Menkae by Memhir Tesfu Zewde 2004 audio Tigrina P2 ምንቅስቓስ ናይ 73

News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here kzread.info/dron/RkZ.html... theasmeraeritrea@gmail.com
© 2021 Copyright_Gize ግዜ Media

Пікірлер: 11

  • @yoseftsehay8640
    @yoseftsehay86403 жыл бұрын

    መምህር ተስፉ ብሂወት ከልካ መጽሃፍ አንተትጽህፍ ንውሉድ ወለዶ ታሪክ ቃልስና ከጸባብቁ ጥራይ ዝነብሩ አንተኮነ ብጀብሃ ይኩን ብህግ ዝተፈጸመ ገጋታት ህዝብና ክማሃረሉ ምካኣለ ፥

  • @AM-mc6bs
    @AM-mc6bs3 жыл бұрын

    እቲ ቀንዲ ሕቶ "ዘርኢ ክርዳድ" ብኸመይ ሞለቀ:: "ዘርኢ ክርዳድ" ብኸመይ ተፍጥረ:: ምስተፈልጠ ከአ ሐቢርካ ህጹጽ ስጉምቲ ዘይምውሳድ እዩ::

  • @suorsara4884
    @suorsara48843 жыл бұрын

    Nay hegi zeytgebru eritrawiyan kab melflaf tem elka

  • @yoseftsehay8640
    @yoseftsehay86403 жыл бұрын

    ህግ ንደርጊ ፋሺስት አናበለ ኣብ ልአሊ ተጋደልቲ ፋሺስታውን ኣረመናዊን ተግባራት ክፍጽም ገለ ግሩሃት ህግ ከም ብጹአ ሃራ መውጺኢ ገሮም ዝገልጽዎ ባሃማት ከምዘለዉ ይገርመካ፥ መሰል ተጋደልቲ ይታሃሎ፥ መሪህነት ብተጋደልቲ ብዲሞክራሲ ኣገባብ ክፍጸም ኣለዎ ንዝበሉ ተጋደልቲ ኣአነውቲ ኢልካ ፥ ብካራሩን ገዘሞን አሞካኣ ሰለተ ደቂ ኣንስትዮ ብካራን ጎዞሞን ክትቀትል ዘስደምም ኣሳቃቂ ተግባር ኣረመንነትን መሪህነት ህግ ክሳብ ክንደይ ፋሺስት ዝኮነ ስነሃሳብ ኮይኑ፥ አዚ ህጂ ኣብ ልአሊ ህዝብናን ሃገርናን ዝፍጸም ዘሎ ባርባራዊ ተግባራት ዊጺኢት ናይ ሺኡ ዝነበረ ባህሪያት ሳዲስት ኢሳያስ ሎሚ ዝተጀመረ ከምዘይኮነ የብርሃልካ ፥

  • @fessehatekle1208
    @fessehatekle1208 Жыл бұрын

    My name is fesseha melke.how can I contact memhr tesfu

  • @mestewalie6479
    @mestewalie647925 күн бұрын

    ምግዳልኩም የጣዕስ እንበር ታይ ዩ ትርጉሙ ባዕልኻ ግፍዒ ደስደምም ዳነገርካና ብኻራን ብደንጓላን ዳተቐተሉ መሳኪን እተን ደቀንስትዮ ይገርመካ እንበር

  • @lemlemberhe6316
    @lemlemberhe63163 жыл бұрын

    ኣሕ እዋይ የሕዋተይ በዓል መስፍን ሓጎስ ኣድጊ ኽኣ እዚ ኹሉ ኽፍጸም እንዳርኣዩ ስቅ ነሕዋቶም ኣሕሊፎም ዝህቡ ርኹስ ዘርኢ መርገም

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi83853 жыл бұрын

    እዋይ እሲ ሰብኣይ እዚ ድማ ኣብ ኩሉ ኔረ ክብል ክነብር እዩ!

  • @mestewalie6479
    @mestewalie647925 күн бұрын

    ኢሰያስ በይኑ አይኮነን ምስኡ ኾይኖም አዝማዶምን ገለን ዝቐተልዎም ኩሉ ክንገር አለዎም ኢሰያስ በይኑ ክገብሮ አይክእልን እዩ።

  • @AM-mc6bs
    @AM-mc6bs3 жыл бұрын

    እቲ ቀንዲ ሕቶ "ዘርኢ ክርዳድ" ብኸመይ ሞለቀ:: "ዘርኢ ክርዳድ" ብኸመይ ተፍጥረ:: ምስተፈልጠ ከአ ሐቢርካ ህጹጽ ስጉምቲ ዘይምውሳድ እዩ

Келесі