Mestyat Betna | ጉዳይ ዶብ ጠንቂ ኩናት ኣይነበረን! እቲ ምኽንያት ደኣ እንታይ'ዩ፧
Ойын-сауық
Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean KZread channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
Пікірлер: 176
Legend MELES!!!!!!! Rest in peace
@elohemtivarekhotanu9006
3 ай бұрын
Meles nea temeles😢 Eritrawi eye. Esayas lokmats!!!
Thanks you zaki
Thanks zaki hawey 🤙
Thank you.....
Thank you Zaki 💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉
ኣቱም ሰባት እዚ ናይ መለስ ኣገላልጻ ክንደይ ደስ ክብለካ ዪ ኮለል ወይብሉ።
@akiyor3615
3 ай бұрын
ኮለል ብ ባባ ኢሰያስ ዶ ደኪምካ😂
@simi118
3 ай бұрын
እንዳ ፈለጠ እኮ እዩ ዝጽይቅ እቶም ባራዮና ከኣ ኮሜድያን ይፈትዉ እንድዮም ሱቕ ኢሎም የጣቅዑ ይስሕቁ 🤦♀️🤦♀️🤦♀️. እዝጌር እኮ እዩ ጸሊኢና
@kebarynegash1006
2 ай бұрын
Abzia kezakakreka zdeli meles ykun issias kemana seb eyom khswu kemslu melhas ketsiemu yklu gn n negerat bnatna nrayo eske kabza tsimaq vedio ertra eti wsane bkartan netsibn asenya gelitsa Ethiopia kea Badme Naba kemztewesene gelitsa slezi teqebileyo ktbl aytkeln eya qurub swasuw nredae abti nay ztewesde Aditat alo zblo zelo eko natey elu endafeletse slezhateten zedanagern eyu tewahibu kem akarakari tezey htet kwhab aymkealen melisu kea brgtsinet zfeltso nay Ertrea meriyet eyu ybl tfeltso tokonka slemntay natey elka Hatitka beluley syum mesfun eko mentsef zereba geyru eyu zhatetnayon zeyhatetnayon rekibna Badme dma natna koyna elu 😢😢😢
@Rimmdr
2 ай бұрын
Ewe gn ab mewedat endomo lahlihu moitu n Isaias kkyr 😀😀
Thank you Zekei , Wow wow
Thanks zaki abey sebe
Sad reality 😢 Thank you zaki 🎉❤❤❤
Thank you 🙏🏾 mestyat betna nezi zemtsakalna!
ተቐንጢቡ ዝከደ መሬት ተቐንጢቡ ዝመጰ መሬት ዝበሃግ ኣይኮነን አንታይ ዳአ !! ዝበሃግ ህዝቢ ቓል ነብሲሄር መለስ ዜናዊ ።
ጅግና ቁኑዕ ሰብ ኢዩ ነይሩ ። ክምስገን ዝግብኦ ኢዩ ጠቅላይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ። ንጹር ዝኾነ መግለዚ ኢዩ ሂቡ ብግዚኡ ። እቲ ርጉም ቁርዲት ህዝብና ኢሰያስ ክሳብ ዝውሎ ኣብዚ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ኣይመጽእን ኢዩ ።
@fikreeeuumengedey8011
2 ай бұрын
Shame to hear that .if he is honest then what does it cost him the land to be demarked on the ground.i respect u.you can be against my opinion but when we take our case to the court of arbitration you can.t say. Bla bla it's final and binding . So it's useless to say meles is good .or isayas is ...what most matters is we need peace and who keep holding back the agreement of algeris.obvios you know. With. Respect
