No video

Mebred Media | Part One ዊንታ ሞኮነን ምስላ ዝጋጊየትሉ መድረኽ| New Eritrean show with Awet, Winta & Hannibal

Mebred Media | Part One ዊንታ ሞኮነን ምስላ ዝጋጊየትሉ መድረኽ|
unauthorized use, distribution, and reupload of this content is strictly prohibited
Copyright © Mebred Media 2020
© All rights reserved.

Пікірлер: 558

  • @regatabrha4512
    @regatabrha45123 жыл бұрын

    ወዲ ሓወቦይ ዓድመልና ናብ መድርካ ፕሊስ እንደምን ኢልካ ኣቅርበልና ምሳይ ትስማዕምዑ ላይክ ግቸወኒ

  • @hamerhamar1635

    @hamerhamar1635

    3 жыл бұрын

    ባሃቂ ማዓረይ

  • @rahelweldeslassie2320

    @rahelweldeslassie2320

    3 жыл бұрын

    Nay behaki please wedi haweboy akribelna

  • @milimili9858
    @milimili98583 жыл бұрын

    ንዓወት ዝፍቱ Like ሃቡኒ

  • @dagiBrhane

    @dagiBrhane

    3 жыл бұрын

    😘😘😘😘😘

  • @Erilul

    @Erilul

    3 жыл бұрын

    Good morning I love what is you talking I’m sorry to bother you guys do you know that you’re still talking about it and then you go to the end funnier so how do you did flicker home and talking in the blog every day and I will describe your channel and I hit the button and I’m getting a thumbs up of you guys so how do you do that by the way so much 🤩 I am ready toI have a good idea love you guys how are you better

  • @nailmerhawi5362

    @nailmerhawi5362

    3 жыл бұрын

    U

  • @eritreanproude8097
    @eritreanproude80973 жыл бұрын

    ንዜናዊ ገብረስላሴ ዝፈቱ ላይክ በጃኹም ኣና ክፈትዎ ማዓት እየ i love you ዜናዊ ሽኮር

  • @dawitkibrom112

    @dawitkibrom112

    3 жыл бұрын

    Aykemayn

  • @user-oq3wb4up8f
    @user-oq3wb4up8f3 жыл бұрын

    ዓወት በጃካንዶ ንናሆም መስተ ኣምፅኣዮ ❤

  • @khaledsuleman613

    @khaledsuleman613

    3 жыл бұрын

    Ewe awetino nay nohom afqerti bzuhat ina amxialnaa plssss

  • @medagebar9053
    @medagebar90533 жыл бұрын

    Awetey natey miss u more bro ? Awet zfetu like pls

  • @user-nm8bc8rh1i
    @user-nm8bc8rh1i3 жыл бұрын

    ፅቡቅ መድብ እንድዩ ደቂ ኤረይ ኩል ግዜ ስሓቅኩም ብዝሕ ይበል ግን ዓወታ ከይሓምም ኩል ግዜ ክከዉን የብሉን ክሓትት ጥራሕ አለዎ ትብሉ ላይክ ግጨዉኒ

