MaEzer Semay Tv and Radio Network : ቃለ መጠይቕ ምስ ኣገልጋሊ ኣሴር ረዳ ናይ እምነት ምንቕስቓስን ሳዕቤኑን 2ይ ክፋል

Ойын-сауық

MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people
and its surrounding nations.​

Пікірлер: 61

  • @rloveshaki
    @rloveshaki4 жыл бұрын

    ተባረኽ ፍቑር ኣሼር ሓወይ። ነቲ ብሓሶትሲ ፍልጠት ተብሂሉ፣ ንወለዶ ክዘምት ዝጸንሔ "ምህሮ ሓሶት" በታ ምህሮ ጐይታ፣ ከንቱ ስለዝገበርካዮ ኽብሪ ንኣምላኽ ይኹን። ብርሃን ገጹን ቃሉን ኩሉሳዕ ኣብ ዱንካንካ ይዕረፍ‼️💞

  • @barambarasbelay4062
    @barambarasbelay40624 жыл бұрын

    ብጥዕም ጽቡቕ ዘተ ቅጽሉዎ ሳሚ&ኣሸር ኣምላክ ይባርክም

  • @teklitakale2405
    @teklitakale24054 жыл бұрын

    ተባረኽ ኣሸር ሃወይ. ንብዙሃት ገርህታት ብዘይምስትውዓል ኣብዚ ምህሮ ጥሒሎም ንዘለዉ ንምንቃሕ ዝኸዉን ጽቡቕ ምልልስ።

  • @tsegayabraham2424
    @tsegayabraham24242 жыл бұрын

    ተባረኹ 🙏🏻

  • @robelrg
    @robelrg4 жыл бұрын

    ከም ናተይ ሓሳብ ግና፡ እዚኤን ሓውና ወንጌላዊ ሳምሶም ትሓተን ዘለኻ፡ ሕቶታት ነቶም ከሙኡ ኢሎም ዝምህሩ ሰባት ኣብ መንጎ ሕብረተሰብና እንተለው፡ ተዝሕተቱን ንምንታይ ድማ ምላሽ ተዝህቡሉ እዩ ሚዛናዊ ዝኸውን ይብል፡፡ ምኽንያቱ ንምንታይን ብኸመይን ኢሎም ንሶም ዝብሉሉ ነገር ስለ ዝህልዎም። ንኣብነት ካብቲ ጎይታና የሱስ ዝበሎ፡ ንየሱስ ኣብ መስቀል እግዚኣብሄር ከም ዝገደፎ ንሶም ኢሎም ኣለው፡፡ ከም ዘይገደፎ ግና የዕጋቢ መልሲ ካብዚ ስለ ዘይሰማዕኩ። እዚ ኸምዚ ድማ ንሰብ ገለ ጫፍ ሓሳብ ጥራይ ሒዙ ንኽቃወምን ንክፈርድን ዕድል ዝኸፍት እዩ። ስለዚ ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት ኣርእስታት ንኽልተ ሰብ ብሓደ ኮፍ ኣቢልካ ምዝርራብ ብዝበለጸ ንሰባት ንነገራት ብሰፊሕ ናይ ምርዳእ ሓይሊ ይህልዎ እዩ። ስለ የሱስ ሰይጥኑ.... የሱስ ንምድሓና ኣብ መስቀል ጥራይ እዩ ወዲእዎ ወይስ ዋላ ክሳብ ሲኦል እዩ ኔሩ እቲ ፕሮሰስ.... ኣብ መስቀል፡ ንየሱስ ኣቦ ገዲፍዎ፡ ወይ ኣይገደፎን.... የሱስ ናበየናይ ሲኦል ከይዱ .... ትምህርቲ ሓድሽ ኪዳን ጥራይ ወይስ ብሉይ ኪዳን...

  • @dallykeleta159

    @dallykeleta159

    4 жыл бұрын

    Very true brother.

