Mekane Hiwet || ምእዛዝ ህዝቢ ኣምላኽ [ንእግዚኣብሄር ምእዛዝ]፡ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ
ስብከት፥ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስትኣብ - ኣብ ጉባኤ ኦ.ተ.ቤ። መካነ ህይወት መድሓኒ ዓለም ቤተክርስቲያን፡
ሰንበት 5 ሕዳር 2000፡ ኣስመራ፥ ኤርትራ
ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፥ እዚ መልእኽቲ እዚ፡ ካብዚ ኣብዚ ዝተዘርግሓሉ ዕለት፡ ቅድሚ 12 ዕመት ዝተዋህበ መልእኽቲ ቃል እግዚኣብሄር እንተኾነ`ኳ፥ ኣብዚ ዘሎናዮ ናይ ህይወት ኩነታት፥ ናይ ቤተክርስቲያን፡ ናይ ሃገርናን ህዝብናን ኩነታት ዝዛረብ እዋናዊ መልእኽቲ እዩ። እግዚኣብሄር ኣብ ኩሉ ዘመናትን ወለዶታትን ንህዝቡ ዝዛረብን ዘጠንቅቕን ዝገንሕን እሙን ኣምላኽ ክነሱ፥ ብዘይምእዛዝ ሰብን ህዝቢ ኣምላኽን ግን ምሕረትን በረኸትን ኣምላኽ ካባና ርሒቑ ይነብር ጥራይ ዘይኮነስ፥ ዘይምእዛዝ ዓቢ ኣበሳ እዩ። ምናልባት ሕጂዉን እግዚኣብሄር ይዛረብ፥ ንምጥዓይን ምምላስን ነፍስና፥ ንምሕረትን ምፍዋስን ህዝብና። እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንልብና ናብ ምእዛዙ የቕንዓዮ። ኣሜን!!
Пікірлер: 128
ጀጋኑ ስለቲ ትከፍልዎ ዘለኩም ዎጋ አብ ሰማይ ከም ከዎክብቲ ክትበርሁ ኢኩም
ካብ ብዘይ እግዚኣብሄር ብህይወት ምንባር ምስ እግዚኣብሄር ኮይንካ ሙማት ይሓይሽ ብጣዕሚ ዘደንቕ ኣገላልጻን ጸጋ ኣምላኽ ዝመልኦ ህይወት ዝህብ ቃልን ጐይታ ሰንሰለት መቑሕኩም ይስበር
@tesfutekleab7357
Жыл бұрын
ኣሜን 🙏 ኣሜን 🙏 ኣሜን 🙏.
@almazaskale7593
Жыл бұрын
Amen amen amen 🙏
@bibisium1432
Жыл бұрын
ኣሜን
@nigistkidane5853
11 күн бұрын
አሜን አሜን 🙏🏽 አምላኽ ይካአሎ አዩ ኢልና ንእመን☮️
God bless you Baba tekleab 😢😢😢😢😢
God bless you man of God.
