ማይማዮ | Maymayo (Part 5) - New Eritrean Comedy 2019 by Ghirmay Temesgen

Ойын-сауық

ሰላም ንዓኹም ክቡራት ተኸታተልትና፣ ሓምሻይ ክፋል ማይማዮ ብካልእ ዛዕባ ተመሊስናኩም ኣለና፡ ምክትታልኩም ኣይፈለየና።

Пікірлер: 959

  • @user-rw2ob7pw6m
    @user-rw2ob7pw6m4 жыл бұрын

    ሕሩመይ ኢለ መሳጢት ፍላስፋዊት ድራማ! ደራሳይ እዛ ስራሕ ክቡር ሓውና "ግርሜሶ" ዘለዎ ዝንኣድ ብቕዓቱ ኣንጸባሪቕላ እዩ። ተዋሳእቲ 100%… ዝግባእ ሞራል እባ ንሃቦም ደቂ ኤረይ !!

  • @meharitgezae1268

    @meharitgezae1268

    4 жыл бұрын

    Fetewi momona ab zhalefkwo eka mechm txenh kkkk

  • @fasikamesfun7232

    @fasikamesfun7232

    4 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂንፉዓት

  • @user-ni8kb8eo2b

    @user-ni8kb8eo2b

    4 жыл бұрын

    ኣሌኮ ዓርከይ

  • @ERIINSPIRE

    @ERIINSPIRE

    4 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/qKiGtJiTacmupaw.html

  • @noadkidane9314

    @noadkidane9314

    3 жыл бұрын

    M

  • @user-ms2xu9zc9q
    @user-ms2xu9zc9q4 жыл бұрын

    ያ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ሎማዓንቲ ናይ ኾንግራ ወረጋ መጺኣትን ማራ ታሓጉሰ ፡ንስኩም ካ ብlike ምሳይ ታሓጎሱ።

  • @meharitgezae1268

    @meharitgezae1268

    4 жыл бұрын

    Enkae feterelka hawey natey

  • @user-rr9hv3nz8t

    @user-rr9hv3nz8t

    4 жыл бұрын

    Congratulations hawey

  • @user-ql5mp4jo8l

    @user-ql5mp4jo8l

    4 жыл бұрын

    ክንደይ ኮንግራ ድዩ ዝመጸካ ነዓኻ?

  • @tekleweyniyemane2497

    @tekleweyniyemane2497

    4 жыл бұрын

    Enka yehegioseka hawey natey

  • @wilized8584

    @wilized8584

    4 жыл бұрын

    እንቓዕ ደስ በልካ ወዲ ሃገረ ወዲ ሓመደይ

  • @Wedi_eri1962
    @Wedi_eri19624 жыл бұрын

    ክክክክ ተመስገን ጎይታይ ሰበይተይ ብሰላም ተገላጊላ ኣነ ውን #ተገላጊለ ከማይ የማስልኩም #መሩቅለይ ካኣ ንዉሉደይ #የቀንየልና እንዳ #ማይማዮ

  • @fevensimna6212

    @fevensimna6212

    4 жыл бұрын

    Mehgosikha yigbero ❤

  • @mehretredwa6459
    @mehretredwa64594 жыл бұрын

    ሰሉየ በጃኩም እዛ ፍልምኩም አይትወድእዎ ስቅ እልኩም ቀፅሉዎ መወዳእታ ዘይብላ ሽኮሪናታት ደቂ ኤሬይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-qw5ge5yz2j
    @user-qw5ge5yz2j4 жыл бұрын

    ሓቅኺ!!!!!!ክክክክክክክ መትኩ ኣንታ ብሰሓቕ ከብደይ የሒምኒ። ኣይ ትሰኣኑ ደቂ ኤረይ ምቁራት።

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey7154 жыл бұрын

    ክክክ ያ ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልም ጽቡቕ መደብ ምሃርን ኣዘናጋዕን።

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57314 жыл бұрын

    *ኣዝያ ዕምቆት ዘለዋ ፊልም ኩሉ ማሕበራዊ ሂወት ፓለቲካዊ ጉዳይ ሃገርና ፍቅራዊ ሂወት ኩሉ ዘጠቃለለት ንዝሓስብ ዓቢ ትምህርቲ እዪ ቀጽልዎ ኣጆኩም ኩሉ ካባና ዝድለ ክንገብር ድሉዋት ኢና*

  • @user-ri4xf3rd6o
    @user-ri4xf3rd6o4 жыл бұрын

    በጃኹም ዓርቢ ቴስት ኣለኒ ይቅናዕካ ኢልኩም ላይክ ርገጹኒ ብር ክትብሉ ታሓጎሱ

  • @sanireynatey2537

    @sanireynatey2537

    4 жыл бұрын

    Nay mntay Fetena nay arat, mekina, tmrti???? Gn Awet ymneyelka

  • @henokheni1870

    @henokheni1870

    4 жыл бұрын

    Axne enber abzi mexika dika mo like tlmn wysi eti memhr bzuh like teakibka khlfeka ye eyu ilka

