ንፍዕ ኣንባቢ ንሙኻን ክሕግዛ ዝኽእላ 7 ነጥብታት! 7 Strategies to Improve Your Reading Skills.
ስለምንታይ ተንብብ ተዘይፈሊጥካ ኣንቢብካ ክትውድእ ኣይትኽእልን ኢኻ!
#readingstrategies #ImprovingReadingSkills #ReadingComprehension #ReadingHacks
ንተወሳኺ ፍልጠት 👇
Stock Market Course In Tigrinya.
www.eriinvesting.com
ኣብ Canada ዘለኹም ብ Questrade account
ክትከፍቱ ምስ ትደልዩ $50 commotion 👇
shorturl.at/cksEN
Open Wealthsimple today and get $25 👇
shorturl.at/vwR06
ኣብ ካናዳ Credit card and earn up to 4% cash back!👇
shorturl.at/ivN36
ምሉእ ኮርስ ናይ ውልቃዊ ዕቤት፥ Personal development Course👇
• Character VS Personality እንታይነትካ/ኪ እን...
''''''''Disclaimer/ መጠንቀቕታ፣''''''''''
ኩሉ ኣብዛ Channel ዘቕርቦ መደብ ዕላምኡ ንሓበሬታን መምሃርን አንብር ውልቃዊ ፋይናንሳዊ ምኽሪ ኣይኮነን። ቕድሚ ዝኾነ ውሳነ ምውሳድኩም ወይ ገንዘብኩም ምውርኩም ናይ ገዛአ ርአስኻ መጽናዕቲን ከምኡ'ውን ካብ ፍቓድ ዘለዎ ኣካላት ከም ጠበቓ፡ ኣማኻሪ ፋይናንስ ወይ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ኣካውንታንት ክትውከሱ የተሓሳስብ.
This is a general source of information only. It is not intended to provide personalized tax, legal, or investment advice. Please speak to your personal experts (lawyer, accountant, financial planner, investment advisor, or insurance advisor) regarding specific strategies and recommendations.
Thank you for watching''
Пікірлер: 127
Heavenshop1.com Mexhafti tigrigna kab Na Heven wey nay kaliot biet mesheta mexHafti kitedgu tikielu eikum. Heavenshop1.com
@lordmysavior1831
2 ай бұрын
I appreciate you sharing your experience with us Meakele hawna. Could you please help me with communication book. I don’t know wat kind of book I have to read for good communicate to get.
ጽቡቕ ዝኾነ ትሕዝቶ ማእከለ ዓቢ ሰብ። እዘን ዝዘርዘርካየን ነጥብታት ደስ ዝብላ እየን። ብፍላይ ደስ ዝበለትኒ ካብታ ተንብባ ዘለኻ መጽሓፍ ክትጥቀመሉ ትኽእል ዓሰርተ ዝኾና ነጥብታት ኣውጽ ዝበልካያ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ነጥቢ እያ። ኣብቲ መጀመርያ ምንባብ ዝጀመርክሉ ኩሉ እቲ ኣብቲ መጽሓፍ ዘሎ ቃላት ኣገዳሲ እዩ ዝመስለኒ ኔሩ፡ ዝያዳ እናንበብኩ ብዝኸድኩ መጠን ግን እቲ ቃላት ብዙሕ እቲ ሓሳባት ከኣ ዉሑድ ምዃኑ እየ ተረዲአ። እቲ ዘገድስ ከኣ ብዝሒ ቃላት ዘይኮነ እቲ ሓሳባት እዩ። የቐንየልና!