  • @user-cd7rz8fx8s

    @user-cd7rz8fx8s

    3 жыл бұрын

    Gal adwa shkor behaqi ane keman kemeu kehsb xehihe gal adey 🙄🤣

  • @user-nm8bc8rh1i

    @user-nm8bc8rh1i

    3 жыл бұрын

    @@user-cd7rz8fx8s ይመችኪ ጓል ሩባይ

  • @yohanaghirmay2361

    @yohanaghirmay2361

    3 жыл бұрын

    3y Seb ywesku nsu hatati yukun 🙏

  • @gps6067
    @gps60673 жыл бұрын

    ዓወት ማራ ፍሉይ ኣላይይ መድረክ ከምዛ ዘለካያ ኣጆካ

  • @mikihadush9515
    @mikihadush95153 жыл бұрын

    ሃኒባል ምቁርርር ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ

  • @Abi-gl2bg
    @Abi-gl2bg3 жыл бұрын

    ንዜናዊ ዝፈቲ ላይክ 😂

  • @natiblack9560
    @natiblack95603 жыл бұрын

    Tomas rasta ms Wedi haweboy amxayom abzi zsemamae like

  • @roza7068
    @roza70683 жыл бұрын

    እፍ ሞይተ 🙄🙄🙄 ንወዲ ሓወቦይ ና ቶማስ የማነ ክተምፀአልና ተስፋ ንገብር ❤❤❤

  • @user-nr7ev1ow6e
    @user-nr7ev1ow6e3 жыл бұрын

    ኣቲ መን ኢኪ ሻሕኻር እቲ ክሰድክስ ማዕተብ ዘይትገብርሉ። ኣነስ ዋላ ፎካስ ሻርሙጣ ትኩን ማእተብ ትገበር ጓል ደስ ኢያ ትብለኒ። ኣቅሪበ ኢየ መን ኢኪ ትባሃሊ።

  • @hagosmkem5468
    @hagosmkem54683 жыл бұрын

    ንዓወት ከመይ ገይረ ክረኽቦ ይኽአል፡ ቁጽሪ ተለፈኑ ገለ አባ ተሓባበሩኒ የሕዋት..... ብኣገዳሲ ጉዳይ አየ ደለዮ"🙏

  • @user-pm8gh2uf9k
    @user-pm8gh2uf9k3 жыл бұрын

    ንዓወት ዝፈቱ Like እስከ😘😘

  • @michaelzerie7903
    @michaelzerie79033 жыл бұрын

    ኣነስ እንቋዕ ናትኩም ኮንኩ ደስ ክትብሉ ኣምላክ ኩሉ ግዜ ሰሓቅ ይግበረልና

  • @user-ty6bx8ge9p
    @user-ty6bx8ge9p3 жыл бұрын

    ኣድነቅቲ ሃኒ የውሂን Like ርገጹ

  • @febufebu2592

    @febufebu2592

    3 жыл бұрын

    @Tsegazeab Mesfun l mis you የዊሂን ሃኒ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ እዮም

  • @mtprodacion3777
    @mtprodacion37773 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ'ዩ ኣጆኹም ቐጽልዎ ንክብረት ኣማረን ሳሮን ነማርያምን እንተ ተምጻኣልና ክኣ ጽቡቅ ነይሩ ብዝተረፈ ጽቡቅ

  • @kisanetbirhane1882

    @kisanetbirhane1882

    3 жыл бұрын

    ቆሓይን ዓደይ ሽኮር❤️❤️

  • @nahomnahom198
    @nahomnahom1983 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ መደብ ክክክክክ ስሓቅ ቆሲልና ቅጽልዋ ዜናዊ ዓርከይ

  • @user-qm2pe1dv7o
    @user-qm2pe1dv7o3 жыл бұрын

    ሃኒባለይ ሽኮር ኣነስ ክፎትወካ ነትካ ድራማ ክትሓልፈኒ ዘይደሊ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ክፍትካ ሓፍትካ ካብ ካትግራይ

  • @user-rm5xh7jz7q
    @user-rm5xh7jz7q3 жыл бұрын

    ቃርያ በልዑኩም ግን ማይ ኣይትስተዮ ብዝያዳ እዩ ዘቃፅለካ 😍 ሙቁራት ከፍ ኣለኩ ከዓ❤

  • @abrehetbeyene7034
    @abrehetbeyene70343 жыл бұрын

    ዘይተደለኸ በርበረ ክስርንቖ ይኽእል ኢዩ መተንፈሲ ሻምብቆ ይዓጹ ሓደጉኛ እዩ ኣትጠቐሙሉ ዞም ደቀይ በርትዑ ኣዛየ እየ ዝፈትወኩም። ኣብ ዓድና ዓበይቲ ምያውያን ኮንኩም ክንሪአኩም ኢና ❤️ ኣምላኽ ይባርኽኩም።!!!!!

