Milaw Tesfay (Kfue Aderie) ሚላው ተስፋይ (ኩፉእ ኣደሬ) Tigray Music (Official Video)
Музыка
Milaw Tesfay (Kfue Aderie) ሚላው ተስፋይ (ኩፉእ ኣደሬ) Tigray Music 2021
subscribe ► goo.gl/e32poa
Facebook ► / lihamelody
Instagram ► / liham_melody
Google+ ► plus.google.com/u/0/+LihamMelody
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2021 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigray #ethiopianmusic
Пікірлер: 1 600
ብትግራዋይነቱ ዝሕብን ጥራይ like 💪💊
ሙላው ተስፋይ ኣንታ ጅግና እንኳዕ ናትና ኮንካ ንኡስ ተጋዳላይ ሓውናን ኩርዓትናን ኣምላኽ ይሓልኻ። የቕንየላና ሊሓም መሎዲ ብጣዕሚ ጥዑም ባህላዊ ደርፊ።
Much love from Nigeria ❤️❤️❤️🇳🇬🇳🇬
I have a dream soon or later I’ll be celebrating with my brothers and sisters of Tigray in Axumu 💪🏾 Love from Rwanda 🇷🇼❤️
@truthprevails4141
2 жыл бұрын
one love brother ✌🏾
@sishailsh5485
Жыл бұрын
Shur we gonna welcome u bro thank u inadvance fo ur gd wish
@kokobtigray8783
Жыл бұрын
10q my bro
ብሽም ወላዲትኩም like ክልምነኩም ኣሕዋተይ ኡይይይ ከይብል ቀልጥፉ ዝፎትዋ ኃልነይ ሪኤያ ኣብዛ ቪድዮ🙏 💊👊👊
@semerehailay1534
2 жыл бұрын
ለማኒት😂
@user-zh8bk4xc9f
2 жыл бұрын
@@semerehailay1534 እሰይ ፅቡቅ ገይረ 💊💊👊👊👊😂
@ajmnajmn7296
2 жыл бұрын
Enkuae des beleki haftey
@semerehailay1534
2 жыл бұрын
@@user-zh8bk4xc9f 👊👊🤜
@user-zh8bk4xc9f
2 жыл бұрын
@@ajmnajmn7296 ኣሜን፫ ማዓረይ🙏🙏🙏
ተሓበን ኣታ ጅግና እሙን ወዲ ህዝቢ ትግራይ 💪💪💪💪 ሚላው ተስፋይ ። ኩርዓት ተጋሩ ‼️💪‼️ ንሚላው ዝፈቱ like ይርገፅ።
ሓደ እደይ ጥይት ሓደ እደይ ጭራ ክሕልዋ ትግራይ ጨካን ከይደፍራ✊✊✊❤️🌹 ግጥሚ ዜማ ድምጺ 100% ጽሓይ ብራቕ ሓላል ወዲ ዓባይ ሃገረ ትግራይ🌹❤️
ንዝተረደኦ ሓያል ግጥሚ እያ👍👍 ተባረክ 💛❤️❤️
@mekidetsegaye9877
2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ተረድኡዋ ጀጋኑ ትግራይ ንቅድሚት እመበር ንድሕሪት የለን
@user-io4bw1wp8l
2 жыл бұрын
@@mekidetsegaye9877 ብሓቂ ንቅድሚት እምበር ንድሕሪት ዝብል ሓይሊ የብልናይ ተጋሩ💓💓💛💛💪💪💪💪
@tonto5tiplady336
2 жыл бұрын
@@mekidetsegaye9877 o0
@tonto5tiplady336
2 жыл бұрын
@@mekidetsegaye9877 9p9o8
@trhassolomona5569
2 жыл бұрын
❤️❤️❤️
ሚልየ ጀግና ወደቶም ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ ዝፀልእ እግዚአብሔር ይፃላኣዮ ኣጆና ካዓ እቲ ፀልማት ክወግሕ እዩ🙏🙏🙏💛💛❤❤❤💪💪👍👍