@admasfltet4753
2 ай бұрын
@@fikreeeuumengedey8011 ነዓካ እዩ ሕፍትምረት ክስማዓካ ዘለዎ ብሮ ቅድሚ ዘኣገረ ቆንቆ ዓድካ ምለክ እሞ ነቲ ዝተገብረ ኢንተርቬው ስምዓዮ ቅድሚ ናብ ፍርዲ ምካድካ።
Good content 👌
Am Eritrean but I respect meles
@anennskan7762
2 ай бұрын
U r not Eritrean
Tanks zaki hawey
ኣበት ልቦና ነፍስሀር መለስ ዘናዊ ንኣናውን ተፊእካና እኻ ኣምላኽ ኣብ ገነት ይቀበልካ።
ኢሳያስ ኣሽንባይ ብናይ ዶብ : ብናይ ሃገር ሙሉእ #Eritrea ልእላውነት ከማን ኣይኣምንን ::
ብጣዕሚ የቀኔልና ንጹርን ብሩህን ጌርካ አቅሪብካልና ዛኪ ሐዉና ። ኢሰያስ ዘገድሶ ጨፋሊካን ፈላሊካን ምግዛእ ደቂ ሰባት ። መለስ ሰገድሶ ደቂ ሰባት ከመይ ጌሮም ተከባቢሮም ንብረቶም ይቅጽሉ። ሰለዚ ዕድል አይገበርናን በዚኦም መራሕቲ ህግደፍ ሕልና አልቦ ክንምራሕ።
Entay dea hto amxika keymeleskayo
❤
Nay Meles hasab nxurn tekamn eyu neyru Meles btami arhiku zhasb lebam smartn seb eyu neyru bhaki❤
Ahhhh, nay Esayas Tonkol aywudaen yu
💙💙💙💙
🙏🙏🙏💙💙💚💙💙🌹
Merahi ayrekebenan nehena ertrawiyan 💔
Welcome back zaki እዚ ኩሉ ዝመጽ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኩሉ ተሓታቲ ኢሰያስ እዩ እዚ ደንቆሮ ሰብኣይ ❤❤❤❤ thanks you zaki ❤❤❤
የቐንየልና ክብራኣብ ሓወይ እምበር ናይዚ እሰያስ ዝበሃል ሰብሲ ክፍኣት ተግባሩ ፊሒርካ ኣይርከብንዩ።
Eritrea weyane Dob kemzeykene xegemom wala eseyas tezeribwo eu, Eti shigr hlik nay Hgdf eu abzikulu kisara bexihna zelena.
@simi118
3 ай бұрын
ሰብ ክነቅሕ ጥራይ እዩ ዘለዎ
ተንኮለኛ ኩሉ ግዜ ክእለት ዘረባ ኣለዎ።
ሻኢብያ ብዘይ ኩናት ኣይትዓርፍን እያ፡ ስለዚ እዮም ክሰማምዑ ዘይደልዩ
@Eriboy1991
3 ай бұрын
Game over we are shabya💪💪
@tigrignaculture1555
3 ай бұрын
@@Eriboy1991ችድ ልሕቲት ታይ ትፈልጣ ሻዕቢያ ርኹስ
@Eriboy1991
3 ай бұрын
@@tigrignaculture1555 like it or not we are the king of horn Africa go cry 😭😭😭
@tigrignaculture1555
3 ай бұрын
@@Eriboy1991 ችድ ጊላ ግርም ባ ኣብ ምዕረባዊ ዓለም ኮይንካ ብዘይ ትፈልጦ ሻዕቢያ ምንያት
@admasfltet4753
2 ай бұрын
ብዝኮነ ዕድለኛታት ኢና ኣብ ቀርኔ ኣፍሬቃ ምህላውና። ምዕራባውያ ነታ ጸባብ መታሓላለፌት ክብሉ ብሰላም ተረጋጊእና ከምንከይድ እንተገበሩ እምበር በቲ ኣካይዳ ናይ መንግስቲ ኤሬትራ ግን ኮነ ኢልካ ዝተሓስበሉ ክመስል መራሒ ከምዘይህልዋ ዩንቨርስቲ ብምዕጻው ኣረጋጊጹልና እዩ ባባ ኢሳያስ
ትብላዕ ዘረባ ያ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳምይ ሚንስተር ነበር መለስ ዜናዊ
Ezom reshat bhiwetnan hiwet sdranan bmexainan texawitom dobkum trhaq.
