ማር ማሪ ኢማኑኤልን ኣባ መቃርዮስን ንስጥሮሳዊ ትምህርቲ Tewahdo zebeaman ብመ/ ምስጢር አማኑኤል መ/አብ

Ойын-сауық

ንስጥሮሳዊ አስተምህሮ ማር ማሪ ኢማኑኤል ተዋሕዶ ዘበአማን ንናይ ዘልኣለም ቤትና ዘቃልል ግን ስቕ ኣይንብልን እቲ ምንታይሲ ዝተጠመቕናላ ዝቆረብናላ ንቕበረላ ዘልኣለማዊ ቤትና ስለ ዝኾነት፡ ስለዚ ንዑ ነፍቅራ ነዑ ነዕብያ ፡ተሰሪሓ ዘይተወድአት ቤተክርስቲያን የብልናን ፡ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንኹሉ መልሲ ኣለዋ፡ ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Пікірлер: 367

  • @user-ni3gc5du9f
    @user-ni3gc5du9fАй бұрын

    ንቂድስት ድንግል ማርያም ኣብ ውዳሴ ማርያም ኣደ እግዚኣብሄር ጻቦት ንብላ ኢና ኣደ ኣምላኽና እያ አመ ኣምላኽ ውን ንብላ ድንግል ማርያም ባማላድነታ ትደግፈና ኣሜን

  • @user-qk4zh2zz9k
    @user-qk4zh2zz9kАй бұрын

    ኣንታ ቡሩኽ መምህር መሪገታ ዘኣማኑኤል ዘመንካ ይባረኽ (መምህር ወመገስጽ ዘኢያደሉ) ይደልየካ እየ ብኸምዚ ዓይነት ጉዳይ

  • @edenmeasho
    @edenmeashoАй бұрын

    ብሐቂ ጽቡቕ ገሊጽኩሞ መምህርና ጸግኡ የብዝሐልኩም ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና ቃለ ህይወት የስምዕዓልና 🙏🙏🙏

  • @tesfaybokre6907
    @tesfaybokre6907Ай бұрын

    ቃለሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ነዓና ድማ ኣብ እምነትና የጽነዓና ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና ወስብሃል ለእግዘኣቢሄ ወለወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር ኣሜን

  • @semayneshfitwi6138
    @semayneshfitwi6138Ай бұрын

    አግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸገኡ የብዛሕልካ መምህር ኣቦናን ሐውናን ኩሉ ትምህርትኻ ናይ ባሐቂ ጸቡቅ ኣተምሐሮ አዩ ምስትውዓል ይድለና ፈጣር

  • @AmanuelAraya-zl8zw
    @AmanuelAraya-zl8zw9 күн бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ንመምህር ሓውና መ/ምሥጢር ኣማኑኤል መንግስተኣብ

  • @user-wu2ir6sv8o
    @user-wu2ir6sv8o20 күн бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና የነታ ዘኣማኑኤል ነውሕ ዕድመ ይሃበኩም መድሃኔ ኣለም

  • @user-yy2jm4bj9v
    @user-yy2jm4bj9vАй бұрын

    Kale hiwet yesmalna memhr. Abiy Mstir habirkana

  • @AmanuelAraya-zl8zw
    @AmanuelAraya-zl8zw9 күн бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሓውና መምህር መ/ምስጢር ኣማኑኤል መንግስተኣብ

  • @GedamabuneBrukamlak
    @GedamabuneBrukamlakАй бұрын

    ቃለሂወቱ የስምዓልና መምህረይ ቀጽልዎ ብታዕሚ ዘይንፈልጦም መናፍቓን ምእመን ዘጋግዩ ዝነበሩ ኢኹም ኣቃሊሕክሞም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437Ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓና ኩቡር ወቁዱስ መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ጥበቡን ፋልጠቱን ይኽሰተልኩም ❤🙏❤🙏❤🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @frezgiandemicheal9844
    @frezgiandemicheal9844Ай бұрын

