣ እዚ ናብራ ኣውሮጳ ብጣዓሚ ኢዪ ከቢድ ቀልጢፊካ ጋል ክትረክብ ሕጂስ መሪሪኒ ኣሎ ዋላ ነዘን ፋላታ ክቃጠበን ኢየ

  • @Abismiki
    @Abismiki25 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samirasi4895
    @samirasi489526 күн бұрын

    Duktig Akile

  • @erilove6287
    @erilove628727 күн бұрын

    Haki eyu 95 eziy weldo nay lomi bziy ktblo zxenhka welfe eyu pls mefthi teblo ngre ete halyu aqrblna. thanks ❤

  • @meronpawlos7942
    @meronpawlos794227 күн бұрын

    👏 bravo

  • @ludadego4189
    @ludadego418927 күн бұрын

    እዉይ አኪለ ሰዓል ሒዙካ ምሕረ ይግበረልካ

  • @user-zy5ts8su4u
    @user-zy5ts8su4u27 күн бұрын

    Tay ena ngebro😢

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k27 күн бұрын

    ኣነ ዓመተይ ኮይኑ ጾታዊ ርክብ ካብ ዝሕረም፡ ንምንታይ ኣይፈልጥን ስምዒት ኣይመጸንን፡ ኣነን ስርሐይን በቃ!

  • @user-li7ti6ip8w

    @user-li7ti6ip8w

    24 күн бұрын

    ተመርመር ወይ ተመርመሪ ጽቡቅ አይኮነን

  • @akiyor3615
    @akiyor361527 күн бұрын

    ጠንቂ ዚ ኩሉ ውድቀትና ኣብ ስደት ምንባርና ኢዩ። መንእሰይ ኣብ ጊዚኡ እንተ ዘይተመርዒዩን መጻምድቲ እንተ ዘይ ረኪቡ ኣብ ጽዩፍ ዝኮነ ስእልታትን ቪድዮትት ኢዩ ዝዋፈር። ስለዚ ዓድና ክንምለስ ኩልና ንቃለስን ጸሎት ንግበር። ኣብ ዓድና ሕጊ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ደቁ መታን ክነብር።

  • @asmawitmehari2100

    @asmawitmehari2100

    27 күн бұрын

    Shut up

  • @luwamnega6042

    @luwamnega6042

    27 күн бұрын

    Abey emo yrdeom genzeb koynu hmamu aklilu zblwo seb

  • @user-cc1mx3yi1v
    @user-cc1mx3yi1v27 күн бұрын

    Ane hadar yebleyn gin bezi lmdi tetsemide aleku

  • @user-rz7vz1sz4n

    @user-rz7vz1sz4n

    27 күн бұрын

  • @Acnt12

    @Acnt12

    26 күн бұрын

    Xeliy xoloti eu zifetiho ezi macholoti kea please 😢

  • @adindaadinda6590

    @adindaadinda6590

    26 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂 ​@@Acnt12

  • @desbelehabte25

    @desbelehabte25

    26 күн бұрын

    kemakreka do kbur hawey

  • @Awate1990

    @Awate1990

    26 күн бұрын

    ተመርዖ

  • @user-se7eu6rk4t
    @user-se7eu6rk4t27 күн бұрын

    Eti tenki xyuf negeryu elna xegemna nihabie mikanayu

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre468527 күн бұрын

    ኣብዚኣ ቪድዮ ዘሎ ትሕዝቶ ሓሳባት ንኽልቲኡ ጾታ ድዩ ዝምልከት

  • @SebNkun
    @SebNkun27 күн бұрын

    Gergo drar dyu wala habtegergish Drar zbehal seb, bzuhat adanagiru, sebey ke nay melhas tray dika wala gbrka wn dehan eyu

  • @EbrahimAhmed-wn8vz

    @EbrahimAhmed-wn8vz

    27 күн бұрын

    No one press you to watch his video. If you don't like the video leave it. Listen and Take what is good for you .

  • @SebNkun

    @SebNkun

    8 күн бұрын

    @@EbrahimAhmed-wn8vz ጽቡቅ ኣዲኡ ንሕብረተሰብና ጥዑያት ተመሲሎም ንሳንቲም ክብሉ ዘዳናግሩ ስለዘለዉ ምቅላዕ ግቡእካ እዩ ንዓኻ ውን ሕልና እንተደኣ ኣለካ ኮይኑ

  • @EbrahimAhmed-wn8vz

    @EbrahimAhmed-wn8vz

    7 күн бұрын

    Start from your self. You are not human being. Be a human being first. Don't compare two different person. Listen and learn what is important for you or skip it. It's not mandatory.

