Mekane Hiwet || ምሕረት እግዚኣብሄር - ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ
እግዚኣብሄር ምስዘልዕል፡ ..................እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስዘብዝሕ፡...........................
- እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስዘብዝሕ፡ ክልተ ዘይራኸብ ጫፍ ይራኸብ፡
- ኣብ ጸቢብ ደረት ደቂ ሓዉቦ ተሳንዮም ይቕመጡ፥ ምሕረቱ ከልዕል እንከሎ ኸኣ ምድሪ ብጎልጎሉ ይጸቦም፡
- እግዚብሄር ምሕረቱ ዘዕዘዘላ ነፍሲ እንዳተነጥቀት እንዳዓበየት ትኸይድ፡
- እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስ ዘብዝሕ ክልተ ዘይሳነዩ ሰብ ሓዳር ብፍቕሪ ይነብሩ፥
- ኣብ ሃገርና ንደልዮ ሰላም፡ በረኸት ብምሕረት እግዚኣብሄር ጥራይ ኢና ንቕበሎ።
Пікірлер: 51
ቃለ ሂወት የስመዓልና
ኣምላኽ ይባርኸካ ምሕረቱ የዕብዮ ሕጂ ውን ጸሓይ ጽላኩም ይግበራ ጎዳኢኹም ብሓይሊ ኣምላኽ ይርሓቅ ብሰላም ካብ ማእሰርቲ የውጽእኩም
@senaitsemere1505
2 жыл бұрын
Amen kbri namlak
ኣሜን
🙌እግዚኣቢሄር ፡ ሰናይ'ዩ እሞ ምሕረቱ ንዘልኣም ይነብር ። 🙏ክብር ባርያ ክርስቶስ ዶክተር ቀሺ ፡ ተኽለኣብ እግዚኣቤር ሕጅዉን ምሕረቱ ስለ ዘይተወደአ ምሕረቱ ወን ንዘልኣለም ዉን ስለ ዝኾነ ፡ ኣጁኻ እግዚኣቢሄር ሒዝካ ኣይትሓፍርን ኢኻ ። ዳግማይ ዘመንካ ከም ናይ ንስሪ ይሓድስ እግዚኣቢሄር ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ምስ ሓይልኻ ንበር ከም ሙሴ ።❤❤❤ 🙌🙏
አምላኸይ ዕድመ እዚ አቦ እዚ አንውሕ በጃኾ ጸሎትና ስማዓና
Amlak ab zelekayo msaka ykun doctor !!!
Semeka desegeb Temeherti Kale hewet yesemalna ,abe zelkayo Selameka yebezah
Waw ksab hji bkalkum nxenanae alona tebareku
ኣምላኽ ምሕረቱ የብዝሓልካ ቀሺ ደክቶር ተኽለኣብ
@weldaymerhu7217
4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk
God Bless you and May God be with you in these times.
kal hiwet yesmalna gbu.
አዋይ ይገርም እዩ ሕጂ እውን ጸሓይ ጽላል ኩም ይግበሮ ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏🙏😍😍
Man of Vision God bless you
Amen!
Doctor egzieabiher nihina keynitfie n10000 amet yenbirika kibri niamlak ykun GOd bless you
@hermonghebremichael7635
6 жыл бұрын
Helen Okubai wawww tebarekii amen
May God bless you
እዋይ ንሕናስ ጓሓፍ ዝኾንና ህዝቢ😢፡ ብዙሕ ክምህሩናን ከፍርዩን ዝግብኦም ኣቦታትና ንበላዕቲ ኣሕሊፍና ሂብናዮም😢። ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልኩም መቑሕኩም ድማ ይስበር....ምበር ካባናስ ተሪፍኩም ኢኹም ብሓቂ።
ኣሰይ ብሩክ ናይ ኣምላኽ ሰብ
Amennn yesus goyta eu
ብዐል እዚኦም እንታይ ከይገብሩ እዮም ! ግን ጎይት ንዐና ከምህር ደልየ እዩ ንመሃርግን አይኮናን:: ኩሉ ዝኽእል ጎይት ግን ንፅድቂ ክኾነልኩም ደልዩ እዩ ወይም ነቶም ምሳኹ ዝለው ከምህር ክምሕርኢሉ ይኸውን :: መዋፅኦ ፍጠረሎም አሜን 💕🙏🏽💕
God bless you more and more
Amen GBU
ብሓቂ ሕጅውን ጻሓይ ጽላልኩም ይግበራ ኣብቲ ዘሎኹሞ እግዚኣቢሔር ይረኸበልኩም
This is the most powerful and incredible sermon I have ever heard. God bless exceedingly!
Amlak abe zelkyo meska yekun 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
God bless you doctor you are model
ተባረክ 🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂
Dokter (aboy keshi) mewaxao yfterelka .agzabiher yftahka
Amen God bless u kale Hewitt yesmalena
Abona amlak msakum ykun
ምሕረት እግዚኣቢሔር ክርዳእ ዝኽልስ መን እዩ? ዘደንቕ ግብሪ እግዚኣቢሔር።
Jesus taught, “This gospel of the kingdom shall be preached in the whole world as a testimony to all the nations, and then the end will come” (Matthew 24:14).Oct 28, 2011
Thank you so much Dr TeklAb
egziabher aboye edka sededlom. ab zelewewo
God bless you always
Abey Kon Yihliwa Mama Askalu"🌅🌾🕊, Nezi Zimereket Ade" Tsehay🌅Tsilalikan Tsilal Mama Askalue Tukun" Amennn Amennnnn🌅🌾🕊🌾🕊🏡
@yordanosmekonen7747
5 жыл бұрын
Where is he? Is he in preson
@deaconfitsumberhanalemsegh4756
5 жыл бұрын
@@yordanosmekonen7747 yes he is in prison for more than 14 years
God bless you.
God bless you my dear 💗
And This called a gospel,
ህዝቢ ኤርትራ እዚኦም አቦታት ካብ ጎዳጉዲ ከይወጹ ሃገርና ኤርትራ ሰላም አይክትረክብን እያ ከምቲ ዮናስ እታ መርከብ ዝተናወጸት ሕጂ እውን ንሕና ንናወጾ ዘለና ንጸሊ😢😢
እየሱስ እዩ ጽላልና።
When was this sermon (preaching)????
What a lose for Orthodox Church!!! God bless ...all