Mesfin Kagnu - Shoname Anakala | ሾናመ ኣናካላ - መስፍን ካኙ - New Tigray Kunama Music 2022(Official Video)
Музыка
Mesfin Kagnu - Shoname Anakala | ሾናመ ኣናካላ - መስፍን ካኙ - New Tigray Kunama Music 2022(Official Video)
LIKE | COMMENT | SHARE | SUBSCRIBE :
👉 Subscribe: / @syeentertainment
👉 Facebook: / syeentertainment
👉 Instagram: / syeentertainment
👉 Telegram: t.me/SyeEntertainment
#SyeEntertainment #TigrayMusic #TigrignaMusic
Пікірлер: 453
ኣሰይ ቋንቋኡ ኣይሰምዕይ ግን ኹሉ ባህልናስ ጥዑም ዘርእና ብዝሕ ይበል ተጋሩዋይ💊🙏🙏
@yordanosgirmay569
2 жыл бұрын
ኪናማ ትግራይ
@user-st9ig8hx2h
2 жыл бұрын
ኩናምኛ ትርጉም ተይሰማኹይ ጨፍር ጨፍር ይኡ ኸ ድብል🙆♀️👌💞💞🥰🥰😘🌹🌹😘😘
ኩናማ ዓዲ ጀጋኑ እንኳዕ ብስላም መፃኻ💛❤😍✊
ዋይይይ ቓንቃ ዘይምፍላጥ ሃገር ምስ ኮነት ግዴታ ክንማሃር ክንፍሊጥ ኢና ኩሉ ናይና ደስ ክብል ብዓወት ተመለሱ ብዝሕውን ድረፍ ብኩናማ ዋውውውውው😘💌😘💌😘❤💛❤💛❤💛😘💌😘💌💛❤💌😘💌💛❤💌😘
ካብ ሕጂ ክንዲ ክንዲ ናይ ፈንድያ ቋኣንቋ ኣብ ትምህርቲ ኩናማ & ኢሮብ ስብጀክት ክምደብ ኣለዎ ትግራይ ሃገርና ትዓዲላ👉🏻👂🏼❤💛
አሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ትሕብረትናስ ዓለም ቀንእሉ ትርጎሙ አይፈልጦን ግን ደስ እዩ ዝብል ላይክ ሼር አይነዉሕድ ትግራይ ትስዕር
ጀጋኑ ኩናማ ናይና እንካዕ ናትና ኮንኩም ጀጋኑ ሰብ ስረ ❤💛 ትግራይና ትዕወት
ደቂ ኩናማ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ላይክን ሼርን ኣይንረስዕ ትግራይ ትዕወት ❤️💛💪
ጀጋኑና ብኣኹም ንኾርዕን ንሕበን ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!! ትግራይ ትስዕር💪💪💪
ኩናማ ኩርዓትና ጀጋኑ💪 ዋላ ኣይስማዓዮ ግን ንትግራይ ስለ ዝከነን ተረድኢኒይ እዩ💛❤🙏
ኣቱም ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይኣብኩም ዓይኒ ፀናኢኩ ይደፈን ክብር ሞጎስን ንሰውኣትና ውድቀት ንፀላእትና ዓወት ንህዝብና ትግራይ ትስዕርርርርርርርር
ተጋሩ ሕበሩ ስመሩን ህዝብና ኩናማ
ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ ዓወት ንስራዊት ትግራይ❤💛😍✊
ወዲ ትግራይ ሽኮር ቀፅለሉ ትግራይ ትዕወት ፈረቃን
🙏🙏🙏ትርጉሙ ዋላ ኣይረደአን ድምፁ ግን ቀለብ ስሕቡኒ😘😘
ፁቡቅ ስራሕ እዩ ክበራታዕ ይግቦኦ ኩናም ሙዚቃ አጆኩም ናይና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኩናማ ደቅ ባት ትግራይ ሓርበኗ ህዝቢ ብመንነቱን ብታሪኩን ዝሕበን። ❤💛
