#eritreamovie #tigrignamusic #ethiopianmusic #aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie2023 #eritreamusic #mezmurorthodoxethiopian #eritreanfilm2023
ሰላም መምህር ኣኽሊሉ ናይ ብሐቂ ጹቡቕ ትምህርቲ ኢዩ ብጹቡቕ ውን ተቕርቦ ኣለኻ እሞ እግዚኣብሄር ይሐግዝካ ቀጽሎ ቀጽሎ
እግዚአብኄር ይሃበልና መምህረይ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጹቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ❤
Des ilatka ala bizaiba mirwai❤
Sine sirat giberu temahru ezi timhriti ezi bimilyonat hibkum aytirkbwon ekum .kibretka halu please,
ብሓቂ መምህር ኢኻ። ደስ ዝብል ኣቀራርባ ን ኣገላልፃን ኣለካ።
መምህረይ ሰላምካ ይብዛሕ ኣብ ኩሉ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ። ካብዘን 2 መጻሕፍቲ ጽማቅ እንዳገብርካ ተቅርበልና ዘለካ ትምህርቲ ኣዝዩ ተቃሚ እዩ ግን እቶም ኢንግሊዝ ብዙሕ ዘይኮናስ ናብ ትግርኛ ተትርጉመልና ወይ ካልኦት መሳርሕትካ ተልዮም ❤❤❤❤
ኣዝዩ ጽቡቕ ትምህርቲ ዩ የቀንይልና ኣጆኻ ቀጽሎ ከማኻ የብዝሓዮም ክቡር ሓወይ
ዋው ብጣዕሚ ዘደንቅ ትምህርቲ እዩ ቀጽሉ ኢካ ካብ ቪዲዮታትኻ ብዙ ብዙ ይመሃር ኣለኹ ዘይግደሰሉ ዝነበርኩ ነጥብታት የስተባህለሉ ኣለኹ: ብወረወር ድሰማክዎ ብዙ ሃቅንውቱ የጠራጥረኒ፡ ህጂ ብመጺናቲ ዝተደገፈ ትምህትኻ ኣገዳሲነቱ ብሪህለይ፡ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ንኹሉ ብድሆታት ሓሊፍካ ነዚ ምድላውኻ ከየድነኹኻ ኣይ ሓልፍን፡ blessed
ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ትምህርቲ ሓወይ ናተይ
ኣገዳሲ ዛዕባ ኢዩ ! በርትዕ ኣኪለ 🙏🙏
ብጣዕሚ ፅብቅ አዩ ትምርቲ አዩ😊✌️
ጽቡቅ ትምህርቲ። ሰብ ሰኣን ፍልጠት ኢዩ ምንባሩ ዘይምቅር።🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🍀🌿🌿🌿🌿🇳🇴🇳🇴🇳🇴🇳🇴🇳🇴🐅🐅🐅🐅
ክቡር ጅግና ስነ ታሪክ ደቅሰቫት ዘለካ ክብሪ ይግበአካ ❤❤❤
😊😊😊😊😊😊😊😊
nemsgenaka aklilu kbur hawi kemay dina nfetweka mamhereye nebererlena love you bero .❤❤❤
ዋውውው ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርትን ኣጋላልጻን ክንፈልጦ ዝግባኣና ዘይምፍላጥ ኢና ናብራ ዝባላሾ ብዙሓት ኣብዛ ኣርእስቲ ነብስና ክንፍትሽ ክትሕግዘና ኢያ ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ኣኪለ ሓወይ❤
Mirwai tifetu ikha❤
Thanks dear bro, u explained wisely keep it up
Thank you btaami xbuk tmhrti eyu kexlo
Akil hawey key denqekuka ayehalefen eye betami xebqu temehereti agalalexa edemen tenanan yehabeka ❤❤❤🙏
Akile hawey amlak yeezizu yibarka 🙏🙏❤
ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ ❤ ኣጠቃቕማ ቃላት ካኣ እዱቡን ንጹሩን የቀንየልና መም ❤
Isikha nay mirwai timhirti tifetu ikha❤
Wow I appreciate you teacher good explanation
Tnx you!