1-> መጻሕፍቲ ምምራጽ 2-> ዕላማ ንባብ (ሸቶ or goal) 3-> ቀጻሊ ምንባብ readig rooting 4-> መዘኻኸሪ ምሓዝ pactive active reading 5-> ምዝናቅ diversity 6- > ምስ ሰባት ሓሳብ ተለዋወጥ reading group 7-> ዘንበንካዮ ምግምጋም re-view
ትክክል ከተንብብ ምስ ጀመርካ ኢካ ክትነብር ትጅምር📚📚📚
Reading is the key of knowledge. And Reading is power
Just 👌
Tack makele hawey GBU 🙏🙏🙏❤❤
wow thank you so much👏👏
Thank you bro, keep it up
Keep up the good work
Thank you bro ❤
Wowwww btami tsibuk medeb thank you ❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹🎉🌹🎉🌹🎉🌹🎉🎉🌹🎉🎉🎉👍👌
የቀንየልና ክቡር❤
Thank you maekele hawey
ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ ቀፅሎ
Tankas zhawey
Thanks maekele hawey qexlo
Thank u
Thank you so much makele hawey ❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ማእከለ ሓወይ ❤
Woww very nice thanks long live
Good 👍 job
Thanks more
❤🙏
Thank you Maekele kem kulu gize
Wawww Thanks My Teacher nay Behaki ❤❤❤❤
You are wright my friend
Amlak ybarka maekele hawna azyu blux zkono atehasasba tmhrtn aleka behaki thank you
Thank you brother for your information
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ከማኻትኩም ዝበሉ ይብዝሑ ማእከለ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks ቡሉጽ ሓውና ማእከለ❤
❤️👍
❤❤❤❤❤❤ Thinks bro ❤❤❤❤❤❤❤
Thanks for your time bro it’s really important to me ❤keep up the good work
❤
ክብረት ይሃበልና ማእከላ ሓውና ጽቡቕ ትምህርቲ ቀጽሎ
Absolutely yes. Readers are leaders.
Wawwwww hawey natey bitaemi xibuq medeb eyu wesani hasab eyu❤❤❤❤❤
Woww you are absolutely a blessing to our people. Love your mindset.👏👏👏
Thank you for sharing. I need books for speech skills. Please recommend me
ሸልጂና ኮ ጸኒሐ ኪምለስ ኢየ❤ማራ ኢየ ዘደንቀካ❤
😍😍😍
Wawwww mekele hawey anes yferh aleku. mknyatu eti zexegmenin :zeshegrenin neger ezi iyu .hiji gin xegem yelem kabza hiji .so thank you so much kab lbi sileti zgeberkaley aberkto .
ጽቡቅ መግለጺ ማእከለ ደስ ዘብል ሓሳብ።ብዛዕባ እተንብበሉ ዕላማ፥ መጽሓፍቲ ምምራጽ፡ ደፍተር ምሓዝ፥----
❤❤❤❤
👍👍👍
Great stuff 👏
@EriInvesting
3 ай бұрын
Glad you enjoyed it
Hello Makele, thank you for your information and support. please keep going. Could you make a video about what is an overdraft? and how it works, and how you pay the money back. Thank you
ሰናይ ብሱሉን ሓሳብ እዩ። “ምንባብ ምሉእ ሰብ ይገብረካ” ይብሉ፡ ማለት ኣብ ኣዘራርባኻ፡ ሓሳባት ይኹን ርእይቶ ወይ ነቐፌታ ሰባት ትቕበል፡ ሰባት ኣብ ምኻባርን ለውጢ ኣብ ምምጻእን ዕዙዝ ኣበርክቶ ንምግባር ትነጥፍ.... ወዘተ። ስለዚ ካብ ድንቁርና ከናግፈና ዝኽእል ምንባብ’ዩ እሞ ሃየ ኣብ ምንባብ ንጸመድ። ❤
@EriInvesting
3 ай бұрын
You're right. Thank you for sharing
Thanks dear bro I admire you
@EriInvesting
3 ай бұрын
Thanks and welcome
ኣነ ናይ communication
Thanks Makele hawey it is very important topic. Keep going 💪