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom59133 жыл бұрын

    ኣታ እስኩም ደኣ ትህሰዩ ኣለኩም እምበር ንሕናስ ግርም ንስሕቅ ኣለና ክክክክክክክክ።

  • @HAN-lx1nh

    @HAN-lx1nh

    3 жыл бұрын

    ንስኻ ትስሕቅ ኣለኻ ንሶም ከኣ ገንዘቦም የእትው ኣለው

  • @berhanegaletigray264
    @berhanegaletigray2643 жыл бұрын

    ዋውውውው ሽኮርናታት ደቅ ኤርየ እግዛብሄር ፅጋኡ የብዝሓልኩም

  • @loveislove5857
    @loveislove58573 жыл бұрын

    ዓዊታ ወዲ ትድነጉየና ኣለኻ እዛ KZread ካ ኣብ ሓጺር ግዜ ብዙሕ ተዓዛቢ ረኪባስ ኩረብ ትዝሕለና ኣለኻ ብጣዕሚ ዝድነቅ ደስ ዝብል ጸወታ እዩ

  • @Henokghrimay
    @Henokghrimay3 жыл бұрын

    ንዊንታ ዝፈቱ እስከ ገለ በሉኒ

  • @gualmassawa3288

    @gualmassawa3288

    3 жыл бұрын

    Kemey malet

  • @kuluhalfayeyu180

    @kuluhalfayeyu180

    3 жыл бұрын

    ገለ ኢለካ በል ሓወይ

  • @Henokghrimay

    @Henokghrimay

    3 жыл бұрын

    @@gualmassawa3288 አዋ ኣድንቆትኮም ግለጾ

  • @Henokghrimay

    @Henokghrimay

    3 жыл бұрын

    @@kuluhalfayeyu180 ኣድንቆካ ገለጽ

  • @BERIEHAWINITU

    @BERIEHAWINITU

    3 жыл бұрын

    ዊንታ ሽኮር

  • @iioveyoufggg135
    @iioveyoufggg1353 жыл бұрын

    እውይ ደስ ኪትብሉ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @user-tx3dl6zs5v
    @user-tx3dl6zs5v3 жыл бұрын

    ዋውውውው ሃኒባል ሽኮር ኣነስ ክፈትዋ ዊንታ ከማን ዉድድ ዓወት ፍሽክታ ኣመሉ ♥♥♥

  • @mdstudio6056
    @mdstudio60563 жыл бұрын

    ናይ መጀመርያ ተኻታታሊ የሞ ላይክ ኣግጭው ኣቢልኩም ሕለፉ ሓላላት

  • @mussiemesfun1941
    @mussiemesfun19413 жыл бұрын

    1 ወድ ሓቦቦይ 2 ስውርቲ ስፈት 3 4 ኣዛደላ

  • @habenmehar

    @habenmehar

    3 жыл бұрын

    Dlelta

  • @goghkhk8091

    @goghkhk8091

    3 жыл бұрын

    ስውር

  • @user-fr8jl4my3g
    @user-fr8jl4my3g3 жыл бұрын

    ይቅርታ ዊንታ ሓፍተይ ንምንታይ ግን ማዕተብ ዘይትገብሪ ክሳድኪ

  • @yonatanbokray9368

    @yonatanbokray9368

    3 жыл бұрын

    Entay yetweka eba

  • @samarahalie9125

    @samarahalie9125

    3 жыл бұрын

    @@yonatanbokray9368 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @johnmichael5985

    @johnmichael5985

    3 жыл бұрын

    Entay yemlkatki

  • @kbrinegzabherykun8396

    @kbrinegzabherykun8396

    3 жыл бұрын

    Entay eyu emneta tfelti dikhi ?