@khankham3417
2 жыл бұрын
ትግራይ ትዓወት💊💊💊💊💊💊💊💊
@khankham3417
2 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ በረሃንኸ ይረእየና💊💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍💪💪💪💪💪
@khankham3417
2 жыл бұрын
ትግራይ ዓባይ ሃገረ እዩ💊💊💊💊💪💪💪👍👍👍👍🖕💊💊💊💊💊💊💊💊
@Mesfin887
2 жыл бұрын
Amen
@saraberhe6491
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይውግኸልና
ጭራ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ንአኻ ዘለኒ አድናቖት ግን ፍሉይ እዩ i proud of you mulaw hero♥
@MATTI-YOW
2 жыл бұрын
ተብትብዮ ዛሓፍተይ እስኺ ዉን በዚ ጥዑም ጭራ ጌርኪ ጻዕዳ ጥልፍኺ ተኸዲንኪ ኣብቲ TikTok ናህና ሓሳድ ጸሎሎ ይከደን እንዳበልኪ።
@ዳአማትሚድያ
2 жыл бұрын
@@MATTI-YOW እሺ ማዓረይ
@braanchiara944
2 жыл бұрын
እድመ ላአኩም ክንንስእርርርስ ኢና
@mohammadothopiya4040
2 жыл бұрын
@@MATTI-YOW aaaaa11
መን ከም ተጋሩ ኩሉ ግዜ ጀጋኑ ሰብ ስረ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ኣሕዋተይ❤️💛❤️💛💋💋💋
ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ ህዝቢ ትግራይ💖👊
ሚላዋይ እንካዕ ብድሓን መፃካ መዓረይ ካብ ሚድያ ተጠፋእካስ ተሻቂልና ኔርና 😍 ሰላምኩም ይብዛሕ ዞም ሓተይ😍❤
ሚላው ጅግና! ኣብቲ እዋን ፅልግልግ ተስፋ ዝኾንካና። የቀንየልና!!!
ኣጆና ተጋሩ ክሓልፍ እዩ🙏⛱⛱💊💊❤❤
ኣበይ ኣለኩም ኣድነቅቲ ምላው እሰይ ኣታ ዛትግራይናስ ተዓዲላ ከምዝከማይ ብትግራውነቱ ዝኮርዕ ኣለዶ ደቅዓደይ 💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪
ንሳቶም ብዙሓት እዮም 🐴🐴🐴🐴( ትግራዋይ ሓደ በይኑየ ስለእግዚሄር ከብሎም ሓድርዬ 💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛
ትግራይ ሃገርና ዕድለኛ እያ ኩሉ ምእንታአ ይቃለስ ክንስዕር ኢና ከአ🙏🙏🙏❤❤❤❤✌✌✌
ሚላወይ ብሉፅ ናይና እንኳዕ ድሓን መፃካ♥️💛🙏
ጀጋኑና ማርያም ፅዮን ትሓልኹም ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የስመዐና💊💊💊🙏🙏🙏
ጀጋኑና ብዓወት ተመለሱ አብ ዘለኽሞ ቅዱስ ሚካኤል ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏
ሚላወይ መዓረይ ❤💛ብዓወት ተመለሱ 🥰
ምላው ጥዑም ድምጹ ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ሪመይ ❤❤❤
ተጋሩዋኒ ሕቦሩ ስሞሩ 1000ዓመት ንበሩ❤💛❤ ትግራይ ትዕወት✊✊✊✊✊
ጀጋኑና ማርያም ፅዮን ኣብዝርያኩም ትኩን ትግራይ ዓደይ ሰላምኪን ቅሳነትክን የርእየን
ኣታ ዕልልልል በቃ ካባኩም ምፍጣር ትዕድልቲ እዩ ብሓቂ ከም ናይ ከሊእ ይቀንእ ኣነስ መንፈስ ዝኮነ ህዝቢ😴🥰🥰🥰🥰🥰
"welcome ተጋሩዋይ ዓወትኩም ኣብ ቀረባ እያ ሰላምን ራህዋን ን ተጋሩ ሰራዊት ትግራይ ፈጣሪ ዓለም ምሳኩም ይኩን ኣጆኩም💛❤✊🙏
@UeUd-zq4tk
2 ай бұрын
❤❤❤❤