    አግዛብሄር ይቕረ ይበለልና ኣብጸሎትኩም ደጉፉና ብዘይ ምስትውዓል ዘሚዕናዮ ይቕረ ይግበረልና አግዛብሄ ር 🙏🙏🙏🙏

  • @zarahiwet1
    @zarahiwet1Ай бұрын

    ደስ ዝብል መግለጽን፡ ትምህርትን ክብረት ይሃበልና ኣገልግሎትካ ይባርኽ ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lx3xm9qf5t
    @user-lx3xm9qf5tАй бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል። ናይ በሓቂ ሁቡባት ስለዝኮኑ ክንስዕቦም ይግባእን እንታይ ደኣ ኣብ ሓቃዊት ኦርቶዶክስ ደዋህዶ ክንጸንዕ ይግበአና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tgАй бұрын

    ቅድስት ቅዱሳን ንፅህቲ ንፁሃን ትሕቲ ፈጣሪ ልዕሊ ፉጡራን ንሳስ ጥንቲ ኣብሶ ዘይ ብላ ንፅህቲ እያ 😢😢😢እግዚአብሔር አምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና😢

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400Ай бұрын

    ምሕረት የውርደሎም😢😢😢 ንዓና ከኣ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና።

  • @awettewelde3402
    @awettewelde3402Ай бұрын

    ኣሜን ቃልሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህር ኣብዚኣ ጽንዕቲ ሃይማኖትና ይጽንዓና

  • @danieleyassu5346
    @danieleyassu5346Ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር፡እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @AbrhamSamuel-mh9se
    @AbrhamSamuel-mh9seАй бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ዘመን ኣገልግለትኩመ ይባርኸልኩም

  • @frehiwet4437
    @frehiwet4437Ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna btamiy xbuk astemhuro u❤❤❤

  • @TeddyOkubagerges-jb7ey
    @TeddyOkubagerges-jb7eyАй бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ንሓቂ ክትዛረቡ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ፈጣሪ መምህርና

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2qАй бұрын

    ❤❤❤ ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ጽቡቅ ትምህርቲ ክብሪ ይሃብኩም

  • @tesfutekle7714
    @tesfutekle7714Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏 ቃለ ሕይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ድያቆን ዘኣማኒኤል🙏

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tgАй бұрын

    እመ ብርሃነይ ወላዲት ኣምላኽ ኣዶ ጎይታይ ኣዶ መድሕነይ ❤❤❤❤ዋሕስ ሂወተይ❤❤❤

  • @isakweldai4562
    @isakweldai4562Ай бұрын

    ኣመን ቃል ህይት የስማዕልና ዕድመ ዘመንኩም ይባርኽ ድንግል ማርያም ምሳዅም ትዅን

  • @amanhabtesulusghebrezgabih3844
    @amanhabtesulusghebrezgabih3844Ай бұрын

    Amen Amen Amen nay bhaki Kalehiwet yesmialina abona Egziabiher Amlak xeguau yebzhalkum.❤❤❤❤

  • @y.okubayabraham784
    @y.okubayabraham784Ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmaelna nay agelglot zebenkum ybarek

  • @genetkelatiqelati4173
    @genetkelatiqelati4173Ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur abona egizabiher amelki mehrtu yewerdelna

  • @IkAm...........
    @IkAm...........Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ዘኣማኑኤል

  • @tekleaster5340
    @tekleaster5340Ай бұрын

    Kal hiwiet yesmealna. Egzabher ab gonikum yikun, sileti dekikum kaynitefi tegibrwo zelikum.

  • @HawiSenaytSenu
    @HawiSenaytSenuАй бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesimealina magabie mistir ze amaniel

  • @user-yy2nu2iu8z
    @user-yy2nu2iu8zАй бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤ ከምዚ ጊርኩም ኣፍሉጡና ዳ አምበር ሓሶት አንተተዳጋገመ ሓቂ አዩ ዝመስለና ዘሎ አንታይ ፈሊጥናሉ ሕማቅ አዩ ግዚኡ ❤ ጸልዩ ምእንታና❤

  • @mibrakberhe3948
    @mibrakberhe3948Ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna memihrna

  • @Respectful-bq7ow
    @Respectful-bq7owАй бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር መርጌታ ዘኣማኑኤል ጽቡቅ መግለጺ