  • @sanireynatey2537

    @sanireynatey2537

    4 жыл бұрын

    @@henokheni1870 aygermekan nay gele sebat eko mara u zgermeka

  • @heranheran4112

    @heranheran4112

    4 жыл бұрын

    @@sanireynatey2537 ysaltelki(ka) amen

  • @officialpureentertainment741

    @officialpureentertainment741

    4 жыл бұрын

    ፍቅሪ ሓያል kab ab KZread like mlman ab Facebook ይሓይሽ ኢሎሞ። ሓቂ ዲዩ?

  • @yordanosweldeab8124
    @yordanosweldeab81244 жыл бұрын

    Bunet kem lomi giere sihke ayfeltn kemay entelo like ygbereley deki erey they make my day thanks maymyo

  • @samimehari3093
    @samimehari30934 жыл бұрын

    ሮምዮ ን ጁሌትን😍 ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ

  • @tedrosweld5184
    @tedrosweld51844 жыл бұрын

    ደርሆ ደርሆ.....ንዓክስ ብድሆ ድኣ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ርኢኻ ክምነዋ ዘይክእላ ኩሉ ነገራተን ቁምነገር ዝመልኣ 5 Part የሕሊፍና ደራሲ ግርሜሶ ምስ መሳርሕትካ ክብረት ይሃበልና🙏

  • @user-pg2pp7tt7e

    @user-pg2pp7tt7e

    4 жыл бұрын

    🤦‍♂️

  • @meronteklesenbetteklesenbe8458
    @meronteklesenbetteklesenbe84584 жыл бұрын

    ዝበዝሕ ህዝብና ነዚ ዝብሃል ዘሎ ወላ ስለ ዘየስተውዕለሉ ዘሎ አዩ ጸገምና መሊሱ ዝገድድ ዘሎ ደራሲ ግርማይ ከሕልፎ ደልዩ ዘሎ አንድሕር ይርድኣና ኣሎ ብዛዕባ (ቅዋም) አዩ አቲ ቀንዲ ኣተኩርኡ ኣብዛ ናይ ሎሚ ምስ ንዕዘብ for example ኣብ 2ልተ ኣርአስቲ አዩ ኣተኩሩ ዘሎ 1ይቲ ብዛዕባ አዚ ኣብ ገጻት fb ኣዋልድና ዝገብርኦ ዘለዋ Baby sh,,,, ዝብሃል አዩ አዚ ኣብ ጸዓዱ ዝርአ ልምዲ አዩ ብ ከመይ ይግበር አንዶ ዘይብለን የሕዋትና ግን ሱቅ ኢለን ጠኒሰ ኢለን ኣብ ገጻት fb ክጥቅዓ ትረክበን የግዳስ አዚ ጸዓዱ ዝገብርኦ ሓንቲ ጓል ከይወለደት ነዊሕ ትጸንሕ አሞ ሽዑ ናይ ኣምላኽ ነገር ኣብ ክንደይ ዓመታ ውላድ ትረክብ ማለት ትጠንስ አዚ ጸጋ አዚ ዓቢ ህያብ ስለ ዝኮነ ከም መግለጺ ሓጎሳ ኣብ ገጻት fb ጠኒሰ ኢላ ትዝርግሕ ስለዚ ግርሜሶ ክብሎ ዝደለየ ጌሮሞ ኢልና ዘይኮና ማዓስ ኣበይ ይግበር ክንፈልጥ ኣለና ክብል ኢሉ አዩ 2ይ ኣልዒልዎ ዘሎ ዝዓበየ ኣርአስቲ ክኣ (ቅዋም) ዝብል አዩ አንድሕር ነስተውዕለሉ ኣለና አዞም ሰብ ሓዳር ብ ቅዋም መሰረት ተቀይዶም ይከዱ ኣለዉ ስለዚ ሓንቲ ሃገር ወይ ሕብረተሰብ ቅዋም ምስ ዝህልዉ ብዘይ ጭቅጭቅ ብ ሰላም ሂወቱ ክመርሕ ከም ዝክአል አዩ ዝነግረና ዘሎ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ሽግር ብ ሰንኪ (ቅዋም) ዘይምህላው ሙካኑ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ አዩ ግርሜሶ ነዚ ነጥቢ አዚ አዩ ኣተኩርሉ ዘሎ ስለዚ አዩ አዛ ፊልም ፍሊቲ ኮይና ዘላ መክንያቱ ቅድሚ ሕጂ (ፖለቲካ) ብ መልክዕ ጥበብ ብፍላይ ፊልም ከምዚ ናይ ግርሜሶ ኣይተሰርሐን ተበልና ምግናን ኣይኮነን ። ስለዚ ኩሉ ግዜ ፊልም ኣብ ንዕዘበሉ ግዜ አንታይ መልአኽቲ አዩ ከሐልፍ ደልዩ ደራሲ ክንርድኦ ኣለና ዝብል ርኢቶ ኣለኒ ። በዚ ኣጋጣሚ ደራሲ ግርማይ ሓደ ካብቶም ተሰዊሮም ዝጸንሑ ከዋኽብቲ ኢካ አሞ ሕጂ ግን ብ ድምቀት ጥበብካ ከም ጸሓይ ቀትሪ ደሚቅካ ወጺክ ኣለካ ኣብታ መጻኢት ሰላማዊት ንምስርታ ኤርትራ ክኣ ድምቀትካ ኪኖ ርግአቲ ኤርትራ ክሳብ ዓለም ተዘርጊሑ ን ዓለምና ብርሃን ክህባ ሙካኑ ከይጀመርካ ንርአዮ ዘለና ሓቂ አዩ ።