  • @samsontesfay1

    @samsontesfay1

    4 жыл бұрын

    ፈቲነ እየ። ግና ኣይተኻእለን ። ምስናይ ብዙሕ ይቕረታ።

  • @samsontesfay1

    @samsontesfay1

    4 жыл бұрын

    @@dallykeleta159 ጽቡቕ ምላሽ

  • @rloveshaki

    @rloveshaki

    4 жыл бұрын

    ሮቢ ሓወይ ካብቲ ሓዉና ኣሼር ዝበሎ ዘይትሰማምዓሎም ሓሳባት እንተለዉ፣ በዓልኻ እዉን እዝን እትን ክትብል ትኽእል ኢኻ። ምኽንያቱ፣ ዕቃበታት ዘሎካ ኢኻ እትመስል። ተባረኽ

  • @yodiha1767
    @yodiha17674 жыл бұрын

    እዚ ደስ ዘብል ቃለ መሕተት ተኸታቲለዮ ፡ ደስ ኢሉኒ ግዳ እዛ ንእግረ መንገዲ ዝተዘርበት ዘረባ ግን ሕቶ ፈጢራትለይ ፡ ብሓቂ እዞም ኣብ ዘፍ 6 ደቂ ኣምላኽ ተባሂሎም ዘለዉ "መላእኽቲ" ድዮም፧

  • @samsonm.m.5949
    @samsonm.m.59494 жыл бұрын

    What can i say, I have really enjoyed it. Balanced biblical Christianity. Christ is the center and man is create to worship the CREATOR, not himself. Thank you,brothers. God bless you richely

  • @merihghidey5377
    @merihghidey53774 жыл бұрын

    Amlak ybarekum

  • @lwamhabte7990
    @lwamhabte79904 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ትምህሩና ኣለኹም እቲ ከነስተውዕሎ ደለና ትምርትታት ኣምላኽ ብርኽ የብልኩም ኣሴር& ሳሚ

  • @eritreanbrightfuture2161
    @eritreanbrightfuture21614 жыл бұрын

    Wowww my blessed Ashereyyy jigna tebarek

  • @abrhamfisehatsion9651
    @abrhamfisehatsion96514 жыл бұрын

    Goyta ybarkum brukat.Bzuh temahire

  • @eyobtekeste9264
    @eyobtekeste92644 жыл бұрын

    God does not leave alone Jesus Christ on cross. 2ይ ቆረንቶስ 5 (2 Corinthians) 19፤ ማለት፥ ኣምላኽ ንዓለም ምስ ርእሱ ኺዓርቃ ኸሎ፡ ኣብ ክርስቶስ ነበረ እሞ፡ በደሎም ኣይሐዘሎምን፡ ኣባና ኸኣ ቃል ዕርቂ ኣንበረ። God bless you

  • @hadumuhur261
    @hadumuhur2614 жыл бұрын

    Amlak ybarkum fkurat Asher and Sami ajokum nbuzuhat nmdhan kitkonu ekum eza comme t ente dea tenbibwa halikum hanti hito alatni esa kea Eyesus ab midri ab zineberelu gzye seb tray eyu neru ziblu alewu emo bzaeba eza hasab ente tzarebula xbuk neru tebareku

  • @meragoytom443
    @meragoytom4434 жыл бұрын

    Sami hawna and asher hawna welcome

  • @rloveshaki
    @rloveshaki4 жыл бұрын

    2ይ ዮሃንስ 1 (2 John) 9፤ እቲ ጐቦ ዚዘብል፡ ብምህሮ ክርስቶስውን ዘይጸንዕሲ፡ ኣምላኽ የብሉን። እቲ ኣብቲ ምህሮ ዚጸንዕ፡ ንሱ ኣቦን ወድን አለውዎ።

  • @hallowiegehts477
    @hallowiegehts4774 жыл бұрын

    GBU more and more! ! !