በሐቂ ትኽ ዝበለመልእኽቲ እዩ:: ናብአምላኽ ንጠምት::ክዕረቀናውን አዩ! እንተንስኻ ግን አምላኽ ምሳኻ ከምዘሎ እአምን እዩሞ ማዕጾኻ ክኽፈትዩ ! ተባረኽ አሜን አሜን 💕🙏🏽💕
እግዚአቢሀር መዋጽኦ ይፍጠረልኹም !!! ዓለም ናይ መውደክደክትን ሓሰውትን እንበር ናይ ቕኑዓት ከምዘይ ኾነት ኣብዘመና ብዓይንና ሪኢና ።
ኣሚን ኣምላክ ካብቲ ዘለካዮ ዓዘቅቲ የውጽእካ ገድልካ ገድሊ ቅዱሳን ሃዋርያት ይግበረልካ ንጴጥሮስ ሃዋርያ ካብ ማእሰሪኡ ዝፈትሐ ጎይታ ሕጂ ውን ምሳካ ይኩን። ኣብ ሂወትካ ሰላም ናይ ጎይታ ይምነየልካ ሃወይ። ኣነ ድማ ንዝሰማዕክዎ ክእዘዘሉ ንኣምላከይ ይልምኖ
@temesgenamlak6912
2 жыл бұрын
አሜን
Amen amen Amen Amlak mskulkum ysber kuburat likawnti
ቓል ሂወት የስማኣልና ዶ/ ፍጹም ኣብ ዘለካዮ እድመን ጥዕናን ይሃብካ
The Best lesson ever
ኣገልገልቲ ኣምላኽ ተዛሪቦም ነይሮም ሰማዒ ሲኢኖም ፡ ብሓቂ ንሕናን ኣቦታትናን በደልና፡ ሓጥያትና ገጽካ ከወለና ስለ ስም ወድኻ መድሓኒና ጎይታና ኢየሱስ ክትብል ገጽካ ምለሰልና ኣቦ፡ ተኽለኣብ ኽም ስምካ እግዚኣብሄር ምሳኽ ይኹን።
I feel the presence of the holyspirit 🙏
" ፍርቂ ለይቲ ምስ ኰነ ድማ፡ ጳውሎስን ሲላስን ንኣምላኽ እናለመኑ ብዜማ የመስግኑ ነበሩ። እቶም እሱራት ከኣ ይሰምዕዎም ነበሩ። 26 ብድንገት ድማ፡ መሰረት እታ ቤት ማእሰርቲ ኽሳዕ ዚናወጽ፡ ብርቱዕ ምንድቕዳቕ ምድሪ ዀነ። ብኡብኡ ኸኣ ኲሉ እቲ መዓጹ ተኸፍተ፡ ናይ ኲላቶም መቓውሕውን ተፈትሔ። 27 እቲ ሓላው እሱራት ምስ ተበራበረ ኸኣ፡ መዓጹ እታ ቤት ማእሰርቲ ተኸፊቱ ረኣየ። እቶም እሱራት ዝመለቑ መሲልዎ ድማ፡ ሰይፊ መሊሑ ርእሱ ኪቐትል ደለየ። 28 ጳውሎስ ግና፡ ኲላትና ኣብዚ ኣሎና እሞ፡ ኣብ ርእስኻ እከይ ኣይትግበር፡ እናበለ ዓው ኢሉ ጨደረ። ( ግብሪ ሃዋርያት 16:23-28 )
@hermonghebremichael7635
6 жыл бұрын
samri smith thank yu kidmi 5 amet share gerikiyo eziqal amilak bi etsifitata nabaki yiqreb
@akberetyemane7641
3 жыл бұрын
Ata hawey buru amlak zbarekeka ab zelekumo selamn tsnatn yahebkum nakum zasere mokuh aseber bselam btanakum ktwetsu neti lewaa amlakna nlmuno
@solona2000
3 жыл бұрын
Ameenn..!!! The same blessing goes to you abundantly . Praying is the solution of every bondage ..
May God bless you more dear Doctor tekleab bror, May lord be with you! Thanks god.
God bless you kibue kal
simply amazing,wonderful&powerful preaching. may the Lord our God bless Eritrea!
@frehiwotbruce8991
6 жыл бұрын
Girmawi Eagle ,
ብሓቂ ኣምላኽሲ ተዛሪቡ ኔሩ እዩ፥ ሰብ ግን ምእዛዝ ኣብዩ፥ ኣምላኽ ዘቕልብ ልቢ ይሃበና ነጺ ጽሩይ መልእኽቲ ቃል ኣምላኽ ሰሚዕና ክንእዘዞ።
ተከላኣብ ሃወይ ብፍቃድ ጎይታ ተፈትህካ ዳግም ንጎይታ ከተገልግሎ ኣብታ ዝኣበናላ ምስኩሎም ኣህዋት ምሳካዘለዉ ኩሎም ጎይታ ይባርክካ
@user-rw5bo5yn1w
2 жыл бұрын
ካህን ኢዩ
Glory to Heavenly Father, Glory to Lam and Glory to Holy Spriti. God bless you.