ጀጋኑ የሕዋተይ ብሰላምን ብዓወትን ተመለሱ ❤👏 ቸሩ መድሃኒአለም ምሳኻትኩም ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏
@gravitymmobile6401
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤❤❤
@hdj3908
2 жыл бұрын
ጅጋኑ ድቂ ህዚቢ ኣጄና ትግራይ ስዕራ
ደቂ ትግራይ ላይክን ሼርን ንግበር ነተባባዕዮም ነዞም የሕዋትና ትግራይና ትዕወት 🇻🇳💪
@ngstik1kahsu170
2 жыл бұрын
ትክክክል በጀኩም ተጋሩ ነተባብዐዮም ኩሉ ናብናይ ባዕልና ንውፈር
@hdhd7529
2 жыл бұрын
ኣስይ ደቂ ትዓራይ
@user-tp9le9rw8o
2 жыл бұрын
እሺ
@habenamine8388
2 жыл бұрын
100%
ኩፋእ አደርየ ሕማቅ ውዒሉ'ምበር ትግራይዶ ይድፈር Viva👏👏
My tears are rolling down my cheeks as I’m typing this out. I come from a mixed ethnic background (Tigray, Amhara & Oromo) but I’ll not abandon my Tigrayan people during this tough times. I can’t emphasize enough how proud I am to come out of a Tigrayan mother’s womb. Deki Tigray hizbi jigna 💛❤️
@munamoh8479
2 жыл бұрын
ታይ ማለትዩ ካብ ሰለስተ ትዉለድ
@befairbalance7507
2 жыл бұрын
@@munamoh8479 he could be his mother from tigray and father from oromo and his grand father could be from amhara, I am sad for those mixed family too, so do my brothers, we love.you ❤️ brother or sister we love you.. I feel bad too, don't worry soon the time will come like we used to be until this abiy government gone for good and for all ..
@konnen4518
2 жыл бұрын
@@befairbalance7507 thank you haftey
ሙላወይ ጀግና ኣብቲ ጥንኩር ግዜ ልብና ዝመለስካልና እንኳዕ ብሰላም መጻካ ኣሰይ ሃገረይ ትግራይ ንቅድሚት
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩ ኣበይ ኣለና ላይክ ሸር ኣይንረስዕ እቲ ኣብ ችግር ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ ድምፂ ወለድና የስመዐልና አሜን #ሰብስክራይብ ቦልኒ ደቂ ትግራይ ዓደይ የቀንየለይ
@mkvb5817
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ክብረተይ
@Tube-dc1tx
2 жыл бұрын
ኣብዙይ ከዓ ፀኒሕክኒ ፍቅረይ ዋ
ውይ ምዓረይ ድምፅኻ ናፊቀ ነይረ እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ,,ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ ሰላምና ተመሊሱ ደስታና ነፃነትና እንገልፀሉ ግዜ የምፅአልና ኣምላክ,🙏🙏ትግራይና ትስዕር 💊💊💊
@user-vy2nm1hn1u
2 жыл бұрын