  • @user-ud5fl3bb9y

    @user-ud5fl3bb9y

    4 жыл бұрын

    MERON TEKLESENBET TEKLESENBET adinkeka bruh mexae zeleka seb

  • @yohannesafewerki9672

    @yohannesafewerki9672

    4 жыл бұрын

    amlak msakum ykun deki erey kulu srahkum mahari eu zelo

  • @filmonmichael3984

    @filmonmichael3984

    4 жыл бұрын

    👍👍👍

  • @eritreanredsea9488

    @eritreanredsea9488

    4 жыл бұрын

    Agame

  • @smonfre1874
    @smonfre18744 жыл бұрын

    ናይ ጥበብ ዕድመኩም ይባርኸልኩ እንቆዕ ናትና ኾንኩም።

  • @ereyshkorasbeco4761
    @ereyshkorasbeco47614 жыл бұрын

    ኣንታ ኣወድኣኒ እንዶ እንታይ መዓት ወሪድና ዩ ወደይ ኣብ ዓራት ኣወድኣኒ ኣብዚ ኣወድኣኒ በቃ

  • @lloveyuemom7490

    @lloveyuemom7490

    4 жыл бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @abadieri8870

    @abadieri8870

    4 жыл бұрын

    Kkkkkkk awedauna da ela eko wedianana nal dneg

  • @samsomsamsom5731

    @samsomsamsom5731

    4 жыл бұрын

    ክክክክክክ ግደፎ እባ ኣነስ እቲ ቀደም ሓሪም ኒክኒክ ዘይትሕቢ እያ ትመስለኒ ኔራ ተራካስ ዘየዕገብካኒ ኢለን ይፈትሓካ ክክክ

  • @abadieri8870

    @abadieri8870

    4 жыл бұрын

    @@samsomsamsom5731 ሎሚ ዳኣ ኣሻሓት ገዘብ ውን ኣየዕግበንን እዩ 4 ሚ ተ ክትውንን ኣሎ ከምዚ ከማይ ተኮካ ድማ ቢያ ትብሃል

  • @eseyasgrmay5102

    @eseyasgrmay5102

    4 жыл бұрын

    Asbeco Cycling Team kkkkkkkkkk nay lomi film kulu aedani kkkkkkkkkk

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun72324 жыл бұрын

    ሞይተ ሞይተ ሞይተ አውይይይይይይ ማራ ኳልኩም ናይ ልበይ ትረልብዎ ብሓቂ ንፉዓት ብሓቂ ብፍላይ ዛናይ baby shawer ቡነት ብሓቂ ቀጽሉላ ገጹ ይርሓቅ ተካል ባህሉ። " በዓል ሓዳር ስለ ዝኮንኩየ" " ተረዲናልኩም ኣሎና " hahahahahahaha

  • @nolawi30com88
    @nolawi30com884 жыл бұрын

    ጽቡቅ ስራሓ፡ናይ ባሓቂ ገላጺን እዋናዊን በቲ ዘሪብሕ ምዕባለ ናይ ምዕራባዊን ኣብ ክንዲ ንቀኒእ በቲ ዘይጠቅም እና ንቀንእ ስለዚ ብጣዓሚ ጽቡቅ ይግጽል ኣሎ ቀጽልዎ ድማ ይብለኩም ብርትዑ

  • @fkrshow3896
    @fkrshow38964 жыл бұрын

    ደስ ክትብሉ ናይ ብሓቂ ሰብሓዳር ዲኩም ኣነ ግን እዛ ቤቢ ሻወር ዝበሃል ኣይቅበሉን እየ ኣይባህልናን እዩ ስለዚ ዘይትቅበልዎ ብ like ግለፅለይ

  • @jhonsamuel9904
    @jhonsamuel99044 жыл бұрын

    The acting is Gold...I love you guys..Great job !!!