ኦኦ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ብምሕረትካ ንልምነካ ኣለና ስለዞም ንጹሃን ምሕረትካ ኣዝዘልና። ተኽለኣብ ሓወይ ካብዚ ዘከካዮን ዘለኩሞን ጸልማት መዋጽኦ ይፍጠረልኩም እግዝኣብሄር ይኣክል ይበለልኩም
@almazteclemariam8314
4 жыл бұрын
😬😬☺😍😍☺🤣😍😅😅🤣🤣🤣🤣😅😅🤣🤣🤣🤣
Our beloved and blessed father may God be w u all the hole time we love you u are hero 😇😇😇🤞❤❤❤❤❤
ኣመን ኣመን ኣመን ቓልሂወት የስማልና ናይብሃኪ ኣምላክ ጸጓኡ የብዝሃልካ ነዚ ቪዶ ኣኪብካዮ ብምጽናካ ኣምላ ኣብ ኩሉ እትገብሮ ኣወት ይምነየልካ ሃወይ !!!
Amen Amen . You r blessed. Amlak kabti zelokayo yewtsika. Amlak gize alewo nekulu
Oh almighty Lord bless our country your preaching is realy touched me father Teklab May the grace of our Lord be with you.
ብሓቂ ጎይታ ደጋጊሙ ብዝተፋላለየ ተዛሪቡና ንሕና ግን ኣይተኣዘዝናን: ጎይታ ተኣዛዚ ልቢ ሃበና።ፍቁር ኣቦና ቀሺ ዶ/ተኽለኣብ ኣብቲ ዘለኻዮ ረዲኤት ጎይታ ኣይፈለኻ።
Amlak ybarek, slezi kudus kal. Amlak ybarka fkur hawna.
Abotatey nskum nxuhan. Deqi egziabher eu fetari kea asbkum aezizu kfedyekum eu. Neana dea nezom hatiategnatat deqkum abta xelotkum zekurna Amen. Fetari kabti zelekumo mewaxio yfterelkum Amen
ሓውና Dr. Tekleab ጎይታና የሱስ ይባርኽካ። ኣብ ዝሃለኻ ሀሉው እቲ እሙን የሱስ ጎይታና ወዲ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን። ኣምላኽ ይመስገን ። ኣሜን ።
Right now after 21 years,we have that problem. We are really under difficult situations Pray for Eritrea Amlak mlesena bejaka
ኣምላኽ ይባርኽካ
ኣምየን
ኣንታ ቡሩክ ናይ ኣምልክ ሰብ ጎይታ ኢየሱስ ይባርካ ኣቢ ሰራህ ጎይታ ሰርህካ ኢካሞ ሰንሰለትካ ይብተክ
Praise the Lord for man of God
Dmsti igziabiher lomi tesfayusedidu meqawhkum ysbero gota amennnnnnnn
Amen amen 🙏 abona
Nay bihaki aby tmhrty: Amlak ybareka♥️
ጎይታ ይባርካ
God bless you
አሜን ብሩክ ሓወይ እግዚአብሄር ኣምላክ ምረትኩም ይጠምት
We miss you our fathers May god bless you
Betami zeftowo menfsawi aboy goyta yeberka ❤️❤️ salkum ksab hege be hiwet aloku nay Lomi wengel.... Eigeden
Kemey. Aleka keshi dr Tekleab amlak ybxahka nkulukum memharan behaki Jeganu nay semaywi habti yhabkum
You are so faithful slave of God all the time in my heart bless you blessed.