አሜን ክብርቲ ሓፍቲ እንታይ ይሳአኖ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏 ❤️💛💊💛❤️💛
@mkvb5817
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን
@asiacappuccino6137
2 жыл бұрын
አሜን ህበሩ ክበሩ ንበሩ አቱም ደቂ አረስ ነብሪ
@trhasgebreselassie2116
2 жыл бұрын
አሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@habenamine8388
2 жыл бұрын
Amen
ጽቡቅ ስራሕ ጅግና ሚላው ተስፋይ፡ ቃልስና መሪር ኢዩ ፡ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ።!ትግራይ ትስዕር! !!።👉#Subscribe🔔! 🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️✌️✌️✌️💪💪💪
ትግራዋይነት ደሜ ነው።
@truthprevails4141
2 жыл бұрын
gid yilal bro💙
ክሐልፍ እዩ❤️💛❤️💪💪💪
@semharlove7627
2 жыл бұрын
ናይባሓቂ😥😥😥🙏🙏🙏
@senaytberhe4604
2 жыл бұрын
Yegbro malak yhiwatey marey Aman Aman Aman
@habenamine8388
2 жыл бұрын
100%
ህዝቢ ትግራይ መግለፂ ዘየብሉ ኣለም ምስ ታ ኣለም ዘፅለለ እንኻኣ ካባኩም ተፈጠርኩስኪ ተመስገን እንኻ ትግራወቲ ኮንኩዉ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሰይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ወዲ ፃሓይብራቅ ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💪💪💪💪💪💪
ዓይኒ አባይኩም ይደፈን ደቅታ ሓላል መሬት🙏💓
ኣጆኺ ትግራይ ወለሎ ሰላምኪ ነጻነትኪ የርእየኒ ላይክ ሀቡኒ ተጋሩዋኒ❤️❤️
ላይኽ ከይትሓልፉኒ ተጋሩዋይ እንካዕ ካባኹም ተፈጠርኩ😍🙏🙏❤❤🙏🙏🙏🙏
ማላውይ እታ ጅግና ወዲ ትግራይ ሓላል እስከ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን🙏💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💘
አብዚ ኮመንት አምሓራይ የለ ሻዕብያ የለ ኩለንፀፀግዐን ሒዚን። ❤❤❤❤
Dr ደብረፀዬን የምትወዱ እባካችሁ ላይክ ❤❤❤💊💊💊❤❤❤
የትግራይ ህዝብ ጀግና ነው nea የጎንደር ልጅ ነኝ ውድድ 🥰🥰🥰🥰🥰✝️🙏
@user-sg7zv6rs1c
2 жыл бұрын
እኛንም ውድድ
@nurhussen1924
2 жыл бұрын
አንበሲት እውነት ብለሻል 👍👍👍🌷🌷🌷🌷
@elsahayleslase358
2 жыл бұрын
እኛም ውድድድድ
@user-pr1ji2ew8t
2 жыл бұрын
💞💞
@user-ph1eh5dm9g
2 жыл бұрын
ደቃላነሽናነው
Proud to have come out of a strong and independent Tigraweyti mother’s womb. በልጅነቴ በTV የማየው የነበረውን ጀግንነት በዓይኔ አሳያችሁኝ ደቂ ትግራይ! በሟች እናቴ ስም ትግራይ ውስጥ የComputer Lab ለመክፈት ቃል እገባለው። እናቴ ሃረቆ የምትባል ከአዲ ጉደም ትንሽ ወጣ ብላ የምትገኝ የገጠር ሰፈር ውስጥ ተወልዳ በልጅነቷ ነው ታላቅ ወንድሟ ጋር ወደ መሃል ሃገር የሄደችው። ደቂ ትግራይ ህዝቢ ፅንዓት፣ ህዝቢ መስመር፣ ህዝቢ ጅግና እዩ! ትግራይ ሰብ አለዋ!
ሚልያወይ ጅግና እንካዕ ካባኩም ተፈጠርና love you tigray people ♥️💛💋
ሓደ ኢደይ ክለሽ ሓደ ኢደይ ጭራ ክሕልዋ ትግራይ ጨካን ክይደፋራ!! ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ❤💛😍✊
@user-vy2nm1hn1u
2 жыл бұрын
ትግራይ ዓዲ ደለይቲ ሰላም💛💊❤️💛
@habenamine8388
2 жыл бұрын
100%
@yohansgebremeskel9543
2 жыл бұрын
Gana keydefra bel wey daedi
@user-io4bw1wp8l
2 жыл бұрын
ብሓቂ ክሕልውዋ እዮሙ ዞሙ ዋሕስና💓💓💓💛💛💛💛💛💊💊💊
@waw7753
Жыл бұрын
@@user-vy2nm1hn1u ❤️❤️❤️👉💋❤️❤️❤️❤️❤️
ሚላወይ ባዓል ጡዑም ድምፂ ተጋሩዋኒ Likeኣበይኣሎ👍👍👍👍👍
ሓጎሰይ ምቅቁፅፃር አብይኒ ብእዉነት እንዃዕ ከባኩም ተፈጠረኩ ተመሰገን ካ አምላከ እሰራኤል ፅዮነይ ታሓልኩም TDF
🥰ሰይ ኣብየት ድምፂ ❤️💗💗
አነስ ሌይነባዕኺ ኬይትውዕሊ ድየ ተባሂለ ኾይነ ምስ ረእኹም ቁፅሪ ንብዓተይ ምቁፅፃር ይኣብየኒ ሚላወይ ብሉፅ ብዓወት ተመለሱ ምስ ብፆትኻ❤️💛❤🌟🙏
@genigalgunta1140
2 жыл бұрын
አነለ ብታሕጋስ ይነብዕ ብሓዘን ይነብዕ ይተሓዋወሰኒ እፍ
@genetmehari8812
2 жыл бұрын
ኣነ እውን ኩሉ ኣብ ዝረእክዎ ምንባዕ ኮይኑ ስራሐይ
@user-kp7bp6bo2y
2 жыл бұрын
ኣጆና ተጋሩዋኒ😍❤🙏
@habenamine8388
2 жыл бұрын
Amen
@sheiwthiwot4915
2 жыл бұрын
ሙለረይ ናይ ሕማመይ
ክፉእ ኣደሬ ተባሂሉ ደክተርየ 😤 ጌጋ እዩ እምበይ ትግራይ ዶ ይድፈርየ። ዋው ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ እንታይ ይወፃ ግጥሚ✔️ ዜማ✔️ ❤💛👊
Heroic struggles close to the side of excellent culture, thank you tegadaly Milaw ✊🎶🎵🎶👌👌
Tigray the land of Heroes and Heroines Ata kindeyi yikuriaka Tigrwayi mukane proud of u Mt Heroes.
ተጋሩ ይሕዋተይ ኣምላኽ ንሓዘንኩም ደበሳ ኢዮብ ክድብሰኩም ኢዩ ኣብ ዓለም ከኣ ከም ወርቂ ደሚቅኩም ክትነብሩ ኢኹም nice music milaw tesfay ኣድናቂኻ ኢየ ብዓወት ተመለስ ጅግና::
@samriabreha1306
2 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@SalamSalam-ut2bo
2 жыл бұрын
💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊👌
@Abc-bi3yj
2 жыл бұрын
Amennnn
@Robbiel192
2 жыл бұрын
Amen
ሰላም ሰላም ተጋሩዋኒ ብስም ትግራይ ላይክ ግጭው ኣብየት ጅግንነት የዒስ ህዝበይ ሃገረ ንቅድሚት🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ተጋሩ ሰብኡት ኢኹም ናይ ባሓቂ ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣብ ጉኑኹም ካኣ ኣሎና ኑፉዓት
ተጋደላይ ምላው ጅግና በዓል መስመር ብሓቂ ትግራይ ሰብ ኣለዋ 💛❤💛❤🙏
ሙላተይ ጅግና ተቃላሳይ እንኳዕ ብድሓን መፃካ ትግራይ ትዕወት 😘❤️💛❤️💛❤️🙏🙏
እንኳዕ ብሰላም መፀካልና ድምፂ መርዋ ንጉስ ጭራ ሚላው ጅግና❤💛
@user-hn2mq6sp7i
2 жыл бұрын
ጀግን ደቅ ትግራይ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ሓቅኻ ብውሑድና ብዙሓት ኢና ሙላተይ 💛💕💖
እዚ ወዲ ብጣዕሚ ,ዩ ንፉዕ ጭራ-ዋጣ ከኣ የዛርባ ,ዩ😍 ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ንፉዕ😍
ትግራዋይነት ኩቡር መንነት 🙏🙏🙏🙏🙏♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥ አምላክ እስከ ይሓግዝኩም ጀጋኑና ህዝብና😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥♥♥♥♥♥♥♥
ሚሊዋይ እንካዕ ብዳሓን መፃካ ጅግና ወድዞም ጀጋኑ ኣብ ዘለካዮ እግዜብሔር ኣምላክ ኣብ ዝርያካ ይኩን ሓወይ ናተይ 💛❤💛❤🙏
ጀጋኑና ብዓወት ይምለስኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ዙርያኩም ይኩን🙏🥰🥰
ፃሓይ ብራቅ ኣንታ ጅግና እንተደረፍካ የጥዕመልካ እተተጋደልካ የጥዕምዕመልካ ኣነስ ክፈትወካ ከምገለ ሃገርና ትግራይ ስዕራ ሃገር ኮይና ናይባዕላ ባንደራ ኣብዓለም እተበልብለሉ ዘመን ይግበረልና
ሙላው ጅግና ... Glad To See You! ኣብቲ ፀልማት ዘመነ ሕንጉጉ ካብ መስመርካ ድምብርፅ ዘይበልካ ጅግና!