Thank you aklilu!
ናይብሓቂ ፅቡቕ ትምህርትን ኣገዳስንዩ ❤❤❤❤🥰🥰🥰✅✅❣️❣️💟 ክቡር ሓውና ቀፅለሉ❤❤❤
I think you're a good teacher, keep up the good work, I hope a lot of people understand you, that's why a lot of families break up
Good job… very interesting.. go forward
ብጣዕሚ ዩ ዝገርም ኣነሲ ባዓል ሞያ ጥዕና ዬ ግን እዚ እትብሎ ዘለኻ ግን ኣዚዩ ሃናፂን ሓደሽትን ዩ በርትዕ ዝሓወይ...
ዘንብብ ይዕንብብ ❤❤❤❤
You are very smart man.thanks god bless you
ጽቡክ ዝኮነ ትምህርቲ ፡ ኣብርህ ኣቢላ እካ ቀልጥፍካ ናይ ምዉዳእ ዘድልዩ።
😂😂😂😂
Thank you ❤
Sehr gut 👍
Btaemi xbuq kngnzebo zelena timhrti thank you 👍🏾
Thank you aklilu
ድንቂ ዝኮነ ትምህርቲ፡ኣሊከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ብዙሕ ክንዛረበሉ ዘይንደሊ ግን ከኣ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኮነ ኣርእስቲ ኢዩ።በርትዓልና፡ብዙሕ ንምሃርን ንብሕጂ ውን ብዙሕ ክንጽበ ኢና።ሰላምካ ይብዛሕ ብሉጽ መምህር።
Yeqeniyeley, kbret yhabka
ሕራይ ኣብዚ ትብሎደለካስ ሕራይ ኣብ ኣታሓሳስባከ ይሰማምዑዶ
Thank you for info Bro
Thank you bor
Good job brother keep it up.
thanks you're smart 🤩
የቀንየልና ክንዲ ትሰናይ ሓበሪታካ❤❤❤❤
ኣንታ ኣክሊሉ ሓወይ ካብ 40 ንላዕሊ ኸ ስሚዒት የለን ማለት ድዩ ብሰንኪ ስደት ረሳሕ ከሉ ሓሊፉና ። ገለ አስኪ በለኒ ንሞራለይ። ብዝኾነ ኣድናቒትካ አየ ቀፅለሉ🙏
ኣጆካ ናይ ወድስ ክሳብ ትመውት ኣላ እንተ ናይ ጋል ግን ኣብ መልክት ሕቶ እዩ
Fache wetar ajoka kiwetreqa u
@@shikorinashikorina2085 ኣብ ጉዳይ ወሊድ እምበር ኣብ ጉዳይ ስምዒትን ዕግበትን ጓል ወዲ የብሉን።
@@user-qe5gd5qw2j ጋል ኾይንካ ትፈልጥ ዲካ ዋላ ኣብ ስሚዒት ፍልልይ ኣሎ ጋል ናይ ኣዴታታ ደው ምስ በላ ሲሚዒታ ይትሕት እዩ እንየ ቁሩብ ፍልጠት ሃልይዋ ግን ምስሚዒታ ዘባራንር መዲሃኒት ክትወስድ ትክእል እያ
@@shikorinashikorina2085 ናይ ክልቲኡ ጾታ ስምዒት ምስ ዕድመ ይጎድል እዩ፡ መድሃኒት ከኣ ኣይምከርን እዩ ኣመጋግባ ደኣ'ምበር። እቲ ሽምኪ ኳ ጓል ኢኺ ትመስሊ "shkorinashkorina"
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል የቀንየልና❤❤❤
Thank you
Great to see you on Teftawi show today . Hope I will learn a lot from your channel and not regretting my subscription.