  • @drardesta
    @drardesta4 жыл бұрын

    ክክክክክ ኣንታ ኣወዳኣኒ እንዶ ወይለይ ኣብዚ ኣወዳኣኒ ኣብ ዓራት ኣወዳኣኒ ጦቅ ክክክክ ብጣዕሚ እናዛናገዐት ትምህር ቀጽልዎ ውዱኣት ተዋሳእቲ ።

  • @binimesel293
    @binimesel2934 жыл бұрын

    ኣነ ከምዛ ማይማዮ ጌራ ተበራብረኒ ድርሰት የላን። ኣዝያ ብልጽቲ እናዘናገዕት እትምህር ሙዃና ኣዝየ እየ ዝፈትዋ። ተሜ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ፣ ጎቦዝ ደራሲ ኢኻ።

  • @Filipos610

    @Filipos610

    4 жыл бұрын

    ግርማይ'ዩ ዝበሃል ደራሲኣ ዓርኩ። ዘርኢ ይሁዳ ትብል Page ኣላቶ ኣብ Fb ዛንታታት ዝጽሕፈላ።

  • @fifiyeyonififi50
    @fifiyeyonififi504 жыл бұрын

    ZaDrama eko modern eko kkkkkkk Ya kemey Dye zfetwekum❤️😘😘😘

  • @tekihaile4351
    @tekihaile43514 жыл бұрын

    Hahhhhhhhhhhhh በቁባቅ ስለ ድኮነት አያ ኮሙኡ ገይራታ ኣትይሳኣኑ ደቂ አሪ🇪🇷😂😂😂🇪🇷❤

  • @mginspire
    @mginspire4 жыл бұрын

    Salute Grmieso ኮኮ ሓዳርና ኮ...kkkk great Job buddy

  • @desalegebreyohanes8616
    @desalegebreyohanes86164 жыл бұрын

    ክክክክክ ኣይፋልክን ባህልና ኣይኮነን ኢነዓል ባህለኪ ምስ ዘመና ዘይትጎዓዝ ሶልያና ሽኮር ኬፍ ዘለኩም ኣደይ ማዕረይ ናይ በሓቂ ቀይርዎ

  • @Naighikiflu
    @Naighikiflu4 жыл бұрын

    እንቧዕ ከመይ ዓይነት ፊልሚ"ያ ያኸ ያ በዓል ንስኩም ከይትመጹና እንዲኩም እንዳጠፋእኩም ቶሜ

  • @naodnegusse9923
    @naodnegusse99234 жыл бұрын

    Yo. Am telling u guys. This is by far the best comedy of the year. Got me lough ma ass out. Specially the “ Geat “ part nd how they chose the instrumental with it. Keep it going guys. Splendid work.

  • @negawedi6481
    @negawedi64814 жыл бұрын

    ብኡኖት ከፍ ዘለኩም ናይ ብሓቂ ትምስገኑ ሰባት መሃሪ Comedy keep it up

  • @merkibtv7390
    @merkibtv73904 жыл бұрын

    ዋይ ብኡነት ኣታ ዓንቀጽ አንዳ በሉ ኮ ኣንቀጾምና ክክክክ ብጥዓሚ ምሃሪ ቀጽልዎ ንፉዓት ።

  • @natieri5039
    @natieri50394 жыл бұрын

    አንቃአ ብደሃን መጻኩም ደቂ አረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @binyamsolomon1741

    @binyamsolomon1741

    4 жыл бұрын

    Xebukat feterat Edemen tenan yehabkum fetari des zabel comedy

  • @kuflomgere8738
    @kuflomgere87384 жыл бұрын

    ክትግሕትን ክትግፍትን እልካ ዶ ካላደር ይወጻእ ክክክክ

  • @sabamengsteab1240
    @sabamengsteab12404 жыл бұрын

    😂😂😂eway gate dass kbluuuu shikorenatat btaemi das zbel tmrti 😂😂👍🏼♥️😘

  • @Adha1991
    @Adha19914 жыл бұрын

    እጆኹም ቀጽልዎ ኣብ ስራሕኩም ምሉእ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ምልእ ጥዕና ይምነየልኩም፡ምስ ግዜ ትኸዱ እንዳ ኣዘናጋዕኩም ትምህሩ ንፍዓት ።