  • @aru2227
    @aru22274 жыл бұрын

    Bless u Asher kabzi rkus tmrti goyta yedhnena

  • @benyamsebahtu804
    @benyamsebahtu8044 жыл бұрын

    God bless you more Asher

  • @amanjemal9203
    @amanjemal92034 жыл бұрын

    Biblical teaching god bless you

  • @semayawittiti6186
    @semayawittiti61863 жыл бұрын

    God Bless You Aser Buruk ❤

  • @Ber19Ber
    @Ber19Ber4 жыл бұрын

    Wawaw asher hawey goyta yibarekka.

  • @godlovesme9095
    @godlovesme90954 жыл бұрын

    እቲ ሐቂ ቃል ፡ንእግዚአብሔር ክብሩ ዝገልጽ ቃል ስለ ዝተነገ እግዚአብሔር ይብርካ። እቲ ማእከላይ ክርስቶስ የሱስ እንበር ፡ አዳም አይኮነን። ንሰምዖ ኩሉ ስብከት ሎሚ ግን ብዛዕባና ጥራይ ኢዩ። ካብኡ ዝተላዕለ እልታን ጣቂዕትን ነቲ ጉባኤ ክዕብልሎ ንርኢ። ተስፋ ይገብር ኩሎም ሰበክቲ( ካብዚ ክማሀሩ) please ክርስቶስ ይሰበክ። "ብእኡ ዝሰመርኩ ፍትዊ ወደይ ንሱ ኢዩሞ ንኡኡ ስምዕዎ''። አሜን

  • @semayawittiti6186
    @semayawittiti61863 жыл бұрын

    Wowwwwww kibri namelak ykun

  • @Hakitezareb1999
    @Hakitezareb19993 жыл бұрын

    ኣገልጋሊ ኣሸር ጅግና

  • @petroszekarias7045
    @petroszekarias70454 жыл бұрын

    Where is part 2

  • @petroszekarias7045
    @petroszekarias70454 жыл бұрын

    Good job,

  • @yordanostewelde4124
    @yordanostewelde41244 жыл бұрын

    Part 3 alewo due

  • @ermijesus4493
    @ermijesus44934 жыл бұрын

    ዳዊት 103 (Psalms) 13፤ ከምቲ ወላዲ ንውሉዱ ዚርሕርሓሎም፣ ከምኡ እግዚኣብሄር ንዚፈርህዎ ይርሕርሓሎም እዩ። 14፤ ፍጥረትና ይፈልጥ እዩ እሞ፣ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ።

  • @Blessed534
    @Blessed5344 жыл бұрын

    ነቲ ኣካል ክርስቶስ ካብ ምሕላይ ዝተበገሰ ፡ ነዘን ቃለመጠይቕ እንታይ ምገበርካየን ኢለ እንተዝሕተት ? መልሱ ብሕጽር ዝበለ፡ ካብ ገጽ youtube ንሓዋሩ መጥፋእክወን ፡ ምበልኩ። ስለምንታይ ኢሉ ንዝሓተኒ ሰብ ከኣ፡ ነዚ ወለዶ ኮነ ፡ መጻኢ ወለዶ ፡ ጽቡቕ ሓድጊ ስለ ዘይኮነ ኢለ ምመለስኩ።

  • @yorsalemweldu5843
    @yorsalemweldu58434 жыл бұрын

    Aye niskatkum nezi hzbi gida zesagirn zmhrin kab masertitatun hmamun zeytenagifwoo. Wo amlak ni betekristiyan eritria fewis

  • @yonasamine4837
    @yonasamine48374 жыл бұрын

    ኣብ መስቀል ነፍስን መንፈስን ካብ ስጋ እዩ ተፈልዩ ። ሕጥያት ዝቕጻዓሉ ኣብ ካልእ ዩ።

  • @meragoytom443
    @meragoytom4434 жыл бұрын

    Brukat enkaa dehan mexakum batami texebinakum ena

  • @beniamabrha7528
    @beniamabrha75284 жыл бұрын

    Dear brothers I might agree with most of your conversations, yet In your conversation there was miss representation of others teaching and Samson you are asking a wrong question. The full redemption work is from Cross to Throne that is absolute truth, we don't afraid to say it because same one you opposs preaching it. Crose, Death, Biral, Resurrection and Sitting in the right hand of God, that is full gospel.