  • @user-qe6ub1wt4i
    @user-qe6ub1wt4iАй бұрын

    እወ እዞም ኣቦ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ኣይትባሃልን ኢሎም እዮም

  • @yonasgrmatsion8613
    @yonasgrmatsion8613Ай бұрын

    egziabher zestewil libi yhabena memhirna ka bay agolgulot zemenkum yibark

  • @michaelasfeha888
    @michaelasfeha888Ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna Amsal Paulos hawna des zebl meglexi

  • @user-lx2wc5co4v
    @user-lx2wc5co4vАй бұрын

    ቃለሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ባዕሉ ካብ ኩሉኩፉእን ክሕደትን ይሓልወልንድ ።

  • @ereyalemey190
    @ereyalemey190Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማልና መምህር

  • @user-xs5tg6tm2j
    @user-xs5tg6tm2jАй бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ጽግኡ የብዝሕ መምህርና❤❤❤❤❤

  • @user-zk1fj8mq6s
    @user-zk1fj8mq6sАй бұрын

    Amen kalu hiwet yesmeana nay zemen agelugilotkum ybarekelukum bereket rediat nay adena kdist dingilu mariyam ayifeleyena

  • @abbyha7518
    @abbyha7518Ай бұрын

    Thank you so much kubur Abona btami xubuk tmhrti Qal hiwet yesmalna 💒🕯️♥️♥️♥️

  • @yirgaberhe8516
    @yirgaberhe8516Ай бұрын

    Kalehiwet yesmana amen amen amen 🙏 abona n kulu abgizien ab setun znegerkumuna keyemesgukum kelf iydelin egzaber bereketun xegun yebzalkum

  • @Azie860

    @Azie860

    Ай бұрын

    Amien Amien Amien qali hwet yesmalna tewahedo nzelalem tnbere

  • @KbrabKbrab
    @KbrabKbrabАй бұрын

    ም/ህ/ር ምርገታ አማንኤል ጽብቅ ሓሳቦት thanks Please ከምዚ ገርካ አምጻልና ምፈላይ Orthodox መስሎም ዝስብኩ መናፈቃን ❤❤❤

  • @user-bp6nu2uf2h
    @user-bp6nu2uf2hАй бұрын

    ኣምላክ ይባርክካ መርጊታ ሓወይ ኣነ ዳኣ ብንእሽትይ እንዲና ንፋላል መሲልኒ ኔሩ ኣይትጥፋኣና ምረጊታ ሓወይ ክንጽበይካ ኢና ኩሉ ማዓልቲ❤❤❤።

  • @luliteklay5864
    @luliteklay5864Ай бұрын

    Kale hiewet yesmalna memhre

  • @HelenDebesai
    @HelenDebesaiАй бұрын

    Amlak mhretu yewrdelna kab Metalelti Memharan ka balu yhaliwena DingilMariam bxelota tdegfena🙏

  • @Berieshow4504
    @Berieshow4504Ай бұрын

    ❤❤❤ yes ናይ ልበይ ረኪብካያ ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @kibreabgebregz7508
    @kibreabgebregz7508Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ ዘ አማኑኤል

  • @user-mq6qi7gb5s
    @user-mq6qi7gb5sАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤እግዚኦ መሃረና እግዚኣብሔር ጸግ ሙ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና ብጣዕሚ ኢና ነይርና ኣሞ ናይ ብሃቂ ከምዚቮኣይነት ክመጽእ ከሎ ቀልጢፍኩም ክብረ መልሲ ምሃብ ኣይትደንጉዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8zАй бұрын

    _እግዚአብሔር ኣምላኽ ንውሕ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ክቡር ኣቦና እመቤቴ ማርያም ኣዴና ካብ ክሕደት በኣማላድነት ትሓልወና ✝️_

  • @SolomieMehari
    @SolomieMehariАй бұрын

    Amen kal hiwet yesmaalna Amlak abzihu ybarkkum n haki ktzarebu ab bietu yenbrkum naakum hiznas tewahdona ktssn eya