@EriInvesting
3 ай бұрын
Thank you, I will
Niay ab hiwetey bzuh eka tekimkani amlk aemroka ykfeto God bless your mind
@EriInvesting
3 ай бұрын
እንቃዕ ጠቐመካ ብጥዕቅሚ ደስ ዘብል እዩ። ክብረት ይሃበልይ
Thank u for sharing.I need books for speech skills & personal development.pls recommend me B tigrigna
ሰልም ማእከለ ብጣዕሚ ነኽብረካን ነድንቀካን ትገብሮ ዘለኻኣጆካ ቀጽሎ ክብረት ይሃበልና ሕቶ ኣለኒ ብግቡእ ክትምልሰልይ ከኣ ተስፋ ይገብር ናይ ምዝራብ ክእለትና ናይ መሪሕነት ክእለትና ነማዕብለልዕም መጽእሕፍቲ እንታን ተማክረና
@EriInvesting
3 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው! ክብረት ይሃበለይ፡ ናይ ምዝርራብ ክእለትካ ከተማዕብል ክሕጉዝኻ ዝኽእሉ ብዙሓት መጽሓፍቲ ኣለዉ። እዞም ዝስዕቡ ገለ ካብ ዝነበብክዎም እዮም * How to win friends and influence ppl (ብኸመይ ተፈታውን ተሰማዕን ትኸውን) ብ ዴል ካርነጊ * Skill With People Les Giblin *How to Talk to Anyone Leil Lowndes *Getting to Yes By Roger Fisher, ተስፋ ይገብር ንዓኻ ክሕጉዝኻ። የቐንየለይ
Selam z hawey bteami des zebl medeb keep it up,,,,,,hanti hto ktmlseley b thtna yhatt,,,b zeaba nay relationship mexhaf kenbb delye niere what book you recommended recommended me plz
Dess zbel thzto u bro kulu videotatka yktatlka ye betami meharn teqamn u bzey qelalem so qexla kbleka ye zdli
@EriInvesting
3 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሰብ❤
Xubuk melkiti, thank you Azi mexihaf nkulu tibel group bikemey join kigebra eba habruni please? Thank you
ሰላም ክብር ሓወይ ብትህቦ ትምህርቲ ተይ ኣድነቁክካ ክሓልፍ ኣይደሊ ቀፅለሉ ግን ሓቲ ሕቶ ኣላትኒ ኢና መፃሓፍ ይደሊ ኣበይ ክርክቦ ይክእል ንዓርስ ተኣማንነት ዘዕንብብ መፃሓፍ ተገድስካ መልሰላይ
ጽቡቅ ሓጋዚ ቪዶዩ ኣነውን መጽሓፍ የንብብየ ብዝዓቅመይ ግን ሓደ ግዜ ዝጸልኦ መጽሓፍ ይረክብ ገለ ክኣ ድገመሞም ይመጻኒ
Thanks for your beloved video you share to everyone who in need.Let me come to my point ,my plane is to be a millionaire businessman which books can help me to read to improve my goals. Thanks lovely brother!
@EriInvesting
Ай бұрын
kzread.info/dash/bejne/dYqYw7qiYqm6l5s.htmlsi=8CGQm7VybeLzZZV3
🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏❤️❤️
Xbuk medeb nay komnikotion bok ktxhfelna tikiel do kubur hawna
Thank you Maekele hawina medebikan Atahisasibakan Buluxn lebamin Eika medebika Bitaeimi eye zkatatileka nay lemi medeb Ane Aleku kedameti nay mexhaf Mibab Kifetu Miat eye gin tegediska Naymibab dkimet Sleni! 👍🏾😘
@EriInvesting
3 ай бұрын
Haye kab lomi mexhaf zeyenbebe darga zyketete eu zbehal zelo. B dimxi wey b hard copy kab lomi jemir haderaka. ❤
Xbuq medeb bahaqi
TRHAS AMATRE ERITREA 👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️
Hawley ,qedem nfti anbabit kem zneberku eye zfelt bzkone mknyat gn tealye xenihe hji eye kjmr .zdelekwo ka nay comnication book byenay tejemerku yhaysh mkrka yxbe . And for U keep it up!