Meles smart wedi medhen berad denkro dgefto denakur
Meles beak klte riesi ❤
ንሕና ከም ህዝቢ ኤርትራ ክልተ ግዜ ብህግደፍ ቃልሲ ህዝብና ተጠሊሙዩ ሳላ ክቡር መለስ ኢና እዛ ሕጅ መጻወቲ ኢሳይያስ ኮይና ዘላ ዓቒብናያ ዘላ ስለዚ ከም ህዝቢ ኤርትራ ንሕና ንስውእ መለስ ነመስግኖ ኢና። እዚ ማለት ግን ንኢሳያስ ከየጥፈኦ ስቕ ምባሉ ብወገነይ ጌጋዩ ነዚ ሕጅ ንሪኦ ዘለና ዕንወትን ብርሰትን ውጽኢቱ እዩ።
@admasfltet4753
2 ай бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ግና ኣጥፌኦሞ ተዝኮኑ ድማ ከይ ተፈለጠና እንዳረገምናዮም መሃለና ። ናብ ኣምልኮት ዝጸጋጋዕ ዕብዳን እኮእዩ ኔሩና
እዚ ጉዳይ መለስ ኣጸቢቑ ተረዲእዎ ነይሩ ህግደፍ ዉን ኮነሉ ንሩባ ጾሮና ሩባ በለሳ ኢሉ ኣዳናጊሩ ኣቕሪብዎ እዚ ክልቲኤን ሃገራት ትፋጢጠን ንኽነብራ ዝተማህዘ ተንኮል ዩ ነስተውዕል ክበርስ ዘይኽእል ባህርያዊ ዶባት ኣለና በዚ ናይዚ ሕጂ ዝተሓንጸጸ ግን ሓንቲ ቤቴክርስትያን ኣብ ክልተ ዝተመቕለ ኣሎ
Meles n eritrea kmerha nirwo..... Aby mbexhna
@simretkibrab8090
3 ай бұрын
Erirawian adlejatatt ayknan Meles mstewali bhizbi zhasib
@akiyor3615
3 ай бұрын
እዛ ናይ መለስ ዘረባ ግልጺ ኢያ ኢሰያስ ጉሒላ ግን ምክኒት ኮይናቶ ክሳብ ሎሚ ንህዝቢ ኤርትራ ኩርካሕ ኮይንዋ እዚ ሽፍታ።
Zbelka Ente Belka Bhlo Bayta Aykyrn eyu.
ኣነ ከም ኤርትራዊ ናይ መለስ ሓሳብ ጽቡቕ ምኽንያቱ ህዝቢ ኽዉስን ኣለዎ ህዝቢ ዶብ ዝርኸብ መሬቱ ብክልቱኡ ዘሎ ህዝቢ መሬቱ ይፈልጥ ኢዩ ዛኺ ሓወይ
@abrshhaile7578
3 ай бұрын
Tigrw tekoynka dea right ewa yemselka foooooo gexkum trhakq alewuna besnkaom dem nebam zemxiu family ab 1998 atum dekqlu deki dekqlu 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@simi118
3 ай бұрын
አበይ እሞ ክንረክቦ ብዛዕባ ህዝቢ ዘይሓሰብ ሰብ ረክብና
Tenqi Isseyas Ethiopiawi eyu azi wedi medhn berad
Much respect to meles zenawi
Korbat a entay adekum afletekum sle eritrean lomi tgrayna abey awdikuma atum
Yeqenyeley sile hasabka 😊 Nmntay gin ethiopia 🇪🇹 zeytiqbelom emo kab chiqona zkefie yelon ab alem? Yqreta gin hito akbide.
Entay kigebr dea ferimu entezey tesemamiu meles 😢😢
@selteneyohannes6469
3 ай бұрын
Antay diyu zeleka zelo ayrdeakum diyu , n hagi alem kekbr nskatkum Gn zedeakum aykonen
@merhawikiflu3204
3 ай бұрын
@@selteneyohannes6469 emo nihgi alem kibl ente ferimu yetegbro kea entay kigebr yu ab tawlakof nibel do gelezibl ' meles is anyway Hibey!!