  • @user-kw3rr6yp4e
    @user-kw3rr6yp4eАй бұрын

    ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ወላዲተ ጎይታ ወላዲተ ኣማኑኤል ወላዲተ ንጉስ ወላዲተ ክርስቶስ ወላዲተ መድሃኔኣለም ወላዲተ ብርሃን ኣደ ፍቅሪ ማርያመይ ንዓኪ ዝገልጽ ኣይናይ ቃላት ኣሎ ክብሪ ንዓኪ ይኩን ማርያመይይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Yorsalem-vs1ji

    @Yorsalem-vs1ji

    Ай бұрын

    Kale hiwet yesmelna

  • @YONAS139
    @YONAS139Ай бұрын

    ቃል ህይወት ያስመዓልና ❤❤❤

  • @gideyfsahaye9076
    @gideyfsahaye9076Ай бұрын

    Amen amen amen dejaqen hawen nay agelgelot edmkum yebzhayo bhqe kemezi kumakum begenu zemlusu eyom zedeluna ❤❤❤❤❤

  • @user-jb8su7iu1x
    @user-jb8su7iu1xАй бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @rimon1238
    @rimon1238Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ንመጀመርያ ጊዜ ጽን ኢለ ሰሚዐካ ኣብ ኢምነትና የጽንዓና መድሃኒ ኣለም በረከት ኢመብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን

  • @user-wd3hg8lk4u
    @user-wd3hg8lk4uАй бұрын

    Kale hiwet yesmaalna , sean fltetn egreegrom endakedka melsi mhabn hizbi kdisty tewahdo ab adarashat kemzemlk geromo, mssaereru gn waga yekfl, alo, keslwo btaemi tsibuk amlak nay agelglot zemenkum ybark!!!

  • @BinyamOkbazgi-gj3yt
    @BinyamOkbazgi-gj3ytАй бұрын

    ናይ በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጽጋ የብዝሓልኩም ክቡር መምህርና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ። ❤ ❤ ❤

  • @habtueliyas1060
    @habtueliyas1060Ай бұрын

    ቃለሂወት የስመዓልና ናይ በሓቂ ደይንፈልጦም ነበርና ፈሊጥናዮም

  • @teklesenbetsereke9356
    @teklesenbetsereke9356Ай бұрын

    መምህርና ቃል ሂወት የስምዓልና ንሰብ ኣብ ግዚኡ ዘይምግሳጽ ንብዙሓት ምእመናን ኣብ ቤተ-ክርስትያን ሽግር ኮይኑ ዘሎ ንተጋገየ ብግዚኡ ዘይምግሳጽ እዩ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ቀጽልዎ

  • @user-dx5en2dj2k
    @user-dx5en2dj2kАй бұрын

    ብጣዕሚ ፀቡቅ ትምህርቲ

  • @mmn5965
    @mmn5965Ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmana

  • @ephremeshete
    @ephremesheteАй бұрын

    ቃለ ሕይወት ያሰማልን፤ በገባችኝ ትግርኛ የተረዳዂት ነገር በጣም አስደስቶኛል :: አገልግሎትዎን ይቀበልልን፤ ክህነት ይባርክ፤ መምህር።

  • @musieibedingl2485
    @musieibedingl2485Ай бұрын

    Definitely agree with you good job keep moving GBY

  • @fitsumfissehaye4005
    @fitsumfissehaye4005Ай бұрын

    ቃል ሒወት የሰመዓልና መምህርና ❤❤❤

  • @godskidsokube193
    @godskidsokube193Ай бұрын

    Qale Hiwet yesmalna Mergeta Egzabher tsgu ybzhalka 🙏🙏🙏

  • @tsehayneshweldu4416
    @tsehayneshweldu4416Ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmalina Egzabihar amlak xegua yebzihalkum ❤❤❤

  • @alemtesfai525
    @alemtesfai525Ай бұрын

    Amen 🙏 amen 🙏 amen kale hewit yesmalna

  • @user-hb4zm6sg7z
    @user-hb4zm6sg7zАй бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና ጸጋኡ የብዘሐልኩም ካብ ሃይማኖትካ ምቅያር የድሕነና ኣሕዋተይ ክዳን እበር ሃይማኖት ኣይቅየርን ንጠቀቅ ነቦታትና ንስማዕ ንማሃር ንፈለት የሕዋተይ ስርናይ ካብ ክርዳድ ምፍላይ ንክኣል መምህርና ካኣ ከይታሓለልኩም ማሃሩና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tekestemebrahtu6253
    @tekestemebrahtu6253Ай бұрын