  • @SebNkun

    @SebNkun

    7 күн бұрын

    @@EbrahimAhmed-wn8vz Ok speaking animal

  • @EbrahimAhmed-wn8vz

    @EbrahimAhmed-wn8vz

    6 күн бұрын

    @@SebNkun you describe your self correctly

  • @yemanemobatsion-ov3pt
    @yemanemobatsion-ov3pt26 күн бұрын

    Sibuk srah eyu bizey kelialem ezi nieshtey welodo porn adiction affected koyinu yrkeb. Hagazi ukowun ab future generation eritrean society

  • @henief1344
    @henief134427 күн бұрын

    Yesus alo be tsega nato hara knkwn yekaal eyo emo bu naamen nisu hara kbrena eyu kab dikun hatyat John 8 (ትግ) - ዮሃንስ 12: ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም። John 8 (ትግ) - ዮሃንስ 34: የሱስ መለሰሎም፥ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ፥ ሓጢኣት ዚገብር ዘበለ፡ ንሱ ባርያ ሓጢኣት እዩ። 35: ባርያ ኸኣ ኣብ ቤት ንዅሉ ጊዜ ኣይነብርን፡ ውሉድ ግና ንዅሉ ጊዜ ይነብር እዩ። 36: ስለዚ ወዲ ሓራ እንተ ኣውጽኣኩም፡ ብሓቂ ውጹኣት ሓራ ኽትኰኑ ኢኹም። John 14 (ትግ) - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።

  • @user-dm2is6of7o
    @user-dm2is6of7o27 күн бұрын

    This disease is coming to our house

  • @Longtime-mw1jq
    @Longtime-mw1jq26 күн бұрын

    ጠንቂ ናይዚ ኹሉ ዋሕዲ ደቂ ኣንስትዮ ውን ቀሊል ኣይኰነን: ብፍላይ ኣብ ኢሮጳ። 🥴

  • @dasnaextrab2034

    @dasnaextrab2034

    24 күн бұрын

    በልወን እንዶ ወላ ነተን ዝኣረጋ ፡ ተማርጹ ኮይንኩም እንበሪ መሊኤን ኣለዋ እንዶ

  • @eru5343

    @eru5343

    17 күн бұрын

    ​​​@@dasnaextrab2034hadar geberu weledu zeytbel zemewu aybhalen besmam Ab gezom sebytom tezeykoynu ko bnay serqi hadehade zerkbwo teray kabti welfi yewexu malet aykonen tsemuwa alo geden ab botu

  • @dasnaextrab2034
    @dasnaextrab203424 күн бұрын

    ፈውሱ ምምርዓው ጥራሕ እዩ ፡ ካልእ ኣማራጺ የብሉን ፡ ወላ እንዳ ሾርት ኪዱ ቀደም ዘመን ክሳብ ሕጂ ዝቕጽል እዩ ፡ ኣዋልድ ሎሚ ገንዘብ ናብ ዘለዎ ስለዝከዳ ኣወዳት ኣብ ጸገም ናይ ሳምና ኮይንኩም ፡ ብተደጋጋሚ ምስ ጓል ሴክስ ግበሩ ብድሕሪኡ ኣይክትዝክርዎን ኢኹም ።

  • @Eriziz
    @Eriziz27 күн бұрын

    I think it's important to respect individual choices when it comes to their lifestyles, including their level of sexual activity. Everyone's different, and it's okay if some people prioritize other aspects of their lives. You need to STOP imposing your own expectations on others.

  • @user-xq3nl8ds5u
    @user-xq3nl8ds5u27 күн бұрын

    ኣነ ካብ ተሞኪረይ porn ጹዩፍ ሲአሊ ጠቅሊልካ ዘይምሪኣይ። ዲሕሪ አዚ መጽሓፍ ቁዱስ ነኒቢብ በተኪሳን ንኪድ ዕዲል አንተ ረኪብና ከኣ ምይ ጾልት ኒተሓጸብ። ቢድሕሪዚ አቲ ዲለት አንተ መጺካ ጎይካ ከድካ መጺሃፍ ሓንቲ ገጸ መጺሓፍ ቂዱስ ኒንብብ። አዚ ኩሉ አንተ ሓሊፍና ኒገብሮ ዚነበርና ቢጣዕሚ ከፈንፍነና አዩ። *ሲራሕ ኒስራሕ *መጻምድቲ ኒርከብ ኒመሪዖ ካብ ተመኩረይ ኣይተመርዓኹን ደኣ አምበር ኒ ሹዱሽተ ወርሒ ናጻ ኣለኩ ኣምላክ ዪመሊኣለይ

  • @user-wx2iy1pi9w
    @user-wx2iy1pi9w27 күн бұрын

    ኣብ ግዜ sex ማለት ምስ መጻምድቶም ዝድንጉዩኸ ታይ ንበሎም?

  • @dahlak3739

    @dahlak3739

    26 күн бұрын

    ታይ ዝድምጉዩ ማለት ?

  • @gualabaytigray

    @gualabaytigray

    16 күн бұрын

    ሰብኡት ንብሎም 🔥😹

  • @tsegaysemere8762
    @tsegaysemere876227 күн бұрын

    B Nigeria tesfa koritsom Eretrawin awedat kkkkk

  • @eru5343

    @eru5343

    17 күн бұрын

    Atahahza gal aykelun koynom yhadma melhasom himak enber teum qal aywexen eyu kale politica kea ab tiktok live atyom kezarebu eyom zwelu geze ayhbuwenn eyom entay kegbra emo chenqet eyom😊

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem25 күн бұрын

    ንኣብነት ኣነ ብሰንኺ እዚ ኣብ ደቅንስቶ ዘለኒ ጽልኢ ዘስካሕክሕ ኢዩ

  • @user-tk8jk9pl4n

    @user-tk8jk9pl4n

    23 күн бұрын

    Aytgage hawey gal aytxlae

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel746125 күн бұрын

    ሃገር ምመራሕካ እንበር ጠላዕ ሰብኣይ ኣብሃለዉለዉ ስደት ከም ጸጋ ዝተቀበልካ. ሙሁር ተበላጺ ኩቡሉ ሓቆም ኢዮም ሻዕብያ

Келесі