@hermonghebremichael7635
6 жыл бұрын
Simrate Weldeslase amen haweyy nizi tifelit nisika eka
Amennnnn
Selam egziabher ab zelekayo msaka ykun
😢😢😢❤❤❤😢😢😢❤❤❤ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይከኣልኩን፡ ኣይከኣልኩን በቃ! ወትሩ ምሳና ጀጋኑ ዉሉዳት።😢😢😢❤❤❤
egzabhier amlak mesaka yekun abona doctor teklab hanti mealti ala goyta yesus ab hagerna berhan zewejela ab kereba thanks lord Jesus Christ I love you ma god Amen
Amen tebark
God bless you bra
ኩሉ ግዜ ፍቕርን ትሕትናን ዝመልአ ዘጸናንዕን፡ገጽ ኣምላኽ ዘጠምት፡ መንፈስ ኣምላኽ ዘለዎ ቃል።ኣብቲ ዘለኹሞ ኣምላኽ መመሊሱ ጸግኡ ይብጽሓልኩም።We miss you.❤❤
❤❤ ዘይርሳዕ ቃል እግዚኣብሄር ጐይታ የሱስ ይባርክካ ኣቦና
❤❤❤❤
እግዚአብሄር አብዘለካዮ ምሳካ ይኩን
Amennnnnnn....
ኣሜን! ኣምላክ ይክበር ስለቲ ዋጋ ትከፍሎ ዘለካ ብሩክ ሓው።
I Miss you .
Amen haleluyaa ne Egzabiherr goyta zehgus hade eba ay seanen yekowen amelak beti abi mertu ytametena amen!
ሕጂ ውን እግዚአብሔር ይዛረብ ኣሎ 2023
waww amen aemen
ሓደ ካህን ዝበለኒ ዕላል ዘኪረ ናጽነት ምስ መጸ ቤተክርስቲያን ምስ ከድኩ ፈርሓ ሰብ ስእነ ተመሊሰ እልኒ በሓቂ ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና ቃለ ሂወት የስመዓልና
gota yesus emun ey amlak Daniel ey amlakna hanti mealti awet alo
Doktor bruk getskum knrie nnafik alona. Ab zelekayo Tebarek 🙏🌺🌺🌺🌺
God bless you.
AMEN DOCTOR....
Egzabiher amlak mewaxo yfterelkum dokter (keshi) teklab
GOD BLESS U DOCTOR TEKLEAN,REALLY... REALLY UR MESSAGE TOUCHED MY HEART...DEEEPLYYYY...
Buruk agelgali km zaeteaserka ika bsbketka nbarek alena zemenka ybarek
I wanna change my life god pls help me
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን፡ ዝኾነ ሰብ ናይ ሓው ተኽልኣብ ስድራቤቱ ከራኽበኒ ዝኽእል እንተ ሃልዩ ኣምላኽ ሰማያዊ በረኸቱ የውሕዘልኩም
yesus goyta hagerna hzbna bark fkrn selamn awrdelna nhawna kea abzelewo selam
Amen
ኢዋይ ቡሩኻት ኣቦታት ንሕና ኢና ተበዲልና እስኹም ዘይምህላውኩም ኣብዚ ኣሎ ስብከት ገሪምኒ ተመሲጠ ሰሚዔዮ ኣምላኽ ኣብዘለኹሞ እቲ ዝተአመንኩሞ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጸጋ የብዛሓልኩም ኣቦታተይ
Lprd have mervyyy
Nay emnet jeganu abotatnna aklil hywet aleku. Bhaki zezez lbi yhabena
AMAZING AND GRACEFUL MESSAGE ABOUT OBEDIENT HEART.
@sabrinaymen1622
6 жыл бұрын
Amennnnn
Entay kibil ewanawi melikti ni hizbi Amlak Bhaqi Menti amlak zieseru bitsuat eyom Hawey Teklab Bruk eka Aklil Hiwet Tedaliu ab Semay yitsibeyeka alo Godbless you and all your house hold.