    ቃል ሂይወት የስማዓልና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ትማህርቲ

  • @AlmazWeldehaimanot
    @AlmazWeldehaimanotАй бұрын

    አነ ክፈልጥ ደልዮ ዘለኹ ሀይመኖት ተዋህዶ ጥራሕ እያ ትድሕን ዝብል አበ መፅሐፍ ቁዱስ እንተሎ እንተትገልፀልና ፅቡቕ ነይሩ በጃኹም ንህዝቢ ትሐቂ ወይንገል ምሀሩ

  • @yohanesskahsay4838

    @yohanesskahsay4838

    Ай бұрын

    እወ እታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ኢያ ስጋይ ዝበልዐ ደመይ ዝሰተየ ናይዘለኣለም ሂወት ክወርስ ኢዩ ዝብል ብግብሪ እትነብረሉ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢያ ኣንብብ።

  • @FrehiwetAndemariam
    @FrehiwetAndemariamАй бұрын

    ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @user-md6wz1ss1z
    @user-md6wz1ss1zАй бұрын

    Kbur Mergeta Amanuel Kal hiwet yesmealna💒✝️🙏

  • @fevenandemariam8017
    @fevenandemariam8017Ай бұрын

    kal hiwet yesmealna kubur memherna

  • @nebiatkaleab8285
    @nebiatkaleab8285Ай бұрын

    Abona megabi Amanuel Ademe yehakum cahiwet yesmalna Amen

  • @sedftr
    @sedftrАй бұрын

    Ameeennn qal hiwet yesmealna🙏🙏🙏

  • @hlnafkri5658
    @hlnafkri5658Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ።እቲ ሓቀኛ እምነትና ኣጽኒዕና ክንከይድ ኣምላኽ ይሓግዘና።

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263Ай бұрын

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ምስጢር ኣባ ኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። እቲ ዝወረዶም መጥቃዕቲ ኣዝዩ ዝሕፍር ነውራም ተግባር ኢዩ። እቲ ትምርቶም ግን ዝብልዋን፡ዝምህርዋን ዝፈልጥዋ እንተ ዝኮኑ ከምኡ ኢሎም ኣይምምሃሩን ነይሮም። ንኣዴና ቁዱሰ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣደ ኢዮሱስ ክርስቶስ፡እንዳ በልዋ'ስ መሊሶም ኣደ ኣምልቅክ ኣይኮነትን ክብሉ ከለዉ ይሕፍር ኣብ ክንደኦም ትሓንክ። ጎይታናን፡መድሓኒናን፡ኣምላክናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣምላክ ወዲ ኣምላክ ዘይኮነን። ከመይ ዓይነት ሸይጣናዊ ዝኮነ ኣስተምህሮ ይህቡ ኣለዉ ይገርመካ። ንባዕሎም ተጋግዮም ንካልኦት ንጹሃት ኣፍልጦ ዘይብሎም ምእመናን የጋጉዩ ኣለዉ። እቶም ዝስዕብዋም ዘለዉ ይደንጽካ'ምበር ንሶም'ሲ ናይ ኢዶም ክረክቡ ኢዮም ብፈጣር። ብዝኮነ ምሕረት የውርደሎ ኣብ ልቦም ይምለሶም ፈጣሪ። ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘለእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!

  • @aklilugebrit6780
    @aklilugebrit6780Ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna memher...nay bhaki tbuk tmhrti....seb beti zelewu tbuk neger tnedo....beti zelewo gega ka tgesxo...Orthodox Tewahdo nzelalem tnber.....bejakum hzbe kirstyan ka ntentekek...ms zmexe hadish tmhri aynkide...