@EriInvesting
3 ай бұрын
ሰላም ኣስቴር! ክብረት ይሃበለይ፡ ናይ ምዝርራብ ክእለትኪ ከተማዕብል ክሕጉዝኺ ዝኽእሉ ብዙሓት መጽሓፍቲ ኣለዉ። እዞም ዝስዕቡ ገለ ካብ ዝነበብክዎም እዮም * How to win friends and influence ppl (ብኸመይ ተፈታውን ተሰማዕን ትኸውን) ብ ዴል ካርነጊ * Skill With People Les Giblin *How to Talk to Anyone Leil Lowndes *Getting to Yes By Roger Fisher, ተስፋ ይገብር ንዓኺ ወን ክሕጉዝኺ። የቐንየለይ
Selam neaka maekele hawey natey xegem kenbeb ydeli gn mexhaf ms h azku kenbeb zelo hasabat eyu zmexeni nezi neger kewegdo ydeli gn ay kealkun entay thgzeni please kale selfhelp mexhaf kenbb wey ab communication zhgzu beyen kem zjemer hagzeni thank you medebka azu hagazi eyu qexlo
Thanks Maekele ane nay Communication tsegem aleni ayeneyti Metshaf recommended tgebreni
@EriInvesting
3 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው! ክብረት ይሃበለይ፡ ናይ ምዝርራብ ክእለትካ ከተማዕብል ክሕጉዝኻ ዝኽእሉ ብዙሓት መጽሓፍቲ ኣለዉ። እዞም ዝስዕቡ ገለ ካብ ዝነበብክዎም እዮም * How to win friends and influence ppl (ብኸመይ ተፈታውን ተሰማዕን ትኸውን) ብ ዴል ካርነጊ * Skill With People Les Giblin *How to Talk to Anyone Leil Lowndes *Getting to Yes By Roger Fisher, ተስፋ ይገብር ንዓኻ ክሕጉዝኻ። የቐንየለይ
@yohannesseltene5662
3 ай бұрын
Thanks Maekele Hawey sle tegediska zneleskaley 🙏👌
Maekele I like your strategies of Reading and I hope you Read also the superbook of Life Bible everyday I will strongly recommend you
@EriInvesting
3 ай бұрын
Hi Eeben, Im glad you enjoyed. Yes i do ready the bible. thank you for your encorgment.
I need communication book 📚
Ab nay communication mexhafti deliye please
ህይ ሰላም ማእከለ ,,,፡ ሓወይ ፡ እዘይ የ ዘደንቀካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሞ ኣበ ሞባል ዶ እሎ ክም እፕ ዘወረደ ማለተይ የ ተገደስካ መለሰለይ።
መፅሓፍ ዘይንረከብ ከ ኣብ ምንታይ App ክንረክብ ንኽእል ብዛዕባ ሂወት and ተስፋ ዝገልፅ መፅሓፍ Please
የቀንየለና ብመጀመርታ ኩቡር ሓወይ ኣነ ካዓ ብዛዕባ ራእይ ዘማዕብል ደልየ ኣለኹ
Thank you kbur haw. I have a problem with communication what books you recommend me Tigrigna books and English book please?
@EriInvesting
3 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው! ክብረት ይሃበለይ፡ ናይ ምዝርራብ ክእለትካ ከተማዕብል ክሕጉዝኻ ዝኽእሉ ብዙሓት መጽሓፍቲ ኣለዉ። እዞም ዝስዕቡ ገለ ካብ ዝነበብክዎም እዮም * How to win friends and influence ppl (ብኸመይ ተፈታውን ተሰማዕን ትኸውን) ብ ዴል ካርነጊ * Skill With People Les Giblin *How to Talk to Anyone Leil Lowndes *Getting to Yes By Roger Fisher, ተስፋ ይገብር ንዓኻ ክሕጉዝኻ። የቐንየለይ
How to down load book through mobile phone?