Ezia mejemeri tselot nay Dr tekleab eba. Tsehafiluna aziya marikatiniy
@teamet.ghebru277
3 жыл бұрын
I hope this is not too late ዎ እግዚኣብሔር ጉባኤና ከንቱ ምትእኽኻብ ምእንቲ ከይከውን ኣብ ማእከል እዚ ጉባኤ’ዚ ብቅዱስ ቃልካን ብቅዱስ መንፈስካን ክትራኸበና ንጽልይ ኣለና ዎ እግዚኣብሄር ብዙሕ ክንብል ይከኣል እዩ፡ ካብ አእምሮ፡ ካብ ኣፍ ፡ ብዙሕ ክቅዳሕ ይከኣል እዩ እግዚኣብሄር ብሓቂ ግን ንስኻ እንተዘይተዛሪብካ ዎ ኣምላኽ ነብስና ካብ ቅድሜኻ ከይተረፈ ክትወጽእ እያ እሞ ስለ ስምካ ክትብል ነዚ ጉባኤ እዚ ከትንዕቆ’ሞ ክትዛረቦ ንጽልይ ኣለና ዎ እግዚኣብሄር ብሓቂ ንስኻ ሓንሳእ ክትዛረብ ንሕና ድማ ክልተ ሳዕ ክንሰምዕ ንስኻ ብዙሕ ክትዛረብ ንሕና ድማ ብዙሕ ክንዓቁር ንስኻ ብዙሕ ክትዛረብ’ሞ ዎ እግዚኣብሄር ንሕና ድማ ብዙሕ ክንእዘዝ ክትረድኣና ንጽልይ ኣለና ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ ምሳና ክሓብሩ ንዘከኣሉ ፡ ግን ነዚ ጉባኤ’ዝን ነዚ ቃል’ዝን ዘፍቅሩ ብዙሓት ኣወዳትን ኣዋልዳን ፡ ብዙሓት ኣቦታትን ኣዴታትን ዎ እግዚኣብሄር ንዝክሮም ኣለና’ሞ ከምቲ በዚ ስጋ ኣእምሮ ዝዘከርናዮም ንስኻ ድማ በቲ ጥንታዊ ዝኾነ ደረት ዘይብሉ፡ መለክዒ ዘይብሉ ኣእምሮኻ ዘኪርካ፡ ኣብ ዘዘለውዎ ክትረድእ ንጽልይ ኣለና ዎ እግዚኣብሄር . . .. . .ተዛረቦም፡ ኣብ ጽምዋ ክኾኑ ከለኡ ተዛረቦም ዎ እግዚኣብሄር ኣብ ትሕቲ ገረብ ከጽልሉ ፡ ኣብ ጸሓይ ክነዱ፡ ዎ እግዚኣብሄር ክጎዩን ከዕርፉን ከለዉ ዎ እግዚኣብሄር ክሓስቡካን ክርስዑኻን ከለዉ ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ክትዛረቦም ብስም ወድኻ መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ስም ንምሕጸነካ ኣለና እዚ ኹሉ ክትገብር ስለ ዝከኣለካ ተመስገን ስለ ስም ወኻ መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ንጽሊ፡ ኣሜን።
@hermonghebremichael7635
3 жыл бұрын
@@teamet.ghebru277 Thank youuuu🌅🕊🌾🌄🌅🕊🌾 Teame Hawey Kurstos Abta Timetsie Mengstu Yizekrena🌾🌳🕊🌅
Amlak kabta zeleka ya mes ahewatka mewaxso yefeterlna behaki netom sedraka hayeli yehabom
Alem netom qenuate. Ne Amlak zemesgnun aytkwenen eya .Alem ne Goyta zeytqbelet kemey ela nakum netom negzabher etgeglu kebqe Amlak mewaxo yeferlkum😢😢😢
ዶክተር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
Goyta mesakum ey brukat
Oh Abo baricka zekro zekro
@abrahamtsegay6471
3 жыл бұрын
Amen 🙌
ካብ፠በዘይ እግዚአብሔር ብህይወት ምንባር ምስ እግዚአብሔር ኮንካ ምማት ይሓይሽ❤❤❤
Sad! such incredible people had to spend their life in prison!
That was prophetic
Burukat abotatna Egziabiher maisertikum yiftah getskum nmiray nnafik. Nhina win Egziabiher sik iluna zelo gizie iyu bsenki zeymiizazna. Nsikum si mihirkum ikum meklitkum ashrifkum asbikum abi yikun. Egziabiher mihret yigberelna.