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama73084 жыл бұрын

    Kab derho zebluki bedho zeybluki geda 🤣😂❤️ Germiso hayal derasi

  • @sagikesete6262
    @sagikesete62624 жыл бұрын

    ኤፐ መግለጺ ሲኢነልኩም ቐጽልዎ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👏👏💥💥

  • @absis2760
    @absis27604 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ዓብይ መልአኽቲ ዘለዋ ኮሜዲ።ቀጽልዎ ንፉዓት ተዋሳእቲ ምስ በሊሕ ደራሲ።

  • @lifeeyobgunnerawi9313
    @lifeeyobgunnerawi93134 жыл бұрын

    Xbuk tmhrti nezen beserotat zey Kem adetaten Entay bxegamay edka ybelie hawey great job continue

  • @yonikenLERi
    @yonikenLERi4 жыл бұрын

    What a great job guys, I Literally cry 😭 you guys are making my day, it’s really funny 😁 😄 I Enjoyed the video that’s my second time writing comment on your comedy Guys, I’ve never had comment on you tube specially on .....people for You guys deserved comment, like, share, Respect ✊ stay humble and be positive. Love you guys, For me thumbs up 👍 guys for doing nothing 😂 😂

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv4 жыл бұрын

    Frist tazabay nayza viedo koyne aleku almanti👍🏾ezia elkum hlefu burukat

  • @dearmom2633

    @dearmom2633

    4 жыл бұрын

    2nd me😁

  • @afieghebrihiwet1234
    @afieghebrihiwet12344 жыл бұрын

    Xbuk srah n snetbeb hagerna araya zkewin srah counties ur works we love you Eritrea 🇪🇷

  • @mokonenyemane5409
    @mokonenyemane54094 жыл бұрын

    እዋይ ንስክምስ ድሃይኩም ኣይትሓባእ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራህ ክልቴኩም ቀጽልዎ

  • @gofarreri2094
    @gofarreri20944 жыл бұрын

    Ewayy eizi commeti msta commy diu weridu so enkae dahan mexakum mkrati ❤️❤️❤️❤️

  • @ikkanalles4097
    @ikkanalles40974 жыл бұрын

    ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ቀጽልዎ

  • @jesusislordsamenamenamen8312
    @jesusislordsamenamenamen83124 жыл бұрын

    Kkkkkkkk deqi eri shukorinatar thanks very much so keep up it

  • @dddwww1948
    @dddwww19484 жыл бұрын

    Good job guys, We, the Eritrean people need comic relief. This is way Better than stupid politics. We need more fan staff.

  • @put_god_fristnoh3549
    @put_god_fristnoh35494 жыл бұрын

    I can’t wait part 6 ............ lol 😂

  • @zenithzenith8941
    @zenithzenith89414 жыл бұрын

    ክክክክክክክ ምቁራት እዛ ደሮሆ ሲ ተመቸትን

  • @robellebasi9934
    @robellebasi99344 жыл бұрын

    Btaemi blsti srah kemzia tmesite zketatela komedy yelan please keep it up don't stop 😍✌wdeti eleya aleku kalay aresta

  • @blackson2443
    @blackson24434 жыл бұрын

    እወይ መይተ(ስሓቅ) ጉድ ረኪባ ደርሆ.

  • @siku9753
    @siku97534 жыл бұрын

    ያ ጀማዓ ሎሚ እስከ #like #like ኣግርጩው ኣብሉለይይይ ኽትሕጎሱ ከኣ ፍቅረይ ሓሪሳ ኣላ 👍🤝

  • @user-to7dt2dy5m

    @user-to7dt2dy5m

    4 жыл бұрын

    enkae ses beleka

  • @habtishitech1756

    @habtishitech1756

    4 жыл бұрын

    ሓዳሽ channel ከፊተ ኣለኩ ብዛባ business ሞራል please!!!

  • @abadieri8870

    @abadieri8870

    4 жыл бұрын

    እታይ ዳኣ ትገብር ኣብዚ ኪድ ግዓትካ ብላዕ

  • @temesgengermay622

    @temesgengermay622

    4 жыл бұрын

    @@abadieri8870 modelin eu hadaru geat yelen kkk

  • @abadieri8870

    @abadieri8870

    4 жыл бұрын

    @@temesgengermay622 ታይ ፈሊጠ ኢልካኒ ይልሙኑ ከም ሕሱም ኣቃልበሉ ጥራይ ጽባሕ ድማ ካልእ መለመኒ ሒዙ ክመጽእ እዩ temesgen ንስካ ውን ክትልምን ሪኣካ ኣለኩ ለይባ ኔው በልዎ ጽባሕ ድማ ገዘብ ክትብሉና ኢኩም ካብዚ ላይክ ተመኪርኩም

  • @Nathan_2025
    @Nathan_20254 жыл бұрын

    Lomi qne baby shower kigebir eye hahahahaha waw gele aynet deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jonasabimbi3605
    @jonasabimbi36054 жыл бұрын

    this girl so talented and the guy too awesome job guys love it we need more ..pls