Selam maekele eza think ang grow rich tbl book btigrina Abey krekba ykel
@EriInvesting
2 ай бұрын
Hi Samru, Abza website kitrekbya tikieli eiki. Heavenshop1.com
I want digtal business kegber yedle nezi zehgzeni mexhafe habrni
ሰላም ማእከለ ሓወይ ሕቶ ኣለኒ ብዛዕባ personal development ከንብብ ይደሊ እየ፡ እናና እንታይ ትመኽረኒ፡ ብጃኻኻ 🙏🙏ተግዲስካ እባባ መልሰለይ፡ ይቀንየለይ
መጀመርታ ስለቲ ኩሉ ኣስተዋጸኦካ የቀንየልና ብምቅጻል ኣብዚ ቀረባ እዋን ከቢድ ክጻወሮ ዘይክእል ሽግር ኣጋጢሙኒ ኔሩ ንሱ ከኣ ካብ ኣባላት ስድራቤተይ ሓደ ብሞት ተፈልዩኒ ጸቅጢ ጌረ ለይትን ቀትርን ብክያት ኮይኑ ቀለበይ ለይቲ ክድቅስ ኣይክእልን ቀትሪ ምሉእ መዓልቲ ደቂሰ ይውዕል ዕላማታተይ ፋሕ ፋሕ ኢሉኒ ኣብ ትምህርተይ ደኪመ ካብ ትምህርተይ ነዊሕ ስለ ዘብኮርኩ ኢመይል መጽዩኒ ኣይተገደስኩሉ ዳርጋ 4ተ ወርሒ class ኣይከድኩን ኣብ ስረሐይ ውን ክድንጉይን ምስ መሳርሕተይ ክገራጮን ጀሚረ ሞተ ቀራብየይ ኩሉ ነገረይ ፋሕ ፋሕ ኣቢሉለይ ክጻወሮ ከቢዱኒ ቀትሪ ወላ 10 ሰዓት ደቂሰ ምስ ተሳእኩ ድካም ይስመዓኒ ስልችውቲ ይከውን ብብዝሒ የንባሁቅ ትክስ ይብልን ነብሰይ ምልዓል ገዲፈዮ ኣብ ከቢድ ጭንቀት ከለኩ ብሓደ ቀራብየይ ናተይ ዝንባለ ኣብ ስነ ሕጊ ምኮኑ ዝፈልጥ ሓንቲ ኣዝያ ጽብቅቲ መጽሓፍ ቅድሚ ፍርዲ ግዜ ትብል መጽሓ ወፍዩለይ ጌና ኣብ ምንባብ ኣለኩ ብቅልል ዝበለ ናይ ትግርኛ ቃላት ዝተጻሕፈት ምስ ምኮና ኣዝየ ፈትየያ ምስዚ ዘለክዎ ኩነታት ኣገናዚብካ ወይ ምስቲ ዘለኒ ዝንባለ ናይ ሕጊ እንታይ ዓይነት መጽሓፍቲ ከንብብ ትመክረኒ ኣዝየ'የ ዘመስግነካ።
Hi maku kemey aleka 30maltitat tbl mexhaf abey krekba ykeal please hagzeni maku haweyyy
@EriInvesting
3 ай бұрын
መርሓባ ዘቢብ! እንተዘይተጋጊየ ኣብ ናይ ሓበሻ ቤት መሸጣ ምጽሓፍቲ ኣይትስእንያን ኢኺ። Heavenshop1.com Abzia check giberiya
This is good and influential program. But don't use English words. Otherwise it will be boring.
እባዛ ዓዱ ገን ጌ ጋ እለካ ካናዳ ዘይተ በላ ወይ ዳማ ካናዳ ((((ባንኮበረ))))) +++--ተበል ንኩሉ ኣበ ፨፨.ሙሉ ኡ ልርምዕ
እቶም ትረቑሖም ነጥብታት በቲ ትለብሶ ሕብሪ ክዳን ዝተዓብለሉ'ዮም። ንኸተንብቦም ኣጸጋሚ እዩ። ተኽኢልካ ካልእ ናይ ኣቀራርባ ሜላ ተጠቀም። ንኣብነት ሓንቲ ነጥቢ ኣልዒልካ ሓሳብ ምስ ሃብካላ ብንጹር ትግርኛ ስክሪን ኣጸልሚትካ 2ይ ነጥቢ ብምባል ተተቕርቦ ንተዓዛቢ ንጹርን ጽፉፍን ምኾነሉ። ኣነ ነዊሕ መልሓስ ካብ ዘለዎም ግን ዝብልዎ ዘይፈልጡ ሰባት ሓደ'የ። ብጣዕሚ ዝጸልኦ ጠባይ'ውን እዩ። ነዚ ጠባይ ከዐሪ ብዙሕ ጽዒረ። ሕዉስ እየ ግን ድግማ ነዊሕ ዘይጸንሕ ምሕዝነት ይምስርት ብቕልጡፍ ይቋረጽ ወይ ብባእሲ ወይ ብምስልቻው ርክብና ጠጠው ይብል። ነዚ ክፉእ ኣመል ከዐሪ ዝሕግዙኒ መጻሕፍቲ ብትግርኛ/አማርኛ ተልዮም ሓብረኒ።
Language keltifika nay mhazn mzkarin.