  • @TastyTacosRoblox
    @TastyTacosRoblox4 жыл бұрын

    Samsom haway nezekawen hantefelter nayzom Faith amenitie afeleto selazeybelka eyou meselanie you kind of agreed with him yegeren Amanuiel Lebasse ab Zebehal haw Alo ab USA zeneber & he is one of those " Faith" believers eyou he can tell you what they believe . Eze Aser zebehal wdi zeytexahfe eyou zenebeb zelo.bezaeba Karezma

  • @jesuslovesyou.4714
    @jesuslovesyou.47142 жыл бұрын

    ሰብ መንፈስ እዩ ነፍሲ ኣለዎ ኣብ ስጋ ድማ የሓድር። ቲቢ ጆሽዋ: ፓስተር ክሪስ:በንሂን:ማይልስ ሙንሮ:ኬነት ሃገን:ኣንድሪዉ ዉማክ ከምኡ እዩ ኢሎም። ከሎም ድማ ናይ እምነት ኣገልገልቲ እምነት እዮም።1 Corinthians 4 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ 19-20: መንግስቲ ኣምላኽ ብሓይሊ እምበር፡ ብዘረባ ኣይኰነትን ዘላ እሞ፡ ጐይታ እንተ ፈቐዶስ፡ ቀልጢፈ ናባኻትኩም ክመጽእ እየ፡ ሽዑ ሓይሊ እቶም ንፉሓት ክፈልጥ እየ እምበር፡ ቃሎም ኣይኰነን። ኣሸር ግን ዘረባ ጥራይ እዩ። ርብዒ ናቶም ዘይዓየኻ ሙቁቅም ባእስን ኣይትኹን። ሓደ ሰብ ቅድም ኣናገፍ ወይመ ፈውስ።

  • @nftalemafewerki3349
    @nftalemafewerki33494 жыл бұрын

    Bhaki lkeee mejemetta tmhrti dhnet kmhruna kelewu seb menfesiu eyu elom zjmru amlak ybatkaaaaaaaaa blkeee tegalso aleka

  • @dotanesey4593
    @dotanesey45934 жыл бұрын

    አቶም ኣማልክቲ እንድሕር ዳኣ ሰቢክሎም ኣበይ ድዪም ኔሮም ኣብቲ ናይ ሃፍታም ሰብኣይ ዶ ኣይኮኑን ኔሮም ።ከመይ ዳኣ ልዉጥዉጥ ትብል ኣይወረደን ምሽ ኢልካ ዘይትቅጽላ ሲኦል ኣይወረደን ትብል። ንስካ ክትወርዳ ኢካ የሱስ ተዘይ ወሪዱልካ ፡ ሞትና ንሞቱ መሲሉ ትንሳኤኡ ካኣ ሕቡራቱ ኢና ኢዩ ዝብል ፡ንሕና መንፈስና ሞይቱ የሱስ ናትና ወሲዱ ሞይቱ ፡ናቱ ኣይኮነን ናትና ኢዩ ሞይቱ ንሕና ብዝሞትናዮ ክመዉት ተገቢእዎ መንፈስ ቅዱስ ካኣ ኣተንሲኢዎ፡

  • @yonasamine4837

    @yonasamine4837

    4 жыл бұрын

    ሃሃሃሃ

  • @dallykeleta159
    @dallykeleta1594 жыл бұрын

    Why don't teach the truth about the bible. I am one of the student by Rima church they never teach me Jesus was a siner. Also they never teach Jesus need to get born again. That's totally wrong what u said they never said. Pester Samsom sham on u. If you really want to know the truth you can ask those ppl. What you guys u said. Rima church teach. Seb malet. Sega alewo, nebsey alewo, menfes ka alewo. They never said we are equal of jesues. Jesues is greater than anyone. You should preach the lost soul try to save. Don't missedlead. You not even feel shame to call anti Chris's. Wow God have mercy on you guys.