ኩናማ ፀለምቲ ወርቂ ደቂ ትግራይ 💗😘
ኩናማ ናህና ኢሮብ ናህና. (ትግራይ ዛዓድና)
መስፍን ሓወይ ጽቡቕ ስራሕ። ብዓወት ተመለሱ፣ ኩናማ ህዝብና ሓቦኛታት ሓቀኛታት መልክዖም ጸሊም ልቦም ጻዕዳ ወርቂ ኢኹም የሕዋተይ።
ኩናማ ጀጋኑ ትግራይና ትዕወት💪
ጀግና ወዲ ኩናማ like እናገበርኩም አታባብዕዎ ተጋሩ 💛❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
#ኩናማ ናትና ደቂ ዓደይ ማዓረይ ጀጋኑ 💛❤️💪 ኮርዒና ብኣኩም ብሓቂ ኣድነቅቲ #ኩናማ 👍 ንሃቦም ነባራታታዓዮም ተጋርዋኒ 💛❤️💪🙏
ብሄር ብሄረሰብ ሃገረ ትግራይ❤❤❤
ቋንቋ ትግራይ ከጥዕም ፈጣረ የብዘሕና 🙏🙏❤❤
ኣማርኛ ገድፈ ኩናማ መተላመድኩ ጽቡቕ ነይሩ❤❤❤❤💊
ጀጋኑ ተጋሩ ጽቡቅ ድምጺ
አብ ትግራይ ዘሎ ቋንቋ ዘይተማሃርናስ አብ ኢትዮ ይገርም አዞና ናይግድን እዩ ትግራይ ትስዕር ሓይልኩም ሓይሊ ሓፂን ይኩን 💪💪💪💪💪💪💘🙏🙏🙏🙏
ጀጋንና ዓወትኩሙ የስመዐና እግዚአብሔር ምስ ህዝብና ይኩን ትግራይ ትዕወት።💖💖💖💖💖💖💪💪💪💪💪💪💪💪
ብሄረ ኩናማ ብሄረ ኢሮብ ብሄረ ግዕዝ ትግርኛ ኩርዓት ትግራይና ብሌን ዓድና
ዛትግራይ ዓደይ ታዓዲላ ኩሎም ጀጋኑ ወሊዳ♥♥✊🏼
ጅግና ዝሓወይ እንካዕ ሰላም መፃካልና 💛❤✊️💊💪 ትግራይ ትስዕር 💊💪🌹🌹🌹✅️✅️
ኩናማ ጀጋኑና
ካናድድ አማሓርኛ ካብ ምምሃር አብ ትግራይና ዘለዉ ቋንቋ ምተማሃርና ከሐሸና ነዩሩ ብዝኾነ ወላ ቋንቋኡ አይንስመዖ መሳጥ ኡዩ ባሃልና ጡዑም ጀጋኑና ሰላምኩም ይብዛሕ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛
እኔ ኩናማ ኣልችልም ግን በጣም ነው ሚወዳቸው ጀግኖቻችን ኣይዞሽ ትግራይ ሀገሬ ይነጋል💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏
@netsanet7155
2 жыл бұрын
ትግርኛ ዘይኽእል ድኻ ኮይንካ ብኣምሓርኛ ትጽሕፍ ወዲ 70 እንደርታ ኮንካ??
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ሶ ዓወት ንህዝብና ስዕረት ንፀላእትና ትግራይ ትስዕር
ደስ ክብል ኩናማ ንመጀመርታ ግዜ ይሰምዕለኩ ኣነስ😘😘😘
ዋላ ኣንስምዓዮ ዕልልልልል ትግራይ ትስዕር ኩናማ ዓነይ ።
ቋንቋ ኣይሰምዕን ግን ስሓቢ እዩ ቀፅሉሉ💪🙏❤
ኣሰይ ደቒ ኩናማ !! ጥዑማት ህዝብና ትግራይ ሃገር እያ ።
ትግራይ ትስዕር ዶ ይብሎ ይኾን ናይ ባዓልና ቋንቋ ዘይኻኣልናስ ናይዛ መናጢት ቋንቋ ክንማሃር ላሕ ንብል ነይርና✊💛❤ትግራይ ትስዕር
ኩናማ ዓይኒ ትግራይና 💪💪💪
ኣምሓርኛ ክንለምድ ተኸኽ ንብል ነበርናስ ኩናመኛን ኢሮብኛ ተንለማመድ ነርና ሕጂ ክጠቅመና ነሩ እዩ ግን ዋላ እቲ ቋንቋ ኣይንማዓዮ በቲ ዜማን በቲ ምስልን ግን ትግርኛ ከም ዝሰምዕ ዘለኩ እዩ ተሰሚዑኒ እንኳዕ ከኣ ብሰላም መፃኻ bro
Excellent job my brother. Tigray is lucky to have you as son. Tigray is proud of you. God bless you and your family.