  • @falfila5219
    @falfila52194 жыл бұрын

    Kkkkk yinaal bahlek ** mara kef alekum yaak, I like the way you used to sent the message to us. Kexlwoo maharn azenagaan zkone comedkum

  • @BMBM-ly3bx
    @BMBM-ly3bx4 жыл бұрын

    Kkkkkka hadarna ako modern yu andabelkum si dorho ab klte ktkorxwa mexikum do brhan gexom kemakum gieru anda mahare zezangዕ እኮ የለን grazie mille

  • @moses3400
    @moses34004 жыл бұрын

    "እሞ ዓርከይ ደኣ ገዓት... " What a great comedy!! In my opinion: You guys are number one.

  • @terryhenry5046
    @terryhenry50464 жыл бұрын

    ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነኩም፡ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ባሓቂ ማሃሪት ኢያ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሳብስክራይብ ኮሞንት ላይክ ካ ካባና

  • @serekeseleba7222
    @serekeseleba72224 жыл бұрын

    Hadar ankexat bezihwa kkkkk Continue

  • @nahomh2692
    @nahomh26924 жыл бұрын

    ሞራል እሰከ ንሃቦም ነዞም መሕጎላት ሰብሓዳር

  • @m.s1093
    @m.s10934 жыл бұрын

    ደቂ ኤረይ ብርሃን ገጾም ኣውሊዕ መወጾም እንቃዕ ብድሓን መጻኩም

  • @habtishitech1756

    @habtishitech1756

    4 жыл бұрын

    ሓዳሽ channel ከፊተ ኣለኩ ብዛባ business ሞራል please!!!

  • @wediadikala1245

    @wediadikala1245

    4 жыл бұрын

    Metkel Mehari brhan gexu

  • @liebenundhassen9131
    @liebenundhassen91314 жыл бұрын

    ክክክክክክክ አዋይ ሕልሚ ዝገብር ኣነስ ካ ሓቂ መሲሉኒ ጸኒሑ አዋይ ጥንስቲ ትገብር ኣጆኩም በሉ

  • @EriAsmara6011
    @EriAsmara60114 жыл бұрын

    ማርተይ ጥዕምቲ ድምጺ ሽኮሪናታት ጽቡቅ ትምርቲ ቀጽልዎ።

  • @misginaeyasu6260
    @misginaeyasu62604 жыл бұрын

    ክክክክክክክይ ቒድሚ ጥንሲ ሕልሚ ባ ወደይ ጊናይ ኣብ ሽቐልቀል ተንቢረካ so ጽቡቕ ሲራሕ funny

  • @fremuzberhane4956

    @fremuzberhane4956

    4 жыл бұрын

    Ajoka mareyyy bare kedndzi ay konen wedi eyash

  • @samiwediermile
    @samiwediermile4 жыл бұрын

    ተኸባበሩ ኩፉእኻ ኣይትጽላእ ካውኡ ዝከፍእ ከይመጸካ : ናይ ዓርክኽ ይገድድ

  • @wedierewedisenafe3805
    @wedierewedisenafe38054 жыл бұрын

    ደስ ክትብሉ ። ናይ በሓቂ ንፉዓት

  • @selamasheber1384
    @selamasheber13844 жыл бұрын

    I would love to see more, guys you're so cute😍!

  • @samuelkbromofficial
    @samuelkbromofficial4 жыл бұрын

    Guys I'm gonna go to England after two days I'm so happy

  • @kisanetkesete4023

    @kisanetkesete4023

    4 жыл бұрын

    Gonna go nonsense bro

  • @chapico2705
    @chapico27054 жыл бұрын

    Keytgedfwa ezia drama tegedifkuma kxlel eye deki erey tfetwuni tekonkum keytgedfwa🇪🇷❤️🇪🇷

  • @simonjlag7340
    @simonjlag73404 жыл бұрын

    Nay bhaki mesatit series whudatn nfuatn actors.. Love 😍 u guys..

  • @user-sv5ed1jq6f
    @user-sv5ed1jq6f4 жыл бұрын

    ኣዝዩ መሃርን መዘናግዕን ድራማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @zerekidane8387
    @zerekidane83874 жыл бұрын

    The best comedy of 2019

  • @mezengieweldemichael1143

    @mezengieweldemichael1143

    4 жыл бұрын

    ኡኡኡኡይ ከይብለካ ስኪ ገሬ እሙን ከ ናይ 2020 ድያ?