ኣንታ ጀግና ገና እንድየ ዘይሰማዕኽዋ ቦታ ክሕዝ እየ መፅኤ ብዝተረፈ ተጋሩዋኒ ሰላምኹም ተመልሱ ያርእየኒ ኣንቱም ማእገር ዓድ ደቂ ሓረስ ነብረ😍😍😍😍😍
@hntsakidu872
2 жыл бұрын
ሚላወይ ኣታ ጅግና 💛❤💛❤💛❤
ሳላኹም ርዕስና ነቕንዕ ኢና ኣጆኹም ናይና 💛❤✊
I’m half Tigrayan who never showed too much care about the culture and the language growing up in mehal hager. I’m sorry I didn’t realize sooner who my true blood/family. When the friends you’ve grown up your whole life with try to justify the collection punishment & genocide of Tigrayan, I can no longer affiliate with them. Minim bihon Ethiopian litela alchlm gin denkoro kehonu leloch Ethiopianoch gar yeweledechgnin enaten zer ena maninet asalfe bewaza alsetm. Tigray 5 million bicha adeleshm bizu endene kilkil yehonu yemiwedush ena yemikomulsh lijoch alush. Yihe mekera bejegnaw ena koratu yeTigray hizb tinkare yalfal yane egna wichi yalen lijochsh yetegodu hizbochishn ena nibretishn melsen engenebalen. Selam ena tinkare lejegnaw yetigray hizb ena letenama Ethiopiawian wegenoche
ወይ ማዓረይ እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ 🥰🥰🥰🥰✊✊
የዒስ ካባካትኩም ምፍጣርስ ክንደይ ትዕድልቲ እዩ💊🙏
ሙላወይ አለኻ አብዛ ርእሲ መሬት ፈሪሓልኻ እንድየ ፀኒሓ እንኻዕ ደሓን መፃኻ ምስዚ ሓየት ሰራዊተኻ ፅኑዕ የርግፅኹም አሕዋተይ መዓረይ አጀኹም ስረን ዓወትን ምሳና ምስ ተጋሩ ዩ ሓዝውን ትግራይ ትስዕር
@BirhanuBekele-cv2mr
Жыл бұрын
ሚለው ጀግና የትግራይ ልጅ ትግረኛ ቆንቋ በልችልም ዘፈኖዎች ደስ ይሉኛል ጎበዝ ከኦሮሚያ
ሚለይ መዓራይ ጅግና ብዓወት ተመለሰ የኔ ማር አምላክ ምሰኪ ይክን🙏❤🙏🙏
💊❤💛💪💪💪ትግራወይቲ ጌርካ ዝፈጠርካኒ ኣምላክ ተመስገነ🙏ቃላት ሓፂሩኒ ትግራዋይነት ዝገልፅ💔
ሙላወይ ናትና ቀፅለሉ ❤️🥰🥀💋💊💊
ማንታ ማንታ የውልደና ካባኩምስ 💊💊💊💊💊💪💪💪ትግራይ ብደቃ ትሕበን ትግራይ ትስዕር 💊💊💊💊💊💪💪💪
ንዑ ነታባበዕዮ ተጋርዋይ❤❤💊