ወዲ ኩናማ እንካዕ ዳሓን መፃካ ዞም ናትና ጀጋኑ💛💊❤
ደቂ ሪመይ ክጥዕም ባህልና👈💊💊💊💊
ዋይዋይ ደቂ ሃገርካዶ ቋንቆኦም ዘይትፈልጦ መርገም🥺🥺💪 ሶ እንኳዓ ዳሓን መፀእካ ወዲ ትግራይ ጅግና💊💊🦅💪✊😍
ኩናማና❤️💛💊
ኣሰይይይ ተጋሩዊኒ ሕቡራት ስሙራትን🙏😘❤️
ኩናማ ናትና ተጋሩክ ሕማቃት እንድማትና ናፍቅቲ ኢና ኣምሓርኛ ሰሚዕና ክነብቅዕ መገዝእ ናትና እንታይ ከምዝብልዘሎ ወይከ እዝኒ አክክክክ ❤💛
ትግራዋይነት ክቡር መንነት 💛💖💊 ፅቡቕ ስራሕ ጅግና #ኩናማ ትግራይና💛💖
እንኮዕ ብስላም መፃኣካ ወዲ ኩናማ ጅግና ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጅጋኑ 🙏❤️💛💊💪
ሓየት ወዲ ኩናማ ወድ ዓባይ ትግራይ
ኣበይ ኣለና ተጋሩ ኣብ ናይ ባዕልና ሚድያ ንዝሕል ኣለና በዛኩም ኣሕዋትና ነተባብዕ
ጽቡቅ ስራሕ ጅግና መስፍን ካኑ፡ ቃልስና መሪር ኢዩ ፡ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ።!ትግራይ ትስዕር! !!።👉#Subscribe🔔! 🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️✌️✌️✌️💪💪💪
Kunama adey mobokol merebetey❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ኩናማ ዓደይ💪 ቋንቋ ናይ ባዕልና ንማሃር 🔥
ኩናማ ናትና አንካዕ ብሰላም መጻኹም ጽቡቕ ስራሕ 💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💛❤💛❤💛❤💛❤💛
ኣሰይይይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ ኩናማና ኢሮብና እንኻዓ ናትና ኮንኹም⛪️🕌 🙏❤️❤️❤️💛💛💛💘💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💐💐🌾🌾🌾
Victory to Tigray people
ወዲ ኩናማ ወዲ ትግራይ ፅቡቅ ስራህ👏❣️💛💪💪
ፅቡቅ ስራሕ ኩናማ ናትና ጀጋኑ💊❤💊❤💊💉💉💛💛💛
ተጋሩሩሩሩ🙏🥰💊♥️💊♥️💊
Wow ቡሉፅ ስራሕ
So proud of you mesfin kagnu ikki anida maydala nokoskema ✊🔥❤️
ኣታ ክቡር ህዝቢ ሰላምካ ይብዛሕ 🙏🙏 ብስም'ዚ በካዕ ቶብያውነት ትግራይን ትግራውነትን ዓቢጦሞ ጸኒሖም ትግራውነት ዝከብረሉ እዋን ርሑቅ ኣይክከውንን'ዩ "ሃገረ ትግራይ"❤❤❤👏👏👏....