  • @aserqdusanliqawnt8287
    @aserqdusanliqawnt82873 жыл бұрын

    ሰንበት ክርስትያን መን ኢያ? ሰንበት ክርስትያን እቲባሃል ዕለት፥ዕለተ ሰንበት(እሁድ)እያ።እዛ ማዓልቲ እዚኣ ጎይታ ሰብ ንክኸውን ኣብ ማህጸን ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ድንግል ማርያም ዝተዋሓደላ ዕለት ናይ ምድሓን ስራሕ ፈጺሙ ንሞትን መቓብርን ሲዒሩ ዝተንሰኣላ ዕለት ኢያ።መጀመርያ ዓለም ምፍጣር ዝጀመረላ፡ኣብ መወዳእታ ድማ ዓለምን ኣብኣ ዘሎ ኩሉን ዝሓልፈላ ዕለት ኢያ።ኣብዚ ዝተላዕለ ቅዱስ ዮሓንስ"ማዓልቲ ጎይታ"ኢሉ ጸወዓ(ራእ1፣8)። kzread.info/dash/bejne/ip1_xrN9qsmdp9o.html

  • @kokobabrha1226
    @kokobabrha12263 жыл бұрын

    ዓወተይ ጽቡቅ ስራሕ ናይ በሓቂ ኣብ መጻኢ ን ቶማስ ን ሉል ቴድሮስ ኣምጸልና pleace

  • @Gal_eri3441
    @Gal_eri34413 жыл бұрын

    Siku (rasta) and Lul Tedros amxealna 🙏🏽🙏🏽

  • @wedihalay6011
    @wedihalay60113 жыл бұрын

    ዓወታ ሺኮር ዝፈትዎን ዝድንቖን ተዋሳኢ ሃገርና እንካዕ ብሰላም መጻኩምና

  • @mulugetabrhane2053
    @mulugetabrhane20533 жыл бұрын

    I can't control ma laughing when awet spilt away the perpare from his mouth. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @milimili9858
    @milimili98583 жыл бұрын

    ደቂ ኤሬያ ሽኮርርርር እንኻዕ ብሰላም ምፃኩም

  • @user-bw9pp2gu1f
    @user-bw9pp2gu1f3 жыл бұрын

    *ዊንታ ሽኮርር ፍሽክታ ኣመላ* እዞም ተዋሳእቲ ሃገርና ኣይጠዓመቶምንን ቀንያ ብ ካንፓላ ብማይ ምግጫብ ጠሲጢሶም ብዚ ከኣ ሱስ ይብሉ ኣለው

  • @kbrinegzabherykun8396

    @kbrinegzabherykun8396

    3 жыл бұрын

    Nmen msteamo ktiemom .

  • @user-km8kt3si8l
    @user-km8kt3si8l3 жыл бұрын

    ክክክክክክክ እዋይ ዓመት ትረክቦ እንዳ መጥሓን መሲሉ ቦኾኽታ ግን ምስ ኩሎም እንዳ ተቀፃዕካ ከትቃፀል እበር ንዓናስ ፅቡቅ መዛናግዒ ነይሩ

  • @milimili9858
    @milimili98583 жыл бұрын

    ሚሊ ካብ ትግራይ ሓፍቱኩም እዩብጃኩም ብርብር ኣይትቃዓሙ ክይትስርንቁ ሕማቅ እዩ ዓወት ሓወይ

  • @herihermon7274
    @herihermon72743 жыл бұрын

    GBU deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-sk4fm8ez3d
    @user-sk4fm8ez3d3 жыл бұрын

    ዊንተይ ክትምቅር ኮይና መጽያ ገለዓይነት❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌🌍

  • @user-ss4kk1yh5e
    @user-ss4kk1yh5e3 жыл бұрын

    ገላዓይነት ጸወታ ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ ኣጆኹም የሕዋት ኣሓት ኩልኹም ኣቀጻሊ ወዲ ሓወቦይ ኣምጽዎ ምስ ክብረት ወዲ ሓወበይ

