MaEzer Semay Tv and Radio Network : ናይ እምነት ምንቅስቓስ ምስ ፓስተር ረሓቦት Part 2

Ойын-сауық

MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people and its surrounding nations.​

Пікірлер: 74

  • @azahelbiniam249
    @azahelbiniam2494 жыл бұрын

    ወልሓንቲ ብቁዕ መልሲ ኣይሰማዕኩን ኣሸር ዝተሓተቶ ሕቶን እዚ ዝሕተቶ ዘሎን ዝምልሶ ዘሎን ሰማይን ምድርን ወልሓንቲ ኣይመለሰን 😭

  • @Adi-uy4ri

    @Adi-uy4ri

    2 жыл бұрын

    Azahel Biniam - Goyta yibarikki/a , I agree with you, I heard all Aser’s and Rehaboth’s and all I hear is nothing but confusing, but Aser’s was wowww it shows or leads you to see Christ, God bless him!

  • @amanbereket9372
    @amanbereket93724 жыл бұрын

    Your interview was completely out of context based on Asher's biblical appeals toward multiple issues but in your interviews you chose to swing around human personalities pastors and ministers. don't get it why you didn't want to question him and deep dive on "human identity" " if a man is equals to father God" "once saved always saved" and so many....... Evangelist Sami i respect you a lot but you seems to be more moderate and avoiding the hard biblical talk. People need to hear the truth......

  • @godlovesme9095
    @godlovesme90954 жыл бұрын

    አሴር ፡ እግዚአብሔር ብጽልኢ ኢዩ ዝቀጽዓና አይበለን። እግዚአብሔር ከምዝቀጽዓና ኢዩ ተዛሪቡ። ሰብ መንፈስ ኢዩ ዝብል አየንበብናን ። አምላክ መንፈስ ኢዩ፡ ዝብለና።

  • @yonasamine4837

    @yonasamine4837

    4 жыл бұрын

    እ/ር ነፍስን ኣካልን ከምዘለዎኸ ኣይተጻሕፈን ወይስ ኣየንበብካን/ክን?

  • @yonasamine4837

    @yonasamine4837

    4 жыл бұрын

    መልክኻ/ ኺ ይጽበ ኣሎኹ። ትም ምባል ኣይጽቡቕን እዩ።

  • @yordanostemesgen5416
    @yordanostemesgen54164 жыл бұрын

    You guys cut his answer when it came to hananie & sepira WHY?

  • @Rhema78

    @Rhema78

    4 жыл бұрын

    ንኩሉኹም ይቕሬታ : ኣብ መንጎ ዘረባ : ሰብ ካሜራ ባትሪ ክቕይሩ ነይርዎም : ብድሕሪኡ ናብ ካልእ ኣርእስቲ ተኣትዩ: Its nobody's fault.

  • @truthsetsfree2955

    @truthsetsfree2955

    4 жыл бұрын

    @@Rhema78 would you mind to fill the gap by giving short summary about the missing part for the benefit of the people here.

  • @ephremmengistu6990
    @ephremmengistu69904 жыл бұрын

    ካልእ ጳውሎስ ግብሪ ኣይምህረን ኢልካ ጌጋ:: 1ይ ተሰሎንቄ 1 2-3፤ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽናን ኣቦናን ነቲ ግብሪ እምነትኩምን ጻዕሪ ፍቕርኹምን ትዕግስቲ ተስፋኹምን ኣብ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ከየብኰርና ኣብ ጸሎትና ዅሉ ሳዕ እናዘከርናኩም፡ ብዛዕባ ዅላትኩም ንኣምላኽ ነመስግኖ አሎና። ፊልጲ 1 29-30፤ እቲ ኣባይ ዝርኤኹምዎ ሕጂውን ኣባይ እትሰምዕዎ ዘሎኹም ገድሊ፡ ከምኡ ዝበለ እናበጽሓኩም፡ ሳላ ክርስቶስ ምእንታኡ መከራ ድማ ክትጸግቡ እምበር፡ ብእኡ ኽትኣምኑ ጥራይ ኣይኰነን ጸጋ ተውሂብኩም ዘሎ። ኤፌሶን 4 1፤ ደጊም ኣነ እሱር ብጐይታ፡ ነቲ እተጸዋዕኩምሉ ጽውዓ ብቑዓት ኴንኩም ክትመላለሱ እምዕደኩም ኣሎኹ። 2፤ ብትሕትና ዘበለን ብለውሃትን ብህድኣትን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተጻወርኩም፡ 3፤ ነቲ ሕብረት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ጌርኩም ክትሕልውዎ፡ ተጋደሉ። 4፤ ከምቲ ብሓንቲ ተስፋ ጽውዓኹም እተጸዋዕኩም ድማ፡ ሓደ ስጋን ሓደ መንፈስን እዩ፡ 5፤ ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡

  • @Rhema78

    @Rhema78

    4 жыл бұрын

    እምነት ባዕሉ ግብሪ ኣለዎ። እምነትን ግብርን ኣይፈላለን። እምነት ብሉይ ግብሪ ምውት እዩ። ብሩኽ ኢኻ

  • @excessreferredfurtherbutaz3984
    @excessreferredfurtherbutaz39844 жыл бұрын

    Pastor rahbot tsega yibzehalka. Bizahba niseha 1 hito hatitika, muluh aymeleskan. 2 hito nay hananiya hatitika, aymeleskan. Lihli 30min etikeyid video, walahanti ayrekebkulan.

  • @Rhema78

    @Rhema78

    4 жыл бұрын

    ተደራራቢ ሕቶ ስለዝነበረት ተረሲዓ። ይቕሬታ

  • @ephremmengistu6990
    @ephremmengistu69904 жыл бұрын

    ብርግጽ ምድሓን ብጸጋ እዩ:: ነቲ ብእምነት ዝረክብናዬ ምድሓን ድማ ብምሉእ ቃል ኣምላክ ብምእዛዝ ኢና ንጋዓዝ:: ባዓል ርሓቦት ትእዛዝ እየድልይን እዩ ትብሉ ኣለኩም እዚ ግን ጌጋ እዩ:: ወንጌል ዮሃንስ 15 10፤ ከምቲ ኣነ ትእዛዛት ኣቦይ ዝሓሎኹ፡ ኣብ ፍቕሩውን ጸኒዔ ዘሎኹ፡ ከምኡ ኸኣ ንስኻትኩም ትእዛዛተይ እንተ ሓሎኹም፡ ኣብ ፍቕረይ ክትጸንዑ ኢክም:: ወንጌል ዮሃንስ 14 21፤ እቲ ትእዛዛተይ ዘለዎ እሞ ዚሕልዎ፡ ንሱ እዩ ዜፍቅረኒ። ነቲ ዜፍቅረኒ ድማ ኣቦይ የፍቅሮ እዩ፡ ኣነውን ኤፍቅሮ ርእሰይ ከኣ እገልጸሉ። ስብ መንፈስ እዪ: ክሩስቶስ እዩ: ኣምላክ እዩ እኩም ትብሉ :: ካብ መጽሓ ቁዱስ ዝድግፈኩም ጥቅሲ ጥራይ ትውስዱ ዘይድግፈኩም ግን ሕጊ ኦሪት:: ጳውሎስ ሓብሳቡ እዩ: ደብዳቤ እዩ ትብሉ:: ያእቆብ 4 6፤ ንሱ ግና ኣብዚሑ ጸጋ ይህብ። ስለዚ ድማ፡ ኣምላኽ ንዕቡያት ይጻረሮም፡ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም፡ ይብል። 7፤ እምብኣርስሲ ንኣምላኽ ተገዝእዎ። ንድያብሎስ ግና ተጻረርዎ እሞ፡ ንሱ ካባኻትኩም ኪሀድም እዩ። 8፤ ንኣምላኽ ቅረብዎ፡ ንሱውን ኪቐርበኩም እዩ። ኣቱም ሓጥኣን፡ ኣእዳውኩም ኣጽርዩ፡ ኣቱም ሰብ ክልተ ልቢውን፡ ልብኹም ኣንጽሁ። 9፤ ተሽገሩን ጕሀዩን ብኽዩን። ሰሓቕኩም ናብ ብኽያት፡ ሓጐስኩምውን ናብ ሓዘን ይለወጥ። 10፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ትሕት በሉ፡ ንሱውን ልዕል ኬብለኩም እዩ። ናይ ቤተክርስትያን ወንጌል ማቴዎስ 28 19-20፤ ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሀርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ። ከውን ክሎ: ንስካትኩም ድማ ንዝድሓኑ ብትላል እዩ

  • @excessreferredfurtherbutaz3984
    @excessreferredfurtherbutaz39844 жыл бұрын

    Wengelawi samson, buzuh yekeniyelna kemzi migbarka gin zihatetkayo hito keymelese nab kalih hasab kikeyid enkolo kem gazetena meten kit hizo yigibah neyru.

  • @tesfaymichael2917
    @tesfaymichael29174 жыл бұрын

    Amlak mhret yewrdelna Ni Hzbi Eritrea::

  • @senaytzrea7025
    @senaytzrea70253 жыл бұрын

    Chrstnea masea xbea mstyea tryi koynu fley zblkea ekea

  • @mrmehary
    @mrmehary4 жыл бұрын

    Dear Pastor Rohoboth , I think the purpose of this discussion is not to justify what you understand, but to illuminate the truth that you believe based on the bible facts. I don’t expect you to know all bible teachings but somehow you are expected to know what you stand briefly, but with all regrets your answers were baseless, delusional and completely out of text just you were beating around the bush, I haven’t seen a single answer you nailed sorry rahbot hawey. You wouldn’t able to answer the very critic question related to Ananias & his wife Sapphira. For unseen reasons you cutoff the clip and pastor jumped to the next question.....sounds not good. even if you think that the battery were running out, but it could be resumed the clip from where it was interrupted afterwards .so better to say that may be your answer related of these couples could have been possibly brought more chaos and confusion specially for the new souls just to help you to justify, if that is the case it should be reasonable to crop it but it should have mentioned in the interview without saying much details. Utterly you haven’t attempted to confront the teachings of Asher, which is based on the sound doctrine of the bible but rather we just have seen you that blaming him many times ,,,,,,,that’s no right at all my brother, nothing have to deal with people’s argument beyond giving biblical facts and clarities. Anyways it’s subtle to admit and learn from our mistakes as the journey is far we will walk together , if we only be ready to change our thoughts and humble to receive from others. Paul the one whom Jesus revealed himself , experienced the mighty power of God in his service, seen God’s hand and done many tangible miracles & above all the author of the majority epistles from the New Testament, but he concluded that said in 1cor 13 “ For we know in part and we prophesy in part”. So why do we pretend that as we know everything, everything has revealed to us.I don’t think so if Paul was saying that he knew part may be the rest of us if we know and understand the quarter of that “Part ” we are very blessed !!!!!!! So please humble yourself ready to learn and discover a new direction that you ever had experienced before. Some of the many teachings that I dislike most of the faith movements teachings are not deflecting the Glory to God but rather indulging themselves , blaming others for the failure of unsuccessful miracle exercise and above all the message is so complicated and not easy to understand as partially we’ve seen in the previous two interviews. Please let’s be an imitator of Christ, the blameless and complete work of God on us. Ezi wedihankum Blessings Mehari.G

  • @wegenhakimukan6730

    @wegenhakimukan6730

    4 жыл бұрын

    ዝኸበርካ ሓው ወይ ሓፍቲ ልዕሊ እዛ ዝሃብካያ መልሲ ካልእ ርእዮ ምሃብ ገበን ኮይኑ ተሰሚዒኒ፡ ናይ ብሓቒ ካብ ሓደ ክሳብ መወዳእታ ምስ ርእይቶኻ ይሰማማዕ!