  • @habenokubayhaile5658
    @habenokubayhaile56584 жыл бұрын

    ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን ኣታ ንስኹም ሲ ኣይትሰኣኑ ደኣ

  • @MATTI-YOW
    @MATTI-YOW4 жыл бұрын

    ZEGEREM TEMHERTI KULU SERAHKUM MELEKTEN TEMHERTEN LOVE YOU GUYS PROUD OF YOU 👍 ♥️💪🏻

  • @romanzerea5200
    @romanzerea52004 жыл бұрын

    ካብ ኩሎም ኣብዚ እዋን ዝዋስኡ ዘለዉ ብሉጻት ኢኹም ዳራሲ ከማን ናይ ብሓቂ ንፉዕ

  • @nevergiveup8614
    @nevergiveup86144 жыл бұрын

    ብሰንኪ እዛ ፊልም ሰሉስ ክፈትዋ መዓት ኮይነ ኣጆኹም በርትዑ ማይማያውያን።

  • @ngstyredae6837

    @ngstyredae6837

    3 жыл бұрын

    ሓቅካ

  • @maydaseleman3008
    @maydaseleman30084 жыл бұрын

    ata ezoyom esi kef zelowom🇪🇷

  • @hayledaniel7296
    @hayledaniel72964 жыл бұрын

    Was darin dye TA zria zelleku 😎😊😘😋🤭😲meas dea mexiki saru nayhlmey gall😍😍👈🏼💪💋

  • @biniammeles4859
    @biniammeles48594 жыл бұрын

    ናይ ባሃቂ ኣዛናጋኢት ድራማ ።

  • @user-qb7df4vb4k
    @user-qb7df4vb4k4 жыл бұрын

    ከጸብቐልኩም እስከ ፈተውቶም ላይክ ጥራሕ ግጨውኒ

  • @user-uv2bn1su7q
    @user-uv2bn1su7q4 жыл бұрын

    Ya Ertiran sedrayen enber nafike kemzi kemay kemeles zedeli telo like yeamtek

  • @merih689
    @merih6894 жыл бұрын

    I can not wait to see more from u guys 👍👍👍👍👍💋💋

  • @almazanday3491
    @almazanday34914 жыл бұрын

    Enda Maymayo mearey enkae bselam mexakum😍

  • @aronwadgare3051
    @aronwadgare30514 жыл бұрын

    Ab Libey zalwo yehwatena ka mawxeo yefxrlom faxare Balu

  • @helengbresus3512

    @helengbresus3512

    4 жыл бұрын

    ኣሜን

  • @ynn1992
    @ynn19924 жыл бұрын

    tfeltu dikum comedy film zkone aynet movies yrie emo kemzom tewasaeti geru zwasae gn ayreakun btaemi nfuat whdet zelewom abi derja naybxah tkielokum kereba eyu

  • @beryberymeryhappy9441
    @beryberymeryhappy94413 жыл бұрын

    የመና አብዝሕክዮ ሰበይ ማርታ ዓይናይ 😁ብዝካን ኬፍ አሉክም 💘💘💘

  • @abiteyifireverjohn2777
    @abiteyifireverjohn27774 жыл бұрын

    Ewayii ayteseanuii sehkina kooo ewaii.....continue

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray30324 жыл бұрын

    Welcome ደቂ ኤሬ ሽኮር ኣወዳኣኒ ኣወደኣኒ HAHHHHHH አረኧ አታስቁኝ ነዓ በል ሕጂ ከኣ ትግርኛ ተዛረቢ ክትብለኒ ኢካ ግን ብትክክል ብዙሕ ት/ቲ ኣለዎ ስራሕኩም ሎሙስ ከኣ ደስስ ይብል ኣንውሕ ኣቢልኩምዋ ይልመድኩም በሉ መቅሰናተይ

  • @Peace-zf1br

    @Peace-zf1br

    4 жыл бұрын

    Neski ke awedni teblyo do

  • @mebrahtomkesete7607

    @mebrahtomkesete7607

    4 жыл бұрын

    ንስኪ ከ ተወድእዮ ድኪ የወደአኪ እዩ?