  • @aduhabeshawit1012
    @aduhabeshawit10123 жыл бұрын

    ዓወተይ ናይ ባሓቂ ሮጊድካ ቀኒካ ግን ሓታቲ ይኹን ትብሉ 👇 💝💝👍

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom59133 жыл бұрын

    ክክክክክክ ዓወት ሓወይ ሃሴሙካ ሎም መዓልቲ ክክክክክ

  • @zawdenaentertainment6040
    @zawdenaentertainment60403 жыл бұрын

    ይሕዋተይ ከመይ ኣለኩም ናፊቀኩም እኮ በቃ ከማይ ዲኩም ናፊቁምኒ ኣብ ስራሕ እየ ዘለኩ 😏😏🥰

  • @user-wh1sd6yj6r
    @user-wh1sd6yj6r3 жыл бұрын

    ኬፍ ኣለኩም ጅቡዓተይ ኣድናቂትኹም ሓፍትኹም ካብ ትግራይ❤❤❤❤

  • @wediweldemichael4279
    @wediweldemichael42793 жыл бұрын

    ዋዋዋዋ መዛናግዒት መደብ አያ ቀጽልዎ ዓወት ጽብቅቲ መዛናግዕት አየ እብ ዝቅጽል ልዋም ተድሮስ ኣን ወዲ ሓውበይ ን ኣምጸኣልና ግድን ኣይትረስዕ Thanks man

  • @mihretyirdaw7996
    @mihretyirdaw79963 жыл бұрын

    ዓወተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ❤❤ ሰሓቕ ቀቲልኩምና ብኡነት😂😂

  • @misganahaile6969
    @misganahaile69693 жыл бұрын

    kkkkk ዓወት ኮ ለሚድዎ እዩ

  • @milimili9858
    @milimili98583 жыл бұрын

    ስራሕኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብለ እዩ ግን እዛ ብርብር ግን ሓንቲ ማንካ ትትኮን ይምርፅ ዳሓር ጉዳአት ክይብፅሕኩም ብናተይ ሪእቶ እዚኣ ትምስል

  • @user-gz9iv6uh6q
    @user-gz9iv6uh6q3 жыл бұрын

    Welcome ደቂ ሓላል ምረት I love you

  • @godisgood7085
    @godisgood70853 жыл бұрын

    I am in love with this show ....keep it up the good work

  • @meramera8234
    @meramera82343 жыл бұрын

    N ሜላት(ሩታ ስዉር ስፌት) ወዲ የሕፈሮም ኣምጻኣልና

  • @user-cq2xj8fe2z
    @user-cq2xj8fe2z3 жыл бұрын

    ዊንታ ዓይነይ ሃኒ ስብኣየይ ኩሉኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤሪይ ንፈለማ ቀደመይቲ ጽሕፍ ዘለኩ like ግበረለይ👍

  • @matistudio596

    @matistudio596

    3 жыл бұрын

    ይቅረታ ሃኒ ትሑዝ'ዩ።

  • @robi7719

    @robi7719

    3 жыл бұрын

    ላዩክ ህበኪ ኣሎኪ ሓደራ ላዩክ ክልምን ኣብ ዝራኣክኒ ዕዳኪ ምለሲ እኪ ረግጽክኒ ኣይትሕለፊ ።

  • @ykistudio44

    @ykistudio44

    3 жыл бұрын

    Hani thuz eyu gn ane alekulki gal Tigray shikor🥰😅.

  • @user-cq2xj8fe2z

    @user-cq2xj8fe2z

    3 жыл бұрын

    @@robi7719 😂😂😂😂😂😁😁😁😃 ክክክክክክክክክክ እሺ ዝያዳይ ክምልስየ ልቅሐይ😂😂

  • @user-cq2xj8fe2z

    @user-cq2xj8fe2z

    3 жыл бұрын

    @@matistudio596 እታ እንታይ ጌረካ ናተይ ክኮነለይ እየ ላበልኩስ ስካ ትሑዙዩ ትብለኒ እረ ግደፍ ግደፍ ግደፍ ፈተና በጃካ ሕማቅ ክስምዕ ኣደልን ካብ ሃኒተይ ናተይ ናይ በይነይ