  • @nahomghier4148

    @nahomghier4148

    4 жыл бұрын

    God bless you you nailed. keep it up to shout to those big mouth non biblical teaching.

  • @saradayer3142
    @saradayer31424 жыл бұрын

    Praise God

  • @semayawittiti6186
    @semayawittiti61863 жыл бұрын

    God Bless You Pastor Rahbot 😇

  • @fioriasmerom7996
    @fioriasmerom79964 жыл бұрын

    Tebareku birukat

  • @abrahamfessehaye7790
    @abrahamfessehaye77904 жыл бұрын

    You are blessed pastor

  • @Ipraypeace
    @Ipraypeace4 жыл бұрын

    ግብሪ ሃዋሪያት 5፥1-11 ናይ ሃናንያን ሰጲራን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ከይትቖርጽዋምበር ናትኩም ኢንተርቪውሲ ከም ሓጢኣትኩም።

  • @senaytzrea7025
    @senaytzrea70253 жыл бұрын

    Chrstena ny wthdrenea hiwet embrea. Lslsea hiwet aykonenen antea kengbrkea enea

  • @Adi-uy4ri
    @Adi-uy4ri2 жыл бұрын

    Wow Samson seriously??? Very interesting!!!

  • @Yohannesboy
    @Yohannesboy4 жыл бұрын

    The Apostle Paul stated this in 1Corinthians 15:10 But by the grace of God I am what I am, and his grace to me was not without effect. No, I worked harder than all of them--yet not I, but the grace of God that was with me. To Paul Grace was not a hinderance to working harder. But then he went on to say that it was Grace that made him work harder.

  • @siembeyene2854
    @siembeyene28542 жыл бұрын

    Bsul hasab azyu bhdue menfes Bless u brukat abotat Nab seb zetekore zeykone kab Qal amlak adniqekum Brukat ikum nskum

  • @genethabtay4411
    @genethabtay44114 жыл бұрын

    "መሠረትን ደግመን አንመሥርት"

  • @TastyTacosRoblox
    @TastyTacosRoblox4 жыл бұрын

    Thank you Maezer Semay ,wengwlawee Samsom, & Agelgale Rehabot. Great discussion . Wengelawee Samsom you keep intrapting him after you ask let him fish so that we can get mulue hasabat.thank you. Eye opener....A. Rhehabot KEEP teaching the truth teuum Qal. Sami~ Right person Amxekalna thank you Rhehabot be bless even Samsom himself almost there just listening to you 😁 Yes " beferee'om ketelelyuwo ekum" Let's not "AYNESEYTENOM" Neqebabel nenehadehedena. Some of the clip is cut why?

  • @user-dk1jp5lt6t
    @user-dk1jp5lt6t4 жыл бұрын

    You are blessed.

  • @yonatano.4092
    @yonatano.40924 жыл бұрын

    እታ ናይ ሃናነያን ሰፒራን ደኣ ንምንታይ ተቖሪጻ። ካልአይ ድማ ፓስተር ረሓቦት ካብ አሴር በረኣእያኡ አይፍለን ዘሎ። ስለዚ እዚ ፓስተር ናይ እምነት ምንቅስቃስ ጽቡቕ ጌሩ ከይተረድኦ እዩ አትይዎ ዘሎ አነ ይብል። ስለዚ ብዙሕ ከየርሓቐ ከሎ ሐገዝ እንተ ረኸበ ጽቡቕ ኔሩ።