መሪሕነት ሻዕቢያ ካብ ትፍጠር ኣትሒዛ መንሽሮ ቀርኒ ኣፍሪቃ 'ያ።
Yes Melessss😢 ❤🩵💯
Isayas satnael😢
Ezi esayas zibhal ftret kemey zibele seb eyou nay hizby aygidshenin nay siltaney eyou elu:: nay meles hasab hizby zetekore hasab eyou nisu eyou kea ety haki::
💙💙💙💙🌿🌿🌿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🦁🦁🦁🦁
ኣስመላሽ ብልሹው ሰብ መዋእሉ ሂወቱ ብምስልዩነት የሕሊፍዋ ፡ምስኪናይ ዝተጻሕፈ ከተንብብ'ዶ ትነብር ኢኻ ወደይ
ኩሉ ኣብ ከባቢና ብፍላይ እብ ቀርኒ እፍሪቃ ድማ ብሓፈሻ ጠንቁ ናይቲ ዝሩግ ዘርኢ መራሒ ህግደፍ ምዃኑ ዘጠራጥር ነገር የለን ምስ መለስ ክመጣጠን ዘይክእል ዝሩግ
2 hamukshti snko 6:03 m
Uzom xorona tublu zaku ezi iy ita hqai xorona nay Eritrea 🇪🇷 iy
@almazeyasu7388
3 ай бұрын
Emo erob erwan Ethiopia eya, Xerna wla erob nay hzbi erob ember nay Ethiopia nay Eritrea ayknn
Texawitkumlna BA 😢
ዘካርያስ እዚ ብባዓል ኣሰናን ኣዝማሪኖን ክፍኖ እንከሎ ሽዕኡ ኣትሒዝኩም እዚ ቃለመጠይቅ ነብሲሄር ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ፈኒኽሞ እንተትነብሩ: ህዝቢ ጽቡቅ መረድኣእታ ረኺቡ ጉዳዩ ናበይ ገጹ'ዩ ዝኸይድ ዘሎ ንኸመዛዝን መሓገዞ ኔሩ:: ሕጂ ድሕሪ 13 ዓመታት ምቅራብ ግን ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ ኮይኑ'የ ረኺበዮ::
@admasfltet4753
2 ай бұрын
ኩሉ ሰብ ኣብ ኣምልኮ ናይ ባባ ከም ዝነበረ እባ ኣይንረስዕ ንነብሰይ ሓዊስካ
@kebirates5125
2 ай бұрын
@@admasfltet4753 ኣብቲ መስመር ታቃውሞ እናሃለዉ ክንድዚ ግዜ ምውሳዶም ኳ ዩ ዘዛርበካ:: እንሃለ ሕጂ ክኣ ብዕጽፊ ዋጋ የኽፍለና::
ናይ መለስ ናይ ምስፍሕፋሕን ኣገልጋሊ ኣመሪካ ምኻኑን ናይ ክንደይ ሚልዮን ሂወት ሓሊፉ። ብዘይ አግባይ ዶብ ተፈሪዱ ከይቲግበር ግን ሓንጊዱ፡
Ezom eritrawyan hji geliom ms tugray alewu tom tegaru dma ms Eritrea alewu malet yu kemzi nebshier Meles zblo zelo
Isayas Hero
መለስ 😢
Abet merahi kemzi kkewn alewo
ሄህ dictators እቲ ሓቂ ጠንቂ ናይቲ ኩሉ እዚ ህልቂት ከማን አይነግሩካን. ህይወት ሰብ አይንታዮም እዩ. ጥዑይ መራሒ እዚ ጉዳይ ብ 10 ደቂቅ ምስ ወደኦ ኔሩ
እሞ እቲ ፍታሕ ኣብ መወዳእትኡ እንታይ ይኹን። ብይን ተቀቢልናዮ ኢና ግን ክንዛረረበሉ ክኣ ኣለና? ንኤርትራ ካብ ኢትዮፕያ ዝተዋህበ፡ ካብ ኤርትራ ከኣ ናብ ኢትዮፕያ ዝተዋህበ መሬት ኣኻውሕ ጥራይ'ዩ ስለዚ እቲ ዘገድስ ህዝቢ ስለ ዝኾነ፡ ከምቲ ቅድሚ ምስሕሓብና ዝነበረ፡ ህዝብና ከም ቀደሙ ኮይኑ ክቕጽል፡ እቲ ፍርዲ ከም ብሓድሽ ተሰማሚዕና፡ ውዱቕ ንግበሮ ማለት ድዩ? ከምኡ እንተኮይኑ እቲ ብዓለማዊ ቤት ፍርዲ ዝተዋህበ ፍርድን ዝትሳእለ ካርታን ውዱቕ ኮይኑ ካልእ ካርታ ክሰኣል ማለት ድዩ? እዚ ከ ናብ ዘይ ውዳእ ዕንክሊል ዝእቱ ዶ ኣይኮነን? ህዝቢ ዓዱ ገዲፉ ክማዛበል መሪር እኳ እንተኾነ፡ እቲ እንኮ መፍትሒ ግን፡ እቲ መሬቱ ካብ ኤርትራ ናብ ኤትዮፕያ ዝተዋህበ ግን ኤርትራዊ ኮይኑ ክቕጽል ዝደሊ፡ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ዶባታ ተጣይሶ፡ በንጻሩ እቲ ኢቲ መሬቱ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮፕያ ዝተዋህበ ድማ ኢትዮፕያ ኣብ መሬታ ተጣይሶ። ኖ መሬተይ ሒዘ ዜግነት ምቅያር ይሕሸኒ ዝበለ ኸኣ፡ በታ ፍርዲ ዝሃባ ካርታ ብዘይ ውረድ ደይብ ጉዳዩ ደቂሱ'ሎ ማለት' ዩ። ካልእ ብውገን ኢትዮፕያ ን ዝተዋህበ ፍርድን ዝተሳእለ ካርታን፡ ዝምልከት ብንጹር ከምዚ ኣብ ኤሪቲቪ ዝተዋህበ፡ ኣይረኣናን። ኣብ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ካርታ ባዕሉ ይስኣሎ ዝብል ሙጉት ከነልዕል ከ ክውኑነታዊ ድ'ዩ? ጉዳይና ብዛዕባ መለስ ንፉዕ ኔሩ ኢሰያስ ባ ንፉዕ ዘይኮነ፡ እዚ ብክልቲኡ ወገን ክንደይ ደም ዝውሰደ ብከመይ ብዘይየዳግም መንገዲ ይፍታሕ ዩ። እሞ እስኪ ርኢቶኹም ሃቡና። እቲ ጉዳይ ጉዳይ ዶብ ኣይኮነን ኔሩ ወይ ካልእ ዝብል ዕንክሊሊ ገዲፍና፡ እቲ ጉዳይ ምክንያት ኮኑ ክንደይ ሰብ ኣጥፊኡን ይጥፍእ ክሳብ ዘሎን፡ ነዛ ምክንያት ብክልቲኦም ወገናት ክምሽፋን ዝጥቀሙላ ብከመይ ትፍታሕን፡ ንክልቲኦም ከኣ ህዝብታት ንምድማይ ከም ምክንያት ከምዘይጥቀሙላ ጌርካ ትዕበስ'ዩ እቲ ሕቶ።
@fikreeeuumengedey8011
2 ай бұрын
Thanks for your valuable comments.non of them can accept that they just compare who is better shame on them
መለስ🙏🙏 ፡እቲ ቅኑዕ መራሒ ፡ ግና ቅኑዕ ሰብ ዕምሩ ሓጺር ኢዩ🙏።
Medanegerti Hgdef
እዚ ሕጂ ዝብሎ ዘሎ መለስ ውራጀ ዘረባ ኒሩ ግን እቲ ሓቂ እዚይ ኣይኮነን እቲ ሓቂ አቲ ኣብ 1994-95 ዝተዛርቦ እዩ
Texawetulena eba ahhh bademe yebelu nerom heje Kia b weshema deyom tebaesom meseken hezebi eyu
ናይ ብሓቂ በሊሕ መራሒ ህዝቢ እምበር ንመረት ኣይተገደሰሉን
መለስ ዜናዊ what a genius leader.
ኣየ ኣያ መለስ ዜናዊ ሕጂ ዘለናዮ ሂወት ኣይትርኣዮ ኣይትስምኣዮ ጅነራል ስኣረድኣ ነግርካ ከይከውን. ኩላ ላንባ ፈስና ኣልና ክልተ ህዝቢ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
ኣያ መልስ ሕጊ አንዳባ ኣይተፍኣኩሙን ኤዩ. ክልተኹም ሚስ አቶ አሰያስ ኣፎርቂ ኣብርሃ ሓጎስ ኢትዮጵያ ዊ ሓዉኩምዩ. ኣተ መለስ ዜናዊ መንግስተሰማይ ንዓኹም አንተርከቨኩሙ 2024ተራኸቡ ትኩኑ አንተከደውን ሓዉኹም መንገሰተማይ የውርስኹም አንኩላይ ወርሒ ሰማይ ተቐበልኩም. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜አዚኣ ብንደራና ቁዋምና ሕጊ አንዳባ ይርሓሰና ንደለና ኤክለማይ ይፊጠረልና. 💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜💜🇺🇸🇺🇸💙💙💙🌹💙🇺🇸💜💜🇺🇸🌹🌹💜🩵🇺🇸🌹🌹😊❤️😈❤️😊🇺🇸❤️💜🩵🇺🇸🌹🌹💜🌹
Entay da badma entzykoyn kab zay mertkm zaytwsu ne hegdaf nekowmo ember kam melas keda yelan
@abrnyiosasfha7698
3 ай бұрын
Mehayem temhar terit wedi medhen berad kkkkkkkkk
@AfeAsrat
2 ай бұрын
@@abrnyiosasfha7698hiji meliskalu malet dyu denkors ab xerfi zgiyi eyu
Ab dobat hezbena terbbishewo nerkume hezbena serawitnan degagimkoume te Egergeru Nerkoyme
Ezi jelfaf kangaro General sibhat Efrem wn ed alewo leke endo nay idu rekibu
Dob tenqi kunat entznebr nmntay ksab addi qeyih qeribom nerom weyane nmnray ke nab Assab wefirom nerom? Ktmluso tkeil do qdmi mfradka
@anennskan7762
2 ай бұрын
Melsi eba habeni?