  • @mereali9536
    @mereali95363 жыл бұрын

    ዓወት ሰብይትካ እባ ኣቅርብልና. ማራ እየ ዝፍትዋ ሰብይትካ

  • @missufamily28

    @missufamily28

    3 жыл бұрын

    Abey diya zela 😂USA

  • @user-uy8vh5iz5h
    @user-uy8vh5iz5h3 жыл бұрын

    ሰሓቅ ርሒቅና ዝነበረ ስሒቅና መደብ ንቀደም ዘይኮነ ግን መድብ ንህደም ምሓሸ

  • @siemwell2284
    @siemwell22843 жыл бұрын

    ዜናዊ ውሉድ 1991 l like u .....

  • @mahderbrhane9117
    @mahderbrhane91173 жыл бұрын

    ዓወት ግን ክቅጻዕ የብሉን ኩሉ ግዜ ስለ ዝሳተፍ ልቡ ከይተቃጽልዎ ዋ

  • @elshadaimesfun9604
    @elshadaimesfun96043 жыл бұрын

    እቲ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ እቲ መልሲ ከኣ ተደጋጋሚ ኮይኑ። (ርኢቶይ እዩ ይጻረፍ የለኹን)

  • @dejenhans3899
    @dejenhans38993 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢየ ይፈትወኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ

  • @hjuyuu8027
    @hjuyuu80273 жыл бұрын

    ኣሰይ ተፈተውቲ አሕዋተይ ከመይ ድየ ዝፍትወኩም ናትኩም ፊልምታት ብታኤሚ አዩ ደስ ዝብለኒ ሀኒ ስውር ስፋት ፊልምካ ደሞ bataemi ደንጉያትና አላ ብዝተረፈ ሰላምን ጤናን ናአኩም ካብ ሓፍትኩም ጎል ትግራይ

  • @user-tu4tw2pd5k
    @user-tu4tw2pd5k3 жыл бұрын

    ኣሕዋይ መደብኩም ጽቡቕ ፡ መዘናግዒ ፡ግን ናይ ማይ መስተዪ ተጠቐሙ kubaya maletey eye , ንጥዕናኩም እየ።

  • @abishishay87
    @abishishay873 жыл бұрын

    Awet hawey bteami xubuq azangai eyu ab zmex bejaka n meron wedi and n saron nimarim amxalna abzi zsemema like deqi Erei

  • @user-ii8jh4nk8s
    @user-ii8jh4nk8s3 жыл бұрын

    1ይ**1080 2ይ**ደለልታ 3ይ**ስውር ስፌት 4ይ**ኣዛዴላ ንሓቂ ዘይንነብር ጊን ሕቡሽ ስኩፋት😂😂😂😂😂

  • @fifififi6815
    @fifififi68153 жыл бұрын

    Wedi haboby and kbret amxelna awet hawey I love u❤️🇪🇷😍

  • @muluerasta_7906
    @muluerasta_79063 жыл бұрын

    Btami xebuk medeb, Gn melsi gele btami aytmlusun alekum Eti medeb shabi mentan kikewin kitmlusu alekum. 🥰❤️ bruk qedame senbet yibrelna.

  • @binyame45
    @binyame453 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ መስሓቅ ፕሮግራም

  • @samiboy31
    @samiboy313 жыл бұрын

    Xbuk medeb Ahwat kexlwo Thank you

  • @Erilul
    @Erilul3 жыл бұрын

    I love what you’re talking and laughing that that’s wonderful that’s what I love more of mine of youYou are so the best at talking I love what you’re doing I love your pop socket I love your stuff you’re talking and you are the best sibling so I like what you’re talking