I came from tefetawi talk show
Eti n deku zeyrisie amlak ab zelekayo yihalka mewaxo yifterelka
አዘኦም ዶ ኣብ ኮንተነር መሳፈሩ ነሕና ሓጥያተናታት ከሎና
Wo Amlak nkulu etmrmrn trien ngus eka emo kulu zweredomn emnetomn rieka nsom nana dukumat kegelgun kab zelenayo azekitn shigrn kewxeunas kulu eka tkiel emo kab xebeba hara gberom abzelewo wn gasyom.
Egziabher Amlke yebrka Ewanawi melektiiii #God forgive us 😥😥😥😥 Km bezhehi mehertka Temtena .......
@kbritube4484
3 жыл бұрын
Goyta eyesus zebenka ybark Docter tekleab amlak nkulatkum ab bet maesterti selekum mequhkum hashemshem ybel1ይ ጴጥሮስ 5 (1 Peter) 4፤ እቲ ሓለቓ ጓሶት ምስ ተገልጸ ድማ፡ ዘይጽምሉ ኣኽሊል ክብሪ ኽትቅበሉ ኢኹም።
ጀጋኑ ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኤርትርራ ❤❤❤ ዓክ፧ ኣጥፊሽኩም እባ እዚ ኣረሜን ስርዓት ? ቃልኩም ግን ተስፋ የስንቀና ኣሎ ።
kemza sbket ezia tmarkeni yelan bhaki ente bsef ente bbahri entes bhawi beyenay ke zeytefetena yehwat nmeles nab goyta
@hermonghebremichael7635
6 жыл бұрын
Barba Petros neay win amena eya timarikeniy. Kichinek kelokue nezia eye disemie Dr aziyu Liuem Zikone qal amlak gedifilina ab Esiribet teatsiyu. Ezgabiher kulu zikealo Medeb alewo
ዶር እስኩም ብትከፍልዎ ዘለኩም ዋጋ ነዚ ህዝቢ እዚ እግዚኣብሄር የዕርፎ?😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እዋይ ሂወተይ ኣብ ዘበን ጀነራል ሉቃስ ዶ ምትፈጠርኪ?
ኣቦታት እምነት ጎይታ በቲ ኣባኹም ዘንበሮ ጸጋ ቤቱ ይሃንጽ፡ ወላዃ ብመዓጹ ሸላታት ተመቘሕኩም እንተሃለኹም ዕዮኹም ንምህናጻ ነብሳት ግና ህያዉ ኮይኑ ይዓዪ እዩ ዘሎ እሞ ተነቢርልኩም ዘሎ ዓስቢ ዓወት ኣብቲ ዘልኣለማዊ ቤት ሲ ምስ ሓዋርያትን ነብያትን እዩ። ጎይታ ዝኸበረልኩም ኣቦታት
Hebrews 11 (ትግ) - እብራውያን 36: ገሊኣቶም ድማ ብልግጫን ብመግረፍትን፡ ኣብ ልዕሊ እዚውን ብመቝሕን ማእሰርትን ተፈተኑ። 37: ብዳርባ እምኒ ተቐትሉ፡ ተመገዙ፡ ተፈተኑ፡ ተሰይፎም ሞቱ፡ ኣጐዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኺዲኖም ዞሩ፡ ሰኣኑ፡ ጸበቦም፡ ሓሳረ መከራ ጸገቡ፡ 38: ዓለም ንኣታቶም ዘይትበቅዕ ኰይናስ፡ ኣብ በረኻታትን ኣብ ኣኽራንን ኣብ በዓትታትን ኣብ ጐዳጕድ ምድርን ኰለል በሉ።
Amlakey kemti meten dsemaekuwos buauau meten dma kiazezeka degfeni. nbaryakha dma kemti bsmka dsqeyo zelo bsmka dma dqayu kedae ylmn aleku. tsega ab riasi tsega abo. G,b,u dr tekhleab .
@abrahamkesete4692
7 жыл бұрын
Samuel Yemane aaaakà7188
For All earih Free Bible Not business I not business woman
አዋይ ሎሚ ካ ኣ matet ንይ እስሰያስ መወዳኤ ኣቡና