ንኣምላኽ ምእማን [Niamlak Mi'eman]
ብዶ/ር ፍጹም ገብረንጉስ ኣብ ቀጽሪ መካነ ህይወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን 25/07/2004
ክርስትና ኣብ ዓለም ዝንበር ናብራ እዩ። ንመንፈሳዊ ህይወት እነብሮ ኣለኹ ኪንብል ንኽእል ድማ፡ ንኣምላኽ ኣብ ኵሉ መዳይ ናይ ህይወትና፡ ኩሉ ሳዕ ኪንኣምኖ እንተ ኽኢልና እዩ። ንሰባት ብዛዕባ ኣምላኽ ክንነግሮም ከሎና ዘይኣምኑና፡ ዋዛ ስለዝመስሎምን፡ ኣምላኽ ክሳዕ ክንድኡ ዓቢይ እዩ ኢሎም ስለ ዘይሓስቡን እዩ። ኣመንቲ ንኣምላኽ ዘይኣምኑሉ ምኽንያት ድማ ኣምላኽ ኣብ ልዕሊኦም ዘለዎ ኣጠማምታ ካብ ዘይምፍላጥ እዩ ዝብገስ። ኣምላኽ ዝሓልየልና፡ ጸጉሪ ርእስና ዝፈቐደ፡ ካብ ማሕጸን ጀሚሩ ዝድግፈካ፡ ዕርዲን ከውሕን ምኳኑ እንተበጺሒናዮ ግና፡ ኣብ ኵሉ ኵነታትና ኪንኣምኖ ሓይሊ ንረክብ ኢና። ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ፡ ኣምላኽ ኣጸቢቑ የፍቅረናን ይሓልየልናን እዩ እሞ ክንኣምኖ ይጽበየና እዩ። ኣምላኽ ይደግፈና።
Пікірлер: 35
ቃለሂወት ኣቡና ኣምላክ መቁሕኩም ይስበር መዋጽኦ ይፍጠረልኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤ egziabher amlak ymesgen kal hiwet yesmalna
ኣሜን"" ጎይታ የሱስ ክርስቶስ መቅሑኩም ይስበር"" ኣቦር ቀሺ ደክተር ፍጹም
ዶር ፍጹም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ካብዞም ኢድ ሓሳዳት ህግደፍ መዋጽኦ ኣምላኽ ይፍጠረልካ ኣሕ ቡሩኻት ደቂ ኣምላኽ የሕዋትና ኣብ ማሕዩር ድያብሊሳት ኣጋንንቲ ሓለፍቲ ተመሲሎም ህዝቢ ክበታትኑ
Dr fetsum ajoka YESUS mesaka eyu. tebarek.
ኣምላክ ንበረኸት ገርኩም እዪ እሞ መፈጸምታኩም የጸብቆ
amen abona .o goyta emnet weskena .mekuhkum ysber goyta
Doctor Amlak misakum eyu ajokum God bless you
God bless you D.R futsum
gbu amlak yibarka mihretu yilakelka
Dokter fusm Amlak ybarka segu yebzhlka
May God bless you very much.
May the Lord bless you more and more.
Wawww God bless u man of God u r so blessed
Doctor GBU ABUNDANTLY !!!!!!!!!!
amennn amlak ybarkka
Dr.fusum hawey goyta ybarkka senseletka dema ybeteke kulu zkel amlak ykel eu mo
The great Lord Jesus bless you
Amlak ybarkhkum brukhat abotat
abona amlak abmen tanan yhabelnan nay agolglot zebenkum ybarkelkum
God bless you father
ኣቦይ ቀሺ ዶክተር ፍጹም ቃል ሂወት የስምዓልና ፡ እግዚኣብሄር ባዕሉ ጽላሉ የንብረልኩም ፡ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ካብዚ ደልሃመት ።
@hiwetwolderaphael6578
Жыл бұрын
Amlak mhretu yewrdelna
@hiwetwolderaphael6578
Жыл бұрын
Mewaso yfterelkum kuburat abotet
Betami Zehezen amlak yeamen ye enda Belka deki sebat ab bite Maserati mesare . entay yesmo yekewn äta ageb ageb ageb fethiyewrdelkum
@akberetyemane7641
4 жыл бұрын
Amla ab delukmo semam haluwu kulkkom sahabti korstos mekuhkum yfetah yfetah yftah
Goyta yibarka. Zemenka yibarek. Nibereket kun .
Kulu ewan Amlak yikun misakum,
GBU MORE
Btamiy iye temahire
@hopeyohanes
26 күн бұрын
ወላ ኣነ