  • @tesfalemtsegay7937
    @tesfalemtsegay79373 жыл бұрын

    ጽባሕ 10 ሰዓት ሽቃቅ ከይ ትሕዙ።

  • @sehaktvi600
    @sehaktvi6003 жыл бұрын

    ከም ሓሳብ ኣብ ክንዲ ሓርጭ ሓመዂሽቲ ተትገብቱ ምበልኩ ከም ናተይ ሓሳብ ኢዩ

  • @giederafar9634
    @giederafar96343 жыл бұрын

    Maashallah welcome deki erey 🇪🇷❤️ 🙏

  • @freedomlife780
    @freedomlife7803 жыл бұрын

    ዓወት ዓወት ከይ ትሓመና በጃኻ 🤛🤛🤛

  • @mileynatey6286
    @mileynatey62863 жыл бұрын

    Kef alekum deki eri shakorinatat love you and luwam tedros and tomas rasta amxluna bejakum awet shakor

  • @user-zl9ud8dz7c
    @user-zl9ud8dz7c3 жыл бұрын

    🇻🇳ዋንትይ ስውድሽ አኮ ልዝልልም ንርልኝ 🙏🙏🙏 🙏🙏🙏

  • @AhmedMohammed-eo6or
    @AhmedMohammed-eo6or3 жыл бұрын

    ብጣዕም ሃርፍ ዩኡ ቀፁሉሉ ሹኮርናታት

  • @bethelhemchannel6127
    @bethelhemchannel61273 жыл бұрын

    ዊንታ ጽብቕቲ ንምንታይ ነብስኽ ዝሽፍን ክዳን ኢንተ ትኸደን ኢንታይ ይጎድለኪ ፡ ልዕሊ ኹሉ ንኽብረትኪን ንኽብረት ሕብረተ ሰብኪን ኣብ ግምት ብም ኢታው ኢንተ ትጉዓዚ ብብዙሓት ህዝቢ ተቀባልነት ነረኸብኪ ፡ please ሃብት ህዝቢ ምዃንኪ ተረዲኢ።

  • @ntshtenutshan2654

    @ntshtenutshan2654

    3 жыл бұрын

    Asmirelka aleku

  • @ntshtenutshan2654

    @ntshtenutshan2654

    3 жыл бұрын

    Asmirelka aleku

  • @merhawitandehamanot7604
    @merhawitandehamanot76043 жыл бұрын

    Selam ftwat snetbebawyan hagerna. Btaemi xbuk azenagaei medeb eyu. Awet hawey. gin bahlna kankana nhalu. Mitmita zeykone guee eyu zbehal. Thanks

  • @haykelberhe3325
    @haykelberhe33253 жыл бұрын

    Weayyy eskum si enqua natna konkum deki eri xebukat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋💋

  • @Ben-xw3sp
    @Ben-xw3sp3 жыл бұрын

    Kakakakaka Zenawi yahooo kief alekum so qexlo ata wedi 🙏🏻❤👌❤🤙

  • @furyfafi5658
    @furyfafi56583 жыл бұрын

    We'll come deki erye 🇪🇷 ❤❤❤

  • @amangirmay8339
    @amangirmay83393 жыл бұрын

    Awita u are brilliant and funny just keep going the good work

  • @yosanhabtom51
    @yosanhabtom513 жыл бұрын

    Waww ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ዘይብሎም ዕዳ

  • @girmayabadi
    @girmayabadi3 жыл бұрын

    Oh my God guys I'm so happy today with guys 😁😁😁❤❤❤🙏💯%

  • @Grmahair
    @Grmahair3 жыл бұрын

    Nhaki tsyef wedi mereat men alo kemaka Biteweded!!!!!!! Dhri krstos bejay hiwetu zwefeye nay lbey jgna 🇪🇷💪😘