  • @robielabsadi
    @robielabsadiАй бұрын

    መምህር ወመገስጽ ዘኢያደሉ ለገጽ ። ናይ ብሓቂ መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል ቃል ሂወት የስመዓልና ።

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803Ай бұрын

    Egziabher ymesgen Amen ❤

  • @user-xd3zo3ve1c
    @user-xd3zo3ve1cАй бұрын

    Amen(3)kalehiwet yesmealna

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064Ай бұрын

    Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna kubur memhrna

  • @user-oj2zs7if8k
    @user-oj2zs7if8kАй бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ኣቦና ❤

  • @tekilebrhane

    @tekilebrhane

    Ай бұрын

    ኩቡር 'ቲ ንማንም ኣቦና ኣይብሃልን እዩ

  • @meronyohannes7752
    @meronyohannes7752Ай бұрын

    ❤Amen❤ qal hiwet yesmealna❤

  • @SamriSamri-zy5pg
    @SamriSamri-zy5pgАй бұрын

    Amen Amen Amen. Qal.hiwet.yesmalna.abona

  • @abuneendryas203
    @abuneendryas203Ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236Ай бұрын

    Amen (3) kale hiwet yesmealna tewhado haymante nay tenti eia nay boy nay adey ktnebr eya nzelalem abza kdsti hawariawitn zkonet emnetna yexneana kab hasewti nebiat yhalwena zteas lbona yhabom fetari kbur abona xeguen bereketun yebzhalkum ab xelotkum zekurna

  • @user-dm8vs5pi9g
    @user-dm8vs5pi9gАй бұрын

    Pale hiwet yesmelina abona mhirte yewrdilom amlak ❤❤❤❤❤❤ Nana ka mhrti yewrdlina amlak

  • @amangebrit4030
    @amangebrit4030Ай бұрын

    Amen amen amen qale hewet yesmealna

  • @tablezberhane9971
    @tablezberhane9971Ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hwet yesmalena abona ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏

  • @user-uz3vl7rz8j
    @user-uz3vl7rz8jАй бұрын

    Thank you for your teachings and for showing us the details. These type of information are extremely important to an average person who does not have a deep understanding of the churches dogma. Please keep it up.

  • @habtommarikos1715
    @habtommarikos1715Ай бұрын

    Qale hiwet yesmalna kbur memhr zeamanuel amlak xegu yebzahalkum neana dma ab xlat lbna yehdro.

  • @lidiahabte3354
    @lidiahabte3354Ай бұрын

    Sqq aytbelu abotatey.... sqta seb yhasi alo kemzi gerkum meharuna. Thank-you for everything

  • @helenkahsai4982
    @helenkahsai4982Ай бұрын

    Qalehiwet yesmalna Amen 🙏

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2qАй бұрын

    ጽቡቅ መግለፂ

  • @MibraqTekieTekieKeleta
    @MibraqTekieTekieKeletaАй бұрын

    Nay bahqi hawna qale hiwet yesmealna mstwal yedliena eu kulatna eina nketatelo qenina gn zeymstwal yetfaka eu emo ezi zgeberkayo btami xbuk eu abkemzi bqxbet melsi kthblu alekum seb keytefe bzey mstwal metan amlak msaka ykun mskulatna nay mstwal lbona yeadlena egziabhier almak weladite amlak bbereketa tdegfena amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zigeredagerelase2220
    @zigeredagerelase2220Ай бұрын

    መምህር መርጌታ ዘ ኣማኑኤል ኣቦና, ትክክል ኣነ እየ እታ ዝሓተትኩኩም ቅድሚ ሓደ ዓመት ንስጥሮሳዊ ትምርቲ ድዩ ዋላስ እንታዩ ኢለ ተወኪሰኩም ኔረ ይምስክር ኣለኩ ንማዕተበይ 🙏🙏🙏 ኣቦና ትገብርዎ ዘለኩም ትውልዲ ንድሕን ከም ዘለና ፍለጡ ኣይትተሐለሉ 🙏🙏🙏

  • @tewahdozebeaman9147

    @tewahdozebeaman9147

    Ай бұрын

    ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኹን ኣብዛ ርትዕቲ ቅንዕቲ ሃይማኖትና የጽንዐና ፈጣሪ

  • @zigeredagerelase2220

    @zigeredagerelase2220

    Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🙏

Келесі