  • @dallykeleta159
    @dallykeleta1594 жыл бұрын

    Pester Samsom. Why don't ask those ppl from Rima church. If you really want know the truth .

  • @samsontesfay1

    @samsontesfay1

    4 жыл бұрын

    ቑቱብ ተዓገሰኒ እምበር ክገብር እየ ኣጆኻ?

  • @ghirmayaraia323
    @ghirmayaraia3234 жыл бұрын

    ሻሎም ቅዱሳን መጀመርያ ክልተ ሓሳብ ንዘለዋ አካታዒ አርእስቲ ካብ ክልቲኦም ክሳብ እትረብ ክትጽበ ነይሩካ። ካልኣቲ ድማ አብ ማእዘር ሰማይ ናብቲ ዘይደሓነ ህዝብና እዩ ዝመሓላለፍ ስለዚ ካብዚ እንታይ ይረብሕ። ሳልስይቲ ፓስተር ሓወይ አነ አብ ደገ እየ ጎይታ ተቐቢለ ነገር ግን አብ ባህላዊ ማእከል ዝነበረ ኮንፈረንስ አብኡ ምስኦም ከምዝነበርካን አብ ልዕሌኻ ዓብይ ሞለኮታዊ ሐይሊ ከም እተኸናወነ ካብ ቪድዬ ብዝረኸብኩዎን ከምድተዓዘብኩዎን እዚአ እፈልጥ። ንስኻ ኸ እንታይ ትብል?

  • @samsontesfay1

    @samsontesfay1

    4 жыл бұрын

    ግርማይ ሓወይ፡ኣነ ከም ጋዜጠኛን ሞንጎኛን እምበር፡ ከም ወካሊ ናይ ሓንቲ ማሕበር ኮይነ ክዛረብ ጽቡቕ ኮየኑ ኣይተራእየንን። ብዛዕባ ቤክ ሬማ ዝመጸ ድማ ካልእሲ ይትረፍ ኣባሎም ምዃነይ ፈሉጥ ነገር እዩ። ሕቶ ኣቕሪበ ክንማያየጥ ምግባር ድማ ነቲ ዘሎ ዘይምርድዳእ የጽብብ እዩ በሃሊ እየ። ካብ ወከልቲ ቤክ ሬማ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ምስ ሓደ ፓሰቶር ክንዛራረብ ኢና እሞ በዚ ቅሰን። ሰሰናዩ!

  • @semetek7721
    @semetek77214 жыл бұрын

    አሸር ኡኮ ቡዙሕ ካባኻ ክንመሃር ዝግበኣና ወሎዶ ኢና ነርና ግን ኣብ ዶክትሪን ክትካታእ ግዜኻ ኣጥፊካዮ ግደፍ እባ ንጽበየካ ኣለና ብዛዕባ ሰብ ኣካርጾ. ናይ ብሓቂ መምህር ኡኮ ኢኻ

  • @lastdayscomingsoonmaranata557
    @lastdayscomingsoonmaranata5574 жыл бұрын

    Asher you are pure follower of jesus Christ keep it up my bro.

  • @TastyTacosRoblox
    @TastyTacosRoblox4 жыл бұрын

    Samson you are Asking WRONG person instead of asking the faith BELIEVERS what they believe you are asking someone who is aging it & this is Not write

  • @Ipraypeace

    @Ipraypeace

    4 жыл бұрын

    Who is Faith BELIVERS? There are many faiths in the world?