  • @rakiebefrem3348
    @rakiebefrem33484 жыл бұрын

    Wawww thanks God bless you

  • @shalomaki3693
    @shalomaki36934 жыл бұрын

    pastor ራሕቦት and ወንጌላዊ ዝበንኩም ይባርክ ፡፡ ብዛዕባ ሃናንያን ሰፒራን፡-ክዛረብ ብመሰርት እቲ ምዕራፍ እዞም ሰባት ኣመንቲ (ንጎይታ ዝይተቀበሉ) ከም ዝነበሩ ይገልጽ። #መርጋገጺ ኣብቲ ቀጺሉ ዘሎ ጽሑፍ ክንግንዝብ ንኽእል ኢና። **ቅድሚኡ ግና ዕላማ ናይዞም ሰባት ኣብቲ ሽዑ እዋን ኩሎም ክርስትያናት ሃብታሞም፡ድኽኦም ዘለዎም ሸይጦም ብፍቅሪ ብማዕር ብሓንሳብ ይነብሩ ሰለ ዝነበሩ ግብ4፥34ርአ. ሃናንያን፡ ሰጲራን ድማ ነዚ ምስ ርእዪ ፍርቂ ምድርና ሸይጥና ፍርቂ ድማ ኣቀሚጥና፡ ምስኦም ዘለና ከም ዝሸጥና መሲልና ንንበር ኢሎም፡ ብተንኮል ምስቶም ኩሉ ንብረቶም ዝሸጡ ክነብሩን፡ ብምሕሳቦም ኣመንቲ ዝይ ኮኑ ክንሶም ተመሳሲሎም ብምምጽኦም፡፡ እሞ ክኣ ኣብቲ ምልኣት ህልውና ናይ እ/ር ዝነብሮ ክዕምጹ ብምሕሳቦ እዚ መቅጻዕቲ መጺእዎም፡፡ ኣመንቲ ዝይምምባሮ ዝድግፈና ጽሑፍ፡ እዚ ጉዳይ ምስ ኣጋጠመ ፡ ከምዚ ኮይኑ ግብሪ ሃዋ 5 (Acts) 13፤ ካብቶም #ካልኦት ደፊሩ እተጸምበሮም ኣይነበረን፡ እቲ ህዝቢ ግና የኽብሮም ነበረ። 14፤ ዝበለጸ እኳ ብዙሓት ሰብኡትን ኣንስትን ብጐይታ #ዚኣምኑ ይውሰኽዎም ነበሩ፡ ? ?ካልኦት ምባሉ ዝይኣመንቲ ንረብሓ ኢሎም፡ክሕወሱ ዝሓስቡ ስለ ዝነብሩ፥ ዲሒሩ ድማ ዝኣምኑ ይውሰኽዋም ነበሩ፡፡ ብምባሉ እዞም ሰባት ካብቶም ካልኦት ከም ዝነበሩ ንርዳእ። ****ዕላማ እ/ር ድማ ኣብቶም ዝይኣመንቲ #ፍርሓት ከምጽእ ሰለ ዝደለየ እዪ። ግብሪ ሃዋ 5 (Acts) 11፤ ኣብ ብዘላ እታ ማሕበርን ኣብቶም ነዚ ነገርዚ ዝሰምዑ ዘበሉ ዂላቶምን ከኣ ብዙሕ #ፍርሃት ኰነ። bless u .....