ኩናማ ሕቡናት ተጋሩ❤💛
ኣማርኛ ልምርሳዕ ግእዝ ኩናማ ኢሮብ ክመሃር እየ ካብ ስደት ምስተመለስኩ 💘💘💘💘💘
@maekelkesete3148
2 жыл бұрын
ሃሃሃሃ ኣነ ከማን ተሳማሚዐ ኣለኩ ዝያዳይ፡ ነስመራ ግን ይሕሸኪ፡ ኣጸቢቅኪ ተግሪርክን ኣምሓርኛ ከኣ ዋላ ኣብ ሕልምኺ ረስዕኽን ክትመጺ ኢኺ፡
ጀጋኑ ተጋሩ ትግራይ ትስዕር 💊💘💪👈
ሐጂ ግርም አነስ ታይኮይኖም ብኩናማ ሙዚቃ ዘየውፅኡ ይብል ነይረ ኩናማ አይክእልን ግን እቲ ባህልና ፣ታሪክና፣ጀግንነት ትግራይና ብሳሆ፣ኩናማ ፣ትግርኛ ክግለፅ ስለልደሊ ክምኡ ውን ንወደፊት ኩሉና ደቂ ትግራይ ግድን 3ኡ ቛንቛና ክንመሃሮን ክንፈልጦን ስለ ልደሊ እዩ፡፡ ፅብቅ አጆና ስነጥበበኛታትና ቀፅልሉ ብኩሉ ፣ፅብቅ ኩናማና በርትዕ ዝሓውና ከዓ
ትግርኛ+ ኩናማ+ ኢሮብ = ሓደ ህዝቢ ሓንቲ ዓባይ ትግራይ
ትግራይ መዓረይ ሰላምኪ ይመለስ ኣቱም ጀጋኑ ብዓወት ተመለሱ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
ኩናማ ፅኑዕቲ ከም ቀደማ ቶኲሶም ዘይስትሕቱ
wow Its so beautiful song 🎵 💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤👍👍
Good job guys ✊❤️💛
ኩናማ ትግራይ✊ ደስ ዝብል ስራሕ!👍
ኩናማ ናይና❤✊
ሃገር ትግራይ ጀጋኑ እንካዕ ካባክም ተፍጠርኩ
Amazing song our hero. Viva TDF .
ኩናማ ዓዲ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዓደይ
#Kunama hero of tigray we proud of you man amazing music ❤💛❤ hören 🎼🎵
ኩናማ ናይና ኩልና ደቂ ሓንቲ ትግራይ
Thanks our hero. Tigray is an amazing independent state.
ቪቫ ደቂ ሓላል ሃገረ ትግራይ ትግራይ ትዕወት ❤️❤️❤️🙏🙏🙏💪💪💪
I’m proud of you my brother 🥰🥰 keep it up
እሰይ እስይ እንክዋን ሰላም መጣቹ ጀግኖች የትግራይ ኩናማ 😍😍😍😍😍😍😍😍💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💝💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💝💝💝💝💝💝💝🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🐅🐅🐅🐅🐅🐅💕💕💕💕💕💕💕ድል ለትግራይ እዝብ 😍😍😍😍😍😍🌹🐅🐅🐅
ኩናማ ጀጋኑ
አሰይይይ ጀጋኑና ኩናማ ደመይ❣️❣️❣️❣️❤💛❤💛💊💊💊💊💊✊✊✊✊💕💕💕😘💛❤⛱
My people stay blessed may the lord God shine on you 🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
I love my kuname ppl fighting each other brothers i feel sad peace 🇨🇳🇪🇷 for both countries am from 🇪🇷🇪🇷
Fetary misakum ykun geganuna hagere tgray tewet beawet temelesu 🙏🙏🙏❤❤💛❤❤💛❤❤💛❤❤
ጀጋኑና
Beautiful! Did not understand the lyrics but the flag was more than enough to understand!! Beautiful people!! My people! P
@GotJBfever
2 жыл бұрын
He’s basically talking about how Tigray is the only place that’s like a lion since it’s the only city that fought five county by itself.
@rital829
2 жыл бұрын
@@GotJBfever thank you Ayda! Tegaru are no doubt a strong people! Tigray will prevail! ❤️
@abel10m79
2 жыл бұрын
@@GotJBfever Five countries??
አሰይይይ ተጋሩዋኒ እንካዓ ብሰላም መፃአኩም tigray all love you😍💪
ኩናማ ናይና ሎዋሃት ፍጥረት love you kunmana❤❤❤###(
Our Beautiful people Kunama ❤️💛⭐💛❤️
Proud of you guys stay strong and safe ❤️💛💊💪✊👏
Proud of you my people, stay strong and safe!
Jeganu deki adey. Mearey amlak msakum ykun. Tigray adey selamki yesmani derfi kunama des behali wala trgum entezeyfeletku 🙏🙏🙏💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼😍😍😍😍💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️
ደስ ክብለካ ደርፊ ቀፅለሉ"💊💊💊⛱✊
ዋውው ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ኩናማ ትግራይ ❤❤❤