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032

    @genetgeryeiamproudoftigray3032

    4 жыл бұрын

    @@mebrahtomkesete7607 ብሓደ ኢና ንውድእ ምስ ፍቅረይ ንሕናስ አረኧ HAHHHHH ተሽ

  • @mebrahtomkesete7607

    @mebrahtomkesete7607

    4 жыл бұрын

    @@genetgeryeiamproudoftigray3032 ዓጊብኪ ዶ፡እሞ ትድቅሲ ወይ ድገመኒ እኪ ትብሊ ኣይተውጻኣዮ ዝብላ ኣለቃ

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032

    @genetgeryeiamproudoftigray3032

    4 жыл бұрын

    @@mebrahtomkesete7607 አረኧ ከምኡታትስ ኣይብልን ጉድ መጣ ዛሬ HAHHHHHH

  • @user-sn9tw4sd1y
    @user-sn9tw4sd1y4 жыл бұрын

    ኣታ እዛ ሓዳር ዝብልዋ ማዕሮ ክንድ ተጫቃጭቅ ተኮይና ትትረፍኪ ነብሲ Only singel like

  • @maryameykbleye7671

    @maryameykbleye7671

    4 жыл бұрын

    Yes I like single i hate hadar

  • @j.k.lovelove5444

    @j.k.lovelove5444

    4 жыл бұрын

    ትትረፍካ ዛርከይ ኣነ ዘለኽዎ ባለይየ ዝፈልጦ

  • @ichhabemichichhabeauch9619
    @ichhabemichichhabeauch96194 жыл бұрын

    Eway mehrere zekunu sebat, 😂😋❤️💯

  • @weygudeweyadiynafckemasyzi8555
    @weygudeweyadiynafckemasyzi85554 жыл бұрын

    Welcome back you Herzilchen Willkommen deki eritry shikorranttt ajokum So weter macht gen eza filme haxire alo

  • @eritiv8371
    @eritiv83714 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት እስከ ብlike ተሳሕሉኒ። like ጥዒመ ኣይፈልጥን ኢየ'ሞ ብጃኹም ክጥዕሞ ደልየ ኣለኹ እጡሙኒ ላይክ

  • @yohannesabraham7472
    @yohannesabraham7472 Жыл бұрын

    I think Marta's understanding of Safe Period (1st 17 days) is completly wrong. I am surprised that many women or girls don't know how the safe period works. It works as follows: step 1- I dentify the date your PMS starts ( eg 5th of the month) Step 2: Determin the 14th Date (Ovulation) from the start of your PMS (e.g 5+14 = 19th of the month) Step 3: Subtrac 4 days and add 4 Days from the Ovulation date (eg 19-4 =15 and 19+4= 23 step 4 : the hot period during which your probability of getting Preginant ranges between those two days you havde determend at step 3 (eg between 15th and 23rd ) will be your hot Period Step 5 : The rest of the days outside your hot period (step 4) is your Safe period.. i hope this helps

  • @milionyemane2676
    @milionyemane26764 жыл бұрын

    Hahahahha yak moyte gele aynet comedy nice 👌👌👌

  • @teddyteddy5709
    @teddyteddy57094 жыл бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣 moyte shak, kef alekum kexlwo Yehwat, funny 😆

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57314 жыл бұрын

    *ኣዝያ መሳጢት ስራሕ እያ ግርሜሶ ኣድኒቀካ ቀጽሎ ዘሪኢ ይሁዳ ኣስሊ*

  • @user-qs7cg2xo6m
    @user-qs7cg2xo6m4 жыл бұрын

    ሓዳርና እኮ ሞደርን ሓቅኺ ክክክክክ መፀለል መሀነን እንታይ እሞ ክብላ እየ ዝወፃ የብላን ፍሉይ ኢኻ ግርሜሶ

  • @habtishitech1756

    @habtishitech1756

    4 жыл бұрын

    ሓዳሽ channel ከፊተ ኣለኩ ብዛባ business ሞራል please!!!

  • @user-qs7cg2xo6m

    @user-qs7cg2xo6m

    4 жыл бұрын

    @@habtishitech1756 ውይ እዛ ሳብስክራይብ ብዙሕ እንድየ ዝፀላኣ ግን ናየ ሰብ ፅቡቅ ስለዘሐጉሰኒ ደስ ንኽብለካ ኢለካ ኣለኹ

  • @NEVERGIVEUP-ki3go
    @NEVERGIVEUP-ki3go4 жыл бұрын

    አዋይ ጀበና ቡፍ ቡፍ ሲ ገለ አኪ ክክክክክ

  • @happinessisunlimited1938
    @happinessisunlimited19384 жыл бұрын

    Ktghtn ktkedn eilkado Callander tkoxr eika 🤣 Ant killer zkonkum Ftuwat keep up lads I’m proud of you guys juts be cool as usually

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q4 жыл бұрын

    ሓዳረይ ሓሚማ እንተበልካስ ናቶም ድማ ሞይታ ጸኒሓትካ።

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow52604 жыл бұрын

    አታ አዞም ናይ ሙደይ ጀይቦም ኣይትዶንጉና

  • @lulabrhane9683
    @lulabrhane96834 жыл бұрын

    ኣንታ እዚኣቶም ከፀልሉኒ እዮም ኬፍ ኣለኩም ብጣዕሚ ቀፅልሉ

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri45704 жыл бұрын

    እዋይ ኣከዲመ ከይራኩዋ like &comment ጌረ ኔረ እንተ ኮነ ግን ሕጂስ መይተ ድየ ገለ ፋንድያ ኢልካ ትእዛዝ ኣሎ

Келесі