መለስ የበግሶ ርእሲ ምራሕ የበግሶ ኣይኮነን እቲ ሕቶ ስለምንታይ ዶብ ዘይሕንጸጽ
Meles nhasot kem haki keemn yftn . Ab dob zneberna eti haki nfelto ena. Nay eritreawyan nbret ena mentelu zzerfu wetehaderat nerom. Admrug zwereruwo kdmi amet ryom weriromwo. Kunat ydalewu kemzneberu rguxyu. Ezi kea USA degifatom nshaebiya ketfiuwo telaekom eyom.
Kunat men jemiru n zbl hto weyane iu eti melsi merergagetsi ekul meredaeta alo
@almazeyasu7388
3 ай бұрын
Shabya ember
@almazeyasu7388
3 ай бұрын
70 shi ko keflom eyom ne alm hgdaf sele zejmrwo
ቡዚሕ ምዝራብ እንታይ ዋጋ አለዎ ኤርትራ ንምጉባጥ እዩ
ህዝቢ ኤርትራ ብክቡር ደሙ ዘምጽኦ ነጻነት እባ ናብራ እንዳ ስዋ መሪሩዎ ንሜዳ ኤርትራ ዝወረደ ኢትዮጵያዊ ኢሰያስ መጻወቲኡ ጌሩዎስ ኤርትራ ህዝባ ዘይነብረላ ግሃነብ ኮይና።
Bebey neberka atayo bdob lber yekoney la shawya krshi ma lmobae aykewnni lbelnayom atayo Bzi neka chele bsru
Economy wn aykonen eti mikniyat ilu Meles. Quwam nkeytigber isaias gidin wigie yedliyo neru.
ክቡር ዛኪ ሓውና ሓደ ነገር ኣሎ ዘይርደኣኒ ንምንታይ ህዝቢ ኣብ ዝመረጻ ሃገር ዘይነብር. ንኣብነት ኤርትራ እንተ መሪጾም ምስ ኤርትራ ይነብሩ ዘድልዮም ዘይውሃቦም. ከምኡ ምስ ኢትዮጽያ ዝደሊ ይወጽእ ካብ ኤርትራ ኢትዮጽያ ትቅበሎ ዘድሊዮ ትገብረሉ. እተ ዘየለ ህዝቢ ብሓሃይሊ ዘግነትካ ቀይር እዩ ዝከዉን ዘሉ.❤
@akiyor3615
3 ай бұрын
ነዛ ትብላ ዘሎካ ህግደፍ ኣይቅበልዋን ኢዮም😮
መሌ ሓዋዊስዋ እዩ ሩዋንዳን ኣሜርካን ድሕሪ ኲናት ዛላምበሳን ባድመን እዩ ተጀሚሩ ብረድዮ ወያነ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት እንተ ዘይወጺኡ ኩናት ብወግዒ ክንእውጅ ኢና ኢሎም ርዋንዳን ኣሜርካን ድሕሪ ምዕጻው ዶብ ድሕሪ ኲናት እዮም ጀሚሮም ድሩዕ ካበየነይቲ ባድመ ኢኩም ውጹ ትብሉና ክብል ኣብ ረድዮ ይዝክሮ
Afara Alo belo Amhara Ali belo oromo Alo belo Endabelkome wararat ne Eritrea Rebishkoma Bademe zalambesa Adi meruge Adimeruge be seleste wegen gembarat Hizbiy Rebishkemo mengestiy Eritrea wen degagimom yezalerbekome nerome Nesekiyme gen helmekoum helmi abiy tigriy Eu Feshilkoume ka Luserss😂😂😂😂😂😂😅
ነፍስ ሄር መለስ ከምዝገለጾ ኢትዮጵያ ፈትያ ጸሊኣ ብውዕል ኣልጀርስ ከምተቐበለቶ እኩኣ እንተኾነ እቲተን ኣብ ካርታ ንኤርትራን ንእትዮፕያን ዝተዋህባ ቦታታት ዶብ ኢትዮ_ኤርትራ ኣብ ባይታ ንምሕንጻጽ ግን ክልቲኦም ሃገራት እናተላዘቡ ነቲ ሓሓሊፉ ንህዝቢ ክልቲኡ ሃገራት ኣብ ገለ ቦታታት መሰረታዊ ድሌቶምን ውሕስነቶምን ዝጎድእ ሓላፍ ዘላፍ ውሳነ ብእንካን ሃባን ምጥራር ዝሓሸ ህዝባዊ ፍትሓውነት ከምዘለዎ ከም ኣብነት ከምዚ ዓይነት ጸገም ዝፈትሓ ሃገራት ኣፍሪቃ ከኣ ናይጀርያን ካሜሮንን ከምዘለዋ መለስ ረቑሑ. ሕጋዊ ውሳነ ውዕል ስምምዕ ቀያዲ እኩኣ እንተኾነ ነቲ ኣብዝሓ ውሳነ ብዘይቅይር መልክዑ ኣብ ገለ ሒደት ንህዝቢ ክልቲኡ ሃገራት ኣብ ገለ ዶባት ዝነብር ህዝቢ መሰረታዊ ረብሓን ማሕበራዊ ውሕስነቱን ብዘይጎድእ መልክዕ ልዙብ ስምምዕ (ሶፍት ፖወር ኣግሪመንት ) ብምጥቃም ነቲ ሓሓሊፉ ህዝቢ ዝጎድእ ደረቕ ውሳነ ብምምዕርራይ ፍትሓውን ሞራላውን ውሳነ ብምግባር ነቲ ማእከላዊ ብይን ውሳነ (ውዕል ስምምዕ) ሓጋዚ ይኾኖ እምበር ኣየፍርሶን 'ዩ. ከመይሲ ዶባት ብውዕል ዶባት ኮሚሽን ኣብ ካርታ ክሕንጸጽን ክብየንን እንከሎ ነቲ መሰረታዊ ዘከራኽር ቦታ ትኹረት ብምሃብን መሰረታዊ ኣንፈት እቲ ቦታታት ኣብ ካርታ ብምቕማጥ እምበር ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቁሸታት እቲ ዶብ ዝነብር ህዝቢታት ክልተ ሃገራት ረብሓን ጎዳእን ነገራት ብምጽናዕን ዝውሰን ጉዳይ ኣይኮነን. ነዚ ሓሓሊፉ ፍትሓውን ሞራላውን ህዝብታት ክልተ ሃገራት ዝጎሲ ደረቕ ውሳነ ብግብሪ ኣብ ባይታ ክጥረር እንከሎ ልዝብን ምኽክርን መንግስታት ክልቲኡ ሃገራት ፍትሓውን ሞራላውን ብምግባር ነቲ መሰረታዊ ቀያዲ ውዕል ዶብ ኮሚሽን ደጋፊ ዓንዲ ይኾኖ እምበር ነቲ ውዕል ዝጥሕስን ዘፍርስን ኣይከውንን 'ዩ.
@fikreeeuumengedey8011
2 ай бұрын
If it's not final and binding .you would say so but that's y they say it' final and binding bro.
@burnlies
2 ай бұрын
@@fikreeeuumengedey8011 ; yes, it is final decision. Simultaneously, it is worthwhile to note that puting a map into demarcation evolves understanding of minor obstacles that would jeopardize basci values of some people who live on the geographical line drawn on the map. Puting these issues into consideration and straightening minor obstacles as to keep justice and moral values and basic interests of people who reside on the area marked on on the map would not change the general and fundamental boundary decision.
Yes, essays was a sick man who enjoys playing with fire ( war) at the expense of innocent Eritreans youth. I agree with melesse justification from the points of both peoples interests. But essays never wanted a peaceful solution to the wounded ego for losing much of the land and life before the interference of the world. So he has so much of a personal anger towards Tigrians leadership, and we can see how many years he's been waiting for the revenge against Tigrians civilians as well as the political elite. Essays leadership has never been beneficial to anyone, including Eritreans and East Africa in general.