  • @samsontesfay1

    @samsontesfay1

    4 жыл бұрын

    ቁሩብ ተዓገሰና እምበር a ዚ ፍቁር ሓው፤ ካብ ሬማ ቤክ ነቲ ኣገልጋሊ ኣሴር ዘቕረቦ ሓሳብ ዝቃወም ምላሽ ዝሓዘ ሰብ ሒዝና ክንቀርብ ኢና። ስለዚ ኣጆኻ!

  • @zufanmicael1806

    @zufanmicael1806

    4 жыл бұрын

    please just mind your business.You are suposed to preach the GOSPEL.Do not try to bind the inocent people.Maezer Semay uutv meant to teach the un reached people.p...leasestop I do not want to hear you anymore.You are derailing the young christians.

  • @TastyTacosRoblox

    @TastyTacosRoblox

    4 жыл бұрын

    @@samsontesfay1 Ok Thanks

  • @berekettz5653
    @berekettz56534 жыл бұрын

    ውጮ ተገልበጥካዮ ዎጮ እዩ ናትኩም ነገር ኣብ ቀዳምይ ክፋል ኣይትሕመዩ ርእስኹም ኣጽዲቕኩም ንካልእ ኣይትኾንኑ ኢልናኩም፡ ዝሓሸ ሒዝና ክንመጽእ ኢና ኢልኩም ብሓቂ ክነግረኩም ክሳብ ከባቢ 30 ደቂቅ እዛ ካልኣይ ክፋል ውን ሰሚዐያ ግን ኮነ ኢልኩም ስም ቤተክርስትያን ሬማ ንምጽላም ንምክፋእን ትገብርዎ ዘለኹም ሓሶት ዝዓብለሎ ሕሜታ ጥራሕ እየ ዝብሎ። ከምይ ጌርኩም ንበይንኹም ቅኑዓት ንኻልኦት ሓሰውቲ ንበይንኹም ንበይንኹም ተጣበቅቲ ኣምላኽ ካልኦት መናፍቃን ጌርኩም ተቅርብዋ ኣሎኹም ነዚ ምቅራብኩም ንባዕሉ ዘሕዝን እዩ። ወንጌላዊ ሳምሶም ሓቂ ካብ ሕሜታ ዝረሓቀ ንህዝቢ ከተቅርብ እንድህር ትደሊ ኮንካ ነቶም ካልኦት ውን ኣብ ሓሳብ ስነ ሞጎት ብምእታው እምበር ንበይንኹም ድላይኩም ትገልጽሉ እንተኮይኑ እዚውን ቅኑዕ ኣይኮነን። ብሓቂ ቅኑዕን ሚዛናውን ክከውን እቲ ትብልዎ እውን ካብ ኣፎም ክንሰምዖስ ንሃይሉ የውሃንስ ትደጋግምዎ ኣሎኹም ከምኡ ውን ንሬማ ቤተ ክርስትያን እሞ ካብኦም ኣራኺብካ ዘይተማጉቶም እዚ ትገብሮ ዘሎኻ ግን ቅንዕና ኮይኑ ኣይርደኣንን። ምናልባት ርድኢትኩም ናትካን ናይ ኣሼርን ሓደ ይመስለኒ ምኽንያቱ ትምልአሉ እምበር ከም ሓታቲ መጠን በዳህቲ ሕቶታት ወይ ብኣንጻር ናቱ ርድኢት ዘሎ ክትሓቶ ኣኡረኣኹኻን እሞ ሓቢርና መጅሙዕ ደብዳብ ንደድብድ እያ ኣርእስትኹም ትመስል ኣላ። ንወለዶ ዘይፍትሓውን መሰል ካልኦት ዝነፍግን ኣካይዳ ምምሃር ጽቡቅ ኣይኮነን። ርድኢቱ ብዘየገድስ እቲ ኣንጻርኩም ትብልዎ ሓሳቡ ካብ ኣፉ ክትሰምዕዎ ፊት ንፊት ከተቅርብዎ ይግባእ ሽዑ ሰብ ካብ ኣፎም ሰሚዑ ይፈርድ።