ሙላወይ ጅግና አብዛ ፀልማት ግዜ ዝሰራሕካዮ ታሪክ ባዕሉ ክዝክሮ እዩ ጅግና ወዲ ዓደይ ፅቡቅ ስራሕ ✊💛❤️
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሚላወይ ጅግና ወድ ህዝቢ ደቅ ትግራይ ዓደይ ሓላላት ብሽም ፃሓይ ብራቕ ላይክ ከይበልኩም ከይትሓልፉ ትግራይ ዓድና ብደቃ ትኾርዕ
ሙላው እንካዕ ብዳሓን መፃኻ🧡🧡
መፅዓኛ እምበር ኣርጊ ዶ ይመርሕ እየ እዎታ ኣድጊ ማ ትፃዓን ኮሎ እዩ ዘጥዕመሉ😎 ትግራይና ትስዕር✊
ጅግና ወድቶም መሪር ሓሙቶም ❤💛❤💪💪💪💪💪💪💪💪
ፅቡቅ ስራሕ አታ ጂግና አባል tdf ❤❤❤🙏💛💛💛💪💪💪👍👍👍💛
ትግራዋይ ምካንካስ ከመይ ድዩ ኩርዓት ልስመዓካ ትግራይ ዝዓደይ ለምልምለይ
ዳሀይኩም አይታሀባእ አህዋተይ ✊✊✊🙌🙌🙌🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍀♥️👄♥️👄
ንትግራይ ዘይኸዉን የለን አጃና ❤❤❤
ህራነ ጀግንነትን ህዝቢ ትግራይ ብከምዚ ዝበለ ስሚትካ ሂዙ ሸዉ ዘብል ጭራ ብትወናም ናይ ግዜና አርቲስት ክትሰምኦ ከለካ . መግለጺ ትስእነሉ .
ሙሉ ጅግና ❤️❤️❤️❤️
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ ጀግና ተጋዳላይ ሚላው ተስፋይ። እንኳዕለ ጀግና ሓወይ ኾንኻ ።ብዓወት ድማ ይምለስኻ። ተጋሩ ኣሕዋተይ ሼር፣ላይክ ኮመንት ብምግባር ጀጋኑ ኣሕዋትና ነበረታትዐዮም። ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ትግራይ ትስስር💖💖😘💕❤✊✊✊
እንኳዕ ብስላም መፃኩምን ጀጋኑና ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ህዝበይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💖💖💖🌹☘️🥀🥀🥀☘️🌹🌷🌷🌷
ሚላው ተስፋይ ጅግና ናይ ባሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን (3)🙏🙏🙏🙏💊💊💊💖💕💖💖💖💖💖💖💐💐💐💐💐💔💔💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
አሰይ ተጋሩዋኒ ከመይ ድኩም ምቅሰናት አጀካ ሓወይ ናተይ☝️😥❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛🙏
አሰይ ጀጋንና ብዓወት ይምለስክም ፈጣሪ 🙏💊❤🧡💘💪💪
ጀጋኑ✊✊✊❤💛 😍😍😍💖💖💖
ብሱሩስ ቃላት ይሓፅረኒ ናዓኹም ኽገልፀኩም ኣናብስ ደቂ ሓራስ ነብሪ ደቂ ዋዕሮ 🐆 ኢኹም 💪💊💪💊💊💊💪💊💊💪💊💊💪💊🇻🇳🇻🇳💪🇻🇳🇻🇳💪🇻🇳🇻🇳💪🇻🇳🇻🇳💪🇻🇳🇻🇳💊💪
ተጋሩ ምሩፃት ዘርኢ እስኪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
እንካዕ ዳሕና መፃእካ ጥዑም ላዝኡ ወዲ ትግራይ ♥♥♥✊️✊️✊️♥♥♥