@EriInvesting
3 ай бұрын
ናይ ቃንቃ ምምላኽ ዓቕምኻ ከተማዕብለሉ እትኽእል እቲ ዝቀልለ ኣገባብ። ብዙሕ ልምምድ ምግባር ኣብ ዝኾነ ቦታ ብዘይ ሕፍረትን ስክፍታን ክትዘረብ ምኽኣልን ከምኡውን ንኻባኻ ዝትሕቱ ክትምህር ምጅማርን እዩ። ተስፋ ይግበር እዚ ክሕግዘካ። የቐንየለይ
😗 ምንባብ ብመጠኑ ብኸመይ ትዛረብ ትፅሕፍ ዝተፈላለየ Languages ንኽትፈልጥ ሐፈሻዊ ኩነታት ናይ ዓለም አብ ከመይ ደረጃ ይርከብ አሎ እንታይ ከ ይብሃል አሎ ወዘተን 👌 ከምኡዉን ሐቀኛ ታሪኽ ድዩ ዋላ ናይ ሐሶት ዘይፍለጥ ታሪኽ ፍፃመ ዝብልዎ ንኽትፈልጥ ምንባብ ጥቕሚ አለዎ otherwise ሰብ ንስም ንገንዘብ ንጥቕሚ ንተፈላጥነት ብዘይዝኾነ ይኹን አፍልጦን ጭብጥን ዝተፈላለየ መፅሐፍትታት ፅሑፋት ስለዝፅሕፍ እስኻ ነቶም ፅሑፋት አንቢብካ ናይ ሐቂ መፅሐፍ ድዮም አይኮኑን ስለዘይፍለጡ ልክዕ ከምዘሎዎም ኢኻ ትደግሞም ዘለኻ እምበር ከምቲ ዝብሉኻ ዘለዉ ዘንበበ ይዕንብብ ትዕንብብ ዘይኮንካ ዘለኻስ ትሐርር ኢኻ ዘለኻ ከመይሲ ንኽትፈልጥ ብግቡእ ዝግባአካ ክነስኻ ብስም ካልኦት ሰባት ዝፃሐፍዎ እንታይ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ፅሑፍ ንዑኡ to ሐቅን ናይ መጨረሽታ ፍልጠን ሙኻኑ ተረዲእካዮን ፈሊጥካዮን ስለዘለኻ ብዝተረፈ ዝኸበርኩም ተዛረብቲ ትግርኛ አብ ሂወትኩም ጥዕና ሐጎስ ቅሳነት አፍልጦ ከምፃአልኩም ዝኽእል ዝኾነ ፅሑፍ አንብቡ ብድሕሪኡ አብቲ ብኸምዚ ከማኹም ሰብ ዝተማሃዘ Education system ዝብሃል ንዑኡ ብምፍላጥ ዝደለኹሞ Profession ብምፍላጥ ኤእ አነ ናይ ገለ ፍልጠት አለኒ ክትብሉ Maybe ይክአል እዩ እንተዘይየሎ ሰባት ብእምነት ብግምት ብሕልሚ ብድንቁርና ብስምዒት ብዘይአፍልጦ ዝፃሐፍዎ ዝኾነ ፅሑፍ ንዑኡ አምቢብኩም እወ አነ እፈልጥ እየ አይትበሉ ስለዝኾነ ኸአ እየ አነ አብክንዱ ክትዕንብቡ ዝግባእ ከይትሐሩ burned ከይትኾኑ ናይ ሐሶት ፅሑፍ አምቢብኩም የቐንየለይ አዳለውቲ ናይዛ video ግእዛዊ
🅰️ ዘንበበ ይዕንብብ ዝብል ምስላ ትግርኛ ንኹሎም ፅሑፋት ዝውክል ክኸውን አይባእን አይክእልን እውን ምኽንያቱ አብክንዲ ትዕንብብ መሊስካ ስለእትሐርር Burned ሰብ መጀመርታ ማለት ስለዘይፈልጥ ብቕድሚ ዝኾነ ይኹን ብዛዕባ ጥዕንኡ ዝጠቕሙ ሐቀኛታት ፍልጠታት ከንብብ ክፈልጥ ይግባእ ብኸመይ ጥዕና ትረክብ እንታይ ዓይነት መግብታትን ፈሳሲሳትን ክትምገብን ክትሰትን ይግባእ 👍ከምኡዉን ብኸመይ ትሐስብ ማለት አየናይ እዩ ትኽክለኛ አታሐሳስባ ምፍላጥ Because ዝበዝሑ ህዝብታት ናይ ዓለም ብናይ ካልእ ሰብ መምርሕን ሐበሬታን ስለዝነብሩ እንተዘይኮይኑ ንዝኾነ ዝተፃሕፈ ፅሑፍ ምንባብ ዋላሐንቲ ትርጉም የብሉን ብርግፅ Language ዘረባ ንፊደላት ብኸመይ ንኸተንብብ ምንባብ ጥቕሚ አለዎ ካብኡሐሊፉ ግን ነቶም ብኸምዚ ከማኻ ሰባት ዝተማሀዙ ፊደላት ንዖዖም ToTheme ኢኻ ትደጋግሞም ዘለኻ እምበር ከምቲ እስኻ ክትፈልጦም ደሊኻ ዘለኻ ፍልጠታት ካብአቶም አይክትረኽቦምምን ኢኻ Unless እቶም እስኻ ተንብቦም ዘለኻ ፅሑፋት ብጭብጢ ብአፍልጦ ሐቀኛታት ሙኻኖም ክፍለጡ ክኽእሉ አለዎም at Least እቶም እተንብቦም ዘለኻ ፅሑፋት አብ ሂወትካ ጥዕና ባህታ ሰላም ከምጹኡልካ ዝኽእሉ ክኾኑ አለዎም Comments ይቕፅል
Anes Tigrigna mnbab yfetu eye ywdio eye dma eti kalie aynet qanqa gn gmr keblo ydks😂
@EriInvesting
3 ай бұрын
Mejemerta limdi ketetriyi fetni wela ayrediaki kaliay dictionary nay English Tigrinya teteqemi
መመመ
@user-cn5kq5en6i
3 ай бұрын
መምህረይ ጽቡቅ መደብ ክልተ መጽሓፍቲ ኣለዋኒ psychology of money and Cant Hurtme ናይ ኢንግሊዝ መጽሓፍቲ ኣለዋኒ መዓልታዊ 10 ደቂቅ የንብብዮ ቁሩብ ገለ ቃላት ኢንግሊዝ ስለ ዝበርትዓኒ ኣማክረኒ ወገነይ❤
@EriInvesting
3 ай бұрын
@@user-cn5kq5en6ithose books are great books. Keep it up brother 💪
@user-cn5kq5en6i
3 ай бұрын
@@EriInvesting thank you bro🥰
ከተንብብ ምስ ጀመርካ ኢኻ ክትነብር ትጅምር
ብ ናምበር 7 እባ ከይንጅር😂
@EriInvesting
3 ай бұрын
ተመሊስካ ትምልአን ድማ ክክክክ😂
abey ena emo knrekhbo eti mexhafti bmobyl sendi zblelka seb delina
ንፉዕ ነባቢ እዩ ዝበሃል ባዕልኻ እንተኾይኑ ነቢበ ይበ ሃል። ንምሳሌ፡- ባዕለይ ነቢበ ብኻልእ እንተኾይኑ ድማ ኣንቢበ ይበሃል።
Zero zbil beilo zero
Before you say any thing to others How much do you know about yourself? You are mixing english words with tigrigna. Learn proper speech. The is nothing the next generation can learn from you.
Meakel hawey bteami xbuk medeb ane ab adiss abeba eye zeleku nay WhatsApp number tel xehafeley please
Thank you