  • @azahelbiniam249

    @azahelbiniam249

    4 жыл бұрын

    ኣየ በረኸት በታ ሕማምካ'ዶ መጼሙኻ

  • @dallykeleta159

    @dallykeleta159

    4 жыл бұрын

    Amlk yebarkika. Kof elom sham betakirstan Rima ketetifu. Aposter zewda nayamlak seb eu hiwetu wefu zegelgel zelo seb mitfa kab amlk tetabakiy alewo. I'm so happy his my spiritual Father. I love the love that his got to God.

  • @dallykeleta159

    @dallykeleta159

    4 жыл бұрын

    Those ppl are trying to serve themself.

  • @rehaboth203

    @rehaboth203

    4 жыл бұрын

    Bereket Tz bruk seb aytitahawek netom kalot kaa kiedmom eyu kemu elu alo ezi gazetenia. Libina daa yidalo ember kinmehaharelu enikiel bayta alo meliu.

  • @samsontesfay1

    @samsontesfay1

    4 жыл бұрын

    በረኸት ብሩኽ ቁሩብ እባ ተዓገሰና በጃኻ። ካብ ቤክ ሬማ ካልእ ካብ ኣገልጋሊ ኣሴር ፍለይ ዝበለ ሓሳብ ሒዙ ዝቐርብ ሰብ ሒዝና ኣብ ቀረባ እዋን ክንቀርብ ኢና ስለዚ ኣጆኻ። ሰሰናዩ እዚ ብሩኽ!

  • @gualyesusyerus5813
    @gualyesusyerus58132 жыл бұрын

    ወንጌል ዮሃንስ 3 6፤ ካብ ስጋ እተወልደ ስጋ እዩ፡ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። እንተ ኢሉ ከ ወንጌል ዮሃንስ 3 8፤ ንፋስ ናብ ዝደለዮ ይነፍስ፡ ደሃይ ኸኣ ትሰምዕ፡ ካበይ ከም ዚመጽእ ናበይውን ከም ዚኸይድ ግና ኣይትፈልጥን ኢኻ። እቲ ኻብ መንፈስ እተወልደ ዘበለ ድማ ከምኡ እዩ። ኢሉ ገላትያ 4 29፤ ግናኸ ከምቲ ሽዑ እቲ ብናይ ስጋ እተወልደ ነቲ ብናይ መንፈስ እተወልደ ዝሰጐጎ፡ ሕጂውን ከምኡ እዩ። እዚ ናይ ሓድሽ ኪዳን ቃል እዮ ገላትያ 4 30፤ እቲ ጽሑፍከ እንታይ ይብል፧ ወዲ እታ ባርያ ምስ ወዲ እታ ጭዋ ኣይወርስን እዩ እሞ፡ ነታ ባርያ ምስ ወዳ ስደዳ። ገላትያ 4 31፤ ስለዚ፡ ኣሕዋተየ፡ ደቂ እታ ጭዋ እምበር፡ ደቂ እታ ባርያ ኣይኰንናን። እቲ ኣገላልጻ እዩ ጌጋ እምበኣር ሓቅነት ኣለዎ 1ይ ተሰሎንቄ 5 23፤ ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ ኸኣ ንዅለንትናኹም ይቐድሶ፡ በቲ ምጽኣት የሱስ ክርስቶስ ብዘሎ መንፈስኩምን ነፍስኹምን ስጋኹምን ብዘይ መንቅብ ኪርከብ ይተሐሎ። 1ይ ቆረንቶስ 16 18፤ ንመንፈሰይን መንፈስኩምን ኣቕሲኖም እዮም እሞ፡ ነዞም ከምዚኣቶም ዝበሉ ሰባት ፍለጥዎም። ኢሉ ጽሒፉ ኣሎ ጳውሎስ ነዚ’ከመይ ትርእይዎ?????

Келесі