Akile hawey it's amazing tip
Keep it up 👍
Thanks I agree 🤔👍🏾✅
Betami nemsgneka mes sebayey koyna seminka.simay dr Aklilu dukamat eikam yblo nere😂😂😂🥰
I loved it. Please continue 🙏 🙂
Good advice thank you!
Welcome 🙏 🤗
Appreciate you dear brother. Keep going ❤❤❤❤❤❤
Thank you so much 😀
Amazing
Wwww great❤❤❤
Edmen tenan yehabka fiteari
ክክክ ጽቡቅ ትምህርቲ'ዩ።
Much respect memhrey
thanks❤
Welcome
Ya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤ Danke ❤❤❤
Wow wow where have you been? Akile i have not enough words for your advice. Bel ndadi haba eka 😂😂😂😂
❤❤❤
❤
Am proud of you
🎉 ❤❤❤❤❤
ጸታዊ ርክብ ሂወት እዩ።
መን በለ ❤❤❤
@user-mb5sf8cq4m ይፈልጥ ብፍላይ ዝርድኣካ ትርዶኦ ሰብ እንተ ረኪብካ ኩሉ ናይ ዓለም ጡዑም ኣቡኡ ኣሎ እዚ ግን ክልቴካ ቡጉሉጽናት እንተ ገይርካዩ እዩ እንበር ርእስካ ኣሲርካ ምውዓል እውን ኣሎ
😂😂ዮኒዬ🤔
@@selamtube5095😂😂 ሰሉ ተጋግየ ድየ?
@@shikorinashikorina2085 ተፈጥራዊ ስለዝኾነ እዩ ኩቡር ሓው።
Good idea
Welcome, brother
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
👍👍👍❤
Good job 👏
100%🔑
ቀጽሎ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤👌
Xbuk tmhrti good job and intro tenwho aleka neabnet abza video 4.5 minutes gierkayo
Ewayyy❤ezi fitretnas kemey eyu❤❤❤❤
❤❤❤❤❤💕💕
Brother Akelilu agreed with you that the creation perfect
ጽኑ
Offcourse habesha men want to marry Teenagers, specally diasporas, but in western worled is the same depends on the individual and test
Esey tbuk tmhrti eyu ketlo 👍❤️
Bravo Aki
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
anbesa eka
❤❤
❤️
Yekenyelna akile hawna❤❤❤❤
Teacher Akile 💖💖💖💖💖💖
Hello Heri, 👋
ኣብዚ ግዜ እዋን ጾም ኢዩ ብዛዕባ እዚ ኣብ ካልእ ግዜ ምሓሺ ይብል
Mozmor
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔን ኣምላኽ
ኣኪለ ካልኦት ኣዝዮም ብዙሓት ኔሮሙኻ ካብ ከምዚ መደብ ተቕርብ፡ It's matching with you
Engineer Akile yaho JMG neber😂 good job love it ❤❤❤❤
Akile my bro 🙏🏼✌️
Hello Sami 👋 thanks
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Gin Bitame Dess zebil Aeglalixa Qexlo ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤GBU❤❤❤❤bro
ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ
Пікірлер: 236

@Hadera-od7jn
7 ай бұрын
Des ilatka ala bizaiba mirwai❤
@mehretkidane2241
Ай бұрын

@berhan5415

@gezana5666
8 ай бұрын
😂😂😂😂
Thank you ❤
Sehr gut 👍
Btaemi xbuq kngnzebo zelena timhrti thank you 👍🏾
Thank you aklilu
ድንቂ ዝኮነ ትምህርቲ፡ኣሊከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ብዙሕ ክንዛረበሉ ዘይንደሊ ግን ከኣ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኮነ ኣርእስቲ ኢዩ።በርትዓልና፡ብዙሕ ንምሃርን ንብሕጂ ውን ብዙሕ ክንጽበ ኢና።ሰላምካ ይብዛሕ ብሉጽ መምህር።
@aklilu.Hmichael
8 ай бұрын
Yeqeniyeley, kbret yhabka
ሕራይ ኣብዚ ትብሎደለካስ ሕራይ ኣብ ኣታሓሳስባከ ይሰማምዑዶ
Thank you for info Bro
Thank you bor
Good job brother keep it up.
thanks you're smart 🤩
የቀንየልና ክንዲ ትሰናይ ሓበሪታካ❤❤❤❤
ኣንታ ኣክሊሉ ሓወይ ካብ 40 ንላዕሊ ኸ ስሚዒት የለን ማለት ድዩ ብሰንኪ ስደት ረሳሕ ከሉ ሓሊፉና ። ገለ አስኪ በለኒ ንሞራለይ። ብዝኾነ ኣድናቒትካ አየ ቀፅለሉ🙏
@shikorinashikorina2085
8 ай бұрын
ኣጆካ ናይ ወድስ ክሳብ ትመውት ኣላ እንተ ናይ ጋል ግን ኣብ መልክት ሕቶ እዩ
@TekaHaile-hu3wh
7 ай бұрын
Fache wetar ajoka kiwetreqa u
@user-qe5gd5qw2j
7 ай бұрын
@@shikorinashikorina2085 ኣብ ጉዳይ ወሊድ እምበር ኣብ ጉዳይ ስምዒትን ዕግበትን ጓል ወዲ የብሉን።
@shikorinashikorina2085
7 ай бұрын
@@user-qe5gd5qw2j ጋል ኾይንካ ትፈልጥ ዲካ ዋላ ኣብ ስሚዒት ፍልልይ ኣሎ ጋል ናይ ኣዴታታ ደው ምስ በላ ሲሚዒታ ይትሕት እዩ እንየ ቁሩብ ፍልጠት ሃልይዋ ግን ምስሚዒታ ዘባራንር መዲሃኒት ክትወስድ ትክእል እያ
@user-qe5gd5qw2j
7 ай бұрын
@@shikorinashikorina2085 ናይ ክልቲኡ ጾታ ስምዒት ምስ ዕድመ ይጎድል እዩ፡ መድሃኒት ከኣ ኣይምከርን እዩ ኣመጋግባ ደኣ'ምበር። እቲ ሽምኪ ኳ ጓል ኢኺ ትመስሊ "shkorinashkorina"
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል የቀንየልና❤❤❤
Thank you
Great to see you on Teftawi show today . Hope I will learn a lot from your channel and not regretting my subscription.
Akile hawey it's amazing tip
Keep it up 👍
Thanks I agree 🤔👍🏾✅
Betami nemsgneka mes sebayey koyna seminka.simay dr Aklilu dukamat eikam yblo nere😂😂😂🥰
I loved it. Please continue 🙏 🙂
Good advice thank you!
@aklilu.Hmichael
8 ай бұрын
Welcome 🙏 🤗
Appreciate you dear brother. Keep going ❤❤❤❤❤❤
@aklilu.Hmichael
8 ай бұрын
Thank you so much 😀
Amazing
Wwww great❤❤❤
Edmen tenan yehabka fiteari
ክክክ ጽቡቅ ትምህርቲ'ዩ።
Much respect memhrey
thanks❤
Welcome
Ya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤ Danke ❤❤❤
Wow wow where have you been? Akile i have not enough words for your advice. Bel ndadi haba eka 😂😂😂😂
❤❤❤
❤
Am proud of you
🎉 ❤❤❤❤❤
ጸታዊ ርክብ ሂወት እዩ።
@shikorinashikorina2085
8 ай бұрын
መን በለ ❤❤❤
@shikorinashikorina2085
8 ай бұрын
@user-mb5sf8cq4m ይፈልጥ ብፍላይ ዝርድኣካ ትርዶኦ ሰብ እንተ ረኪብካ ኩሉ ናይ ዓለም ጡዑም ኣቡኡ ኣሎ እዚ ግን ክልቴካ ቡጉሉጽናት እንተ ገይርካዩ እዩ እንበር ርእስካ ኣሲርካ ምውዓል እውን ኣሎ
@selamtube5095
7 ай бұрын
😂😂ዮኒዬ🤔
@yoniEri92