  • @Rhema78
    @Rhema784 жыл бұрын

    The very heart of Christianity is our relationship with God. " ወይስ ኣሕዋተየ፡ ነቶም ሕጊ ዚፈልጡ እየ ዝዛረብ ዘሎኹ እሞ፡ ሰብ ብህይወቱ ኽሳዕ ዘሎ ምሉእ ዕድሜኡ ሕጊ ኸም ዚመልኮዶ፡ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ሰበይቲ፡ ሰብኣያ ብህይወቱ ኽሳዕ ዘሎ፡ ብሕጊ ኣብኡ እስርቲ እያ። ሰብኣያ እንተ ሞተ ግና፡ ካብቲ ሕጊ ሰብኣያ ፍትሕቲ እያ።" ሮሜ 7:1-2 ኣብ ሓደ እዋን : ኣዝዩ ጥንቁቕ ፍጹም ዝኾነ ሰብኣይን : ዘይፍጽምቲ ሰበይትን ነበሩ። ሰብኣይ እታ ቤት ብሕግን ስርዓትን ክትመሓደር ስለ ዝደሊ : ክሳብቲ ደቂቅ ዝበሃል : ትእዛዝታት ኣብጽሑፍ ኣስፈሩ : ከይትርስዖ ድማ : ኣብ መንደቕ ጠቂዓ ብቐጻሊ ከተንብቦን ትቕሰብ ነበረት። ካብ ኣንጊሃ ተሲኣ ክሳዕ ኣምስያ ትድቅስ : ብሰዓታት ንግብርታታ ኩሉ : ሰዓት ክንደይ ትትስእ : ምግቡ ተዳሉ : ተጽሪ : ተንጽፍ .. ወዘተ ይከታተላ ነበረ። ሰበይቲ : ዋላ ባህ ከይበላ : ንሰብኣያ ከተሐጉስ ግን ዝከኣላ ኩሉ ትገብር ነበረት ። ሰብኣያ ግን ኩሉሳዕ ኣበር ስለዝረኽበላ ዕጉብ ኣይነበረን። ከምዚ እንዳበሉ ክነብሩ ክነብሩ : ብድንገት ሰብኣይ ይመውት። "እምብኣርሲ ሰብኣያ ብህይወቱ ኸሎስ፡ ንኻልእ ሰብኣይ እንተ ዀነት፡ ዘማዊት እያ እትብሃል። ሰብኣያ እንተ ሞተ ግና፡ ካብቲ ሕጊ ሓራ ወጺኣ እያ እሞ፡ ንኻልእ ሰብኣይ እንተ ዀነት፡ ኣይዘማዊትን እያ።" ሮሜ 7::3 ሰበይቲ ምስተጸናንዐት : ሓደ : ጎበዝ እምብዛ የፍቅራ : ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ንሳውን ፈተወቶሞ: ናብ ኪዳን ኣተው። እዚ ዳሕረዋይ ሰብኣይ : ርእያቶ ዘይትፈልጥ : ርእያቶን ጥዒማቶን ዘይትፈልጥ : ፍሉይ ፍቕሪ የርእያ : ካብ ኣፉ ዝወጽእ ቃል ናእዳን በረኸትን እዩ። ክትገብሮ ዝጽበያ ምንም ትእዛዝ የለን: እናሻዕ ይስዕማ : የጻውታ : ይከናኸና። ኣብ ሓደ እዋን ቤታ እንዳጽረየት : "ግበር ኣይትግበር" ዝብል ሊስታ ረኣየየት : እቲ ናይ ቀደም ሰብኣያ ዝጸሓፎ ትሕልዎ ዝነበረ ትእዛዝ እዩ። ነቲ ጽሑፍ ምስ ረኣየቶ እተን ኩለን: እተን ናይ ቀደም ሰብኣያ ብዘይ ፍቕሪ ከተሐጉሶ ትጽዕሮ ዝነበረት : እተጻሕፈ ትእዛዛት ሕጂግን : ባህ እንዳበላ : መዓልታዊ ትትግብሮ ከምዘላ ረኣየት። #ንሕና_ሞይትና_ካብ_ሕጊ_ተፋቲሕና_ሓራ_ኮይንና። ንሕናውን : ምስ ሕጊ ብዘይካ ብሞት ክንፈላለ ስለዘይንኽእል : ሕጊ ድማ ፍጹም ዘይመውት ስለዝኾነ " ሰማይን ምድርን ክሳዕ ዚሐልፍ፡ ኵሉ ኽሳዕ ዚፍጸም፡ ካብ ሕግስ የውጣ ወይስ ሓንቲ ሕንጣጥ ከም ዘይትሓልፍ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።" ማቴ 5:18 ንሕና ሞይትና : ካብ ሕጊ ተፋቲሕና : ምስ ክርስቶስ ኪዳን ኣሲርና : ደጊም ሕጊ : ኣብቶም ዘይሞቱ ደኣምበር ኣብቶም ዝሞትና ስልጣን የብሉን። ኣሕዋተየ፡ ከምኡ፡ ድማ ንስኻትኩም፡ ንኣምላኽ ፍረ ምእንቲ ኽንፈሪ፡ ንኻልእ፡ ነቲ ኻብ ምዉታት ዝተንስኤ ኽትኰኑ፡ ብስጋ ክርስቶስ ካብቲ ሕጊ ሞትኩም። ሮሜ 7: 4 ሻሎም