  • @amlesethaile792
    @amlesethaile7923 жыл бұрын

    Mukurat anes mera eye zeftewkum wintu shekor ❤️❤️❤️

  • @user-yh3bb3gu8z
    @user-yh3bb3gu8z3 жыл бұрын

    ተው ትግርኛ አስተምሮኚ

  • @habtegebru5601
    @habtegebru56013 жыл бұрын

    Btami well your program so keep it up

  • @Snitey-n1n
    @Snitey-n1n3 жыл бұрын

    ዊንታ ታይ ኮይና ማዕተብ ዘይብላ? ይቅርታ ግን ንኩልኩም የድንቀኩም የ ኣብ ኩሉ ትገብርዎ ስራሕ።

  • @helenmike5644

    @helenmike5644

    3 жыл бұрын

    sile zeydeleyet ...bhayli diyu

  • @Snitey-n1n

    @Snitey-n1n

    3 жыл бұрын

    @@helenmike5644 ሓደ ሰብ ክርስትያን እንተ ኮይኑ ማዕተብ ክገብር ግድይትኡ ዩ።

  • @helenmike5644

    @helenmike5644

    3 жыл бұрын

    @@Snitey-n1n ztefelalye aynet christian alo, catholic alena kenish, pente ...maeteb sile zigeberka tray aykonkan christian tbhal

  • @Snitey-n1n

    @Snitey-n1n

    3 жыл бұрын

    @@helenmike5644 ዶ እሺ ጋለይ ዞም ኩሎም ዝጠቀስክዮምሲ ኣብ ውሽጢ ክርስትያን ኣለዉ ማለት ድዩ? ኣነስ ሓንቲ ክርስትያን የ ዝፈልጥ

  • @helenmike5644

    @helenmike5644

    3 жыл бұрын

    @@Snitey-n1n Sile zeytemeharki yikewin.....christian entay malet diyu

  • @Chicharito-wj5ti
    @Chicharito-wj5ti3 жыл бұрын

    ሓንቲ ብያጆ ተሪፍትካ ዓወታ ኣቡ ከላም 😂😂

  • @fevenweldy2552
    @fevenweldy25523 жыл бұрын

    ኩሉ ረኣዮ ኢዚ ቪዲዮታት ግና ከምዚኦም ገሩ ዘስሃከንን ዝሰሃበንን የለን ናይበሃኪ ደስ ትብሉ፡ዓወታ ከኣ ከምዚኦም ጆከራት ዝኮኑ ኣምጻልና ብዘይ ምግናን ክንደይ ጊዘ ደጋጊመያ ብታሚ ደስ ዝብሉ

  • @QwerQwer-im7lv
    @QwerQwer-im7lv3 жыл бұрын

    ንሜሮ አባ አምፃአዮ ማለቴ ንወደሓወበይ ዓወተይ ሸኮር

  • @ntshtenutshan2654

    @ntshtenutshan2654

    3 жыл бұрын

    Please please please please 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-ms6du5ob2c
    @user-ms6du5ob2c3 жыл бұрын

    ዊንቲ ሽኮር ያኩልክይም ከፍ ኣሎኩም ኣይትጥፉኡናስከ ዓዊታ ነብስኩምደኣ ትቀጽዑ ኣሎኩም እምበር ንሕናስ ንስሕቅ ኣለና እሞ ጹቡቅ ምውደብ

  • @brutukanmeles8199
    @brutukanmeles81993 жыл бұрын

    Winteyyyy shikorr❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @onelove-fd4hs
    @onelove-fd4hs3 жыл бұрын

    ዋው መደብኩም ክፍተወካ ኣጆኹም ቀጽልዎ

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam58643 жыл бұрын

    Abey qenkum ba መሻቐልቲ😂❤

  • @filmonkibrom1887
    @filmonkibrom18873 жыл бұрын

    Wintey i miss u so so so much Ati mekseb Alem

  • @asmeri8401
    @asmeri84013 жыл бұрын

    Kef alekum for real nd u guys r so emazing

  • @wedieri7570
    @wedieri75703 жыл бұрын

    Wellcome deqi eri MEBRED media tsbuq medeb awitey( zeynawi)kkkkkkqetslwo hani wintu10000like..

  • @bitowrobiwelday7286
    @bitowrobiwelday72863 жыл бұрын

    Www btami xbuk mezanagie mechem sihiqe lbey ksab zqosl i miss you deki erey 👌👌👌👌

Келесі