መለስ እንትዝመርሓ ኔሩ ን ኤርትራ ምሐለፈ ኔሩ ካብዝ ዓሻ ድካ ናይ ሓንጎል ወዲ መድሕን በራድ
መረት ናይ ህዝቢ ኢዩ፣ ህዝቢ ከኣ ኣይኮነን ኣብ መንጎ ክልተ ሃገራት ኣብ መንጎ ዓድታት ዘሎ ዶብ ውን ኣጽቢቁ ዩ ዝፈልጦ። እዚ ህዝቢ ሕጂ ብግዝየ መግዛእቲ ጣልያን ኣይተፍጥረን፣ መረቱ ንኣሽሓት ዓመታት ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናሳጋገረ ህዝቢ ሕጂ መረትካ ኣይኮነን ኢልካ ካብ ዓዱ ክትሰጎ ከለካ ወራር ኢዩ መረቱ ክመልስ ንክቃልስ ኢካ ተገድዶ ዘለካ። ምስ ናይ መልስ ሓሳብ ይሰማማዕ ኢየ፣ ምክንያቱ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝኣተወ መረት ማዕረ እንተኮይኑ ምቅይያር መረት እቲ ቀዳማይ ምርጫ ክከውን ይግብኦ፣ እሰያስ ኣብ ዶብ ዝነብር ህዝቢ ክብሪ ዝበሃል የብሉን ብማዕረ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ዝጸልኦ።
መለስ እቲ ኣዝዩ በልሕ ካብ ኣፍሪቃ ዘለዉ መርሕቲ ዩ ብዘይምግናን ኢስያስ ተንኮልና ግን ኣብ ክናት ኣንብሩና
ናይ ቀዳማይ ሚንስተር ጀነራል መለስ ኣገላልጻ ደስ ክብለካ ይበል ኣገላልጻ💙💙💙💙💙💙💙
Hegedef. 00000000❌❌❌❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓❓❓❓❓❓❓❓❓
ዘካርያስ ንፉዕ ነቶም ዘይሰምዑ ፀማማት እዚ ካብ ድሕሪት ንቅድምት ከተምፆ ምፍታንካ ፅቡቅ ኢዩ ቀጽለሉ
The wor of Badma the dictator he doesn't want the Constitution that's why he started the war and up to now there is no Constitution😂😂😂
ናይ ኢሰያስ ቶንኮል ዘይውዳእ ኣሕ ህዝብና ባ ኣጽኒትዎም። ስብሃት ኤፍሬም ኣብ ኲናት ሰብ ክጠፍእ ዓቢ ተራ ከምዝተጻወተ ዩ ዘርእየካ።
ህዝቢ ኤርትራ ገለ ዘይፈልጦ መርገም ኣለዎ'ምበር : እዚ ብእንዳ ኣዲኡ ኤርትራዊ ዝኾነ መለስ ዘይመርሓና ዝነበረ::
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
HASAD Wedi EPHREM !!!!!!
Husumat gorobiet, meles hawi zeriekala kedka ntgray
ዘካርያስ ኣንታ ሓሳዊ ልኡኽ ወያነ :: ንስኻ ካብ መድህን ጋሕባ ብምንታይ ትፍለ ??? ብሓሶት ኣብ ዓለም ንመለስ ዝወዳደር ከምዘየለ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ እዩ : ሕጂ ንማንም ከተታልሉ ኣትኽእሉን ኢኹም !!
ዕሱብ ሲ ዕሱብ ዳ መለስ ቅንዕና ተዝህልዎ ኣሽሓት ኤረትራዉያን ኣይምሰጎገን ን ኤረትራ ዓነዉ ነዉ ዝበለት ሃገር ናይ ድኻታት ሰናቲም ምጽብጻብ ኣይንደልን ኢልና ስቕ ኢልና ክቢክ ከሎም ብሳይኮለጂ ዝመዚን የለን ገብሩ ኣስራት ዱ ጅንዕፍሪት ዝብልዎ ዲዲት ናይ ሕዉሓት መርሓቱ ኪናት ክቕጽል ክንድቲ ዝወሰደ ይዉሰድ ሓንቲ ድሙ ን 50 ኣናጹ ክቢል ከሎ ገለስ መቸም ቶም ንዓኻ ዝመስሉ ዕሱባትን ሸይትልጥቲ ሃገርን ተጋሩን ሒዝካ ክተርፍ ኢካ ኣንታ ገጽ ሱማ መስትያት ጎረቤትና።