  • @berhaneberhehaile6103

    @berhaneberhehaile6103

    4 жыл бұрын

    Pastor Rohoboth Pastor Rohoboth መርሓባ ፓስቶር ርሓቦት ሓወይ: ሰላም ንዓኻ ይኹን: ንነፍሲወከፍ ጽሑፋት እናርኣኻ ትምልስ ብምህላውካ ቅድሚ ኹሉ ከመስግነካ እፈቱ:: ብምስዓብ እዛ ጽሕፍትኻ ገለ ሕቶ ፈጢራትለይ ኣላ እሞ ክሓትት ዕድል ሃበኒ:: ቀዳማይ ሰብኣይ: መን እዩ? እቲ ሕጊ ዚሃበ ነዛ ሰበይቲውን ብሕጊ ኣሲሩ ሒዝዋ ዚነበረ መን እዩ? እንተዘይ ተጋግየ: ንሙሴ ሕጊ ዚሃበ እግዚኣብሄር እዩ:: ሓደ ምዓልቲ ኸኣ እዚ ሕጊ ዚሃበ ሰብኣይ ሞይቱ:: ሕጊ ዚሃበ ሰብኣይ ሞይቱ እንተኢልና እግዚኣብሄር ሞይቱ እዩ ዘስምዕ:: ስለዚ ካብቲ ሕጊ ዝሃባ ሰብኣይ ክትፍታሕ ዕድል ረኺባ:: እዚውን ካብ እግዚኣብሄር ተፋቲሓ ማለት እዩ:: ኣብ መወዳእታ ካብ እግዚኣብሄር ተፋቲሓ ምስ የሱስ ተመርዕያ ሙኻኑ እዩ:: ስለዚ እዝስ መጽሓፍ ቅዱሳዊ መሰረት ከነትሕዞ ንኽእልዶ? ሕጊ ዚሃበ እግዚኣብሄር እንተኾይኑ: እግዚኣብሄር ስለ ዚሞተ: ካብኡ ተፋቲሕና ንክርስቶስ ኮይንና ክንብል ከሎና ከመይ ማለት እዩ?

  • @Rhema78

    @Rhema78

    4 жыл бұрын

    @@berhaneberhehaile6103 ሓወይ ተገዲስካ ምንባብካ ኣነውን የመስግን። የግዳስ ምላሽ ኣብኡ ከሎ ዘንጊዕካዮ መስለኒ። ከምዚ ይብል #ንሕናውን_ሞይትና_ካብ_ሕጊ_ተፋቲሕና_ሓራ_ኮይንና ንሕናውን : ምስ ሕጊ ብዘይካ ብሞት ክንፈላለ ስለዘይንኽእል : ሕጊ ድማ ፍጹም ዘይመውት ስለዝኾነ " ሰማይን ምድርን ክሳዕ ዚሐልፍ፡ ኵሉ ኽሳዕ ዚፍጸም፡ ካብ ሕግስ የውጣ ወይስ ሓንቲ ሕንጣጥ ከም ዘይትሓልፍ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።" ማቴ 5:18 #ንዘይሞተ_እምበር_ኣብ_ዝሞተ_ሕጊ_ኣይስልጥንን ንሕና ሞይትና : ካብ ሕጊ ተፋቲሕና : ምስ ክርስቶስ ኪዳን ኣሲርና : ደጊም ሕጊ : ኣብቶም ዘይሞቱ ደኣምበር ኣብቶም ዝሞትና ስልጣን የብሉን። ኣሕዋተየ፡ ከምኡ፡ ድማ ንስኻትኩም፡ ንኣምላኽ ፍረ ምእንቲ ኽንፈሪ፡ ንኻልእ፡ ነቲ ኻብ ምዉታት ዝተንስኤ ኽትኰኑ፡ ብስጋ ክርስቶስ ካብቲ ሕጊ ሞትኩም። ሮሜ 7: 4 #ሕጂ_ግና_ተፈታሕና ሕጂ ግና ብኣረጊት ንብረት ፊዴል ዘይኰነስ፡ ብሓዳስ ንብረት መንፈስ ክንግዛእ፡ ካብቲ ሒዙና ዝነበረ ሕጊ ሞይትና ኻብኡ ተፈታሕና። ሮሜ 7:6 መልሲ= ሕጊ ክመውት ስለዘይክእል : እቲ Metaphor ተቐይሩ : ንሕና ሞይትና። ሕጊ ግን ኣሎ ነቶም ዘይሞቱ ሰብኣዮም ኮይኑ ክቕጽል እዩ። ብሩኽ ኢኻ ሻሎም ተጻሕፈ ብረሓቦት

  • @berhaneberhehaile6103

    @berhaneberhehaile6103

    4 жыл бұрын

    Pastor Rohoboth መርሓባ ርሓቦት ሓወይ ቅልጡፍ ከም እዝራ ጸሓፊ ኢኻ:: እቲ ኣብኡ ዘሎ ስለ ዚተገራጨወኒ እየ ሓቲተ:: ማለት ሀ. እታ ሰበይቲ ካብ ሕጊ ሓራ ክትከውን እቲ ሕጊ ዚሃበ ሰብኣይ ሞይቱ (እግዚኣብሄር) ለ. እታ ሰበይቲ ካብ ሕጊ ሓራ ክትከውን ክትመውት ይግብኣ:: እቲ ርአ:- (ሰብኣይ ሞይቱ) እቲ ሕጊ ዚሃበ እግዚኣብሄር ሞይቱ: እታ ሰብይቲ ሞይታ እሞ ሰብኣይን ሰበይትን ሞይቶም:: ካልእ እግዚኣብሄርከ ካብቲ ንሱ ዚሃበና ሕጊ ሓራ ምእንቲ ክንከውን ድዩ ኪመውት ነይርዎ? ከምኡ እንተኾይኑ እቲ መቦቆላዊ ሓጢኣትን (the original sin) ናይ መስቀል ሞትን ምንም ምትእስሳር የብሉን ማለት ድዩ? ካልእ ዘይመለስካለይ: እቲ ሕጊ ዚሃበ እግዚኣብሄር ሞይቱስ: ንክርስቶስ ከም ካልኣይ ሰብኣይ ምምርዓው መጽሓፍ ቅዱሳዊ መሰረት ኣለዎዶ? ብሓጺሩ መልእኽቲ ወንጌል ካብ እግዚኣብሄር ተፋቲሕናስ ምስ ክርስቶስ ክንምርዖ ድዩ ዚምህረና? ሰናይን ድሓንን ምስ ኩልና

  • @Rhema78

    @Rhema78

    4 жыл бұрын

    @@berhaneberhehaile6103 ሓወይ ኣይሓዝካንን ሀ. እቲ ሰብኣይ ሞይቱ ዝበልኩሉ ኣብነት : ንተፈጥሯዊ ከይዲ ናይ ሓዳር ንምብራህ እዩ። እምበር ሕጊ ከምዘይመውት ብጥቕሲ ኣሰንየ ገሊጸዮ ኣሎኹ። ሀ. ሕጊ ኣይመውትን ኢለ ጥቕሲ ሂበ ለ. ንሕና ሞይትና ኢለ ጥቕሲ ሂበ ሐ. ሕጂስ ተረዲእካለይ ትኸውን። I will be busy all dsy, can't reply anymore. You are blessed

  • @asmaratimes3140

    @asmaratimes3140

    4 жыл бұрын

    @@Rhema78 aythdem eba melselu . tHti xega ena endyu zbl . THti xega entekena kea neti Hgi kngebro aynxgemn dea ember Hgi kngebr aygbaen zbl xuHuf alo dyu ab mexHaf qudus .

  • @user-hn6dn4sb9k
    @user-hn6dn4sb9k3 жыл бұрын

    R you sure you know what is Rem ....wey kolelel,please adress gber kab kal amlak

  • @genethabtay4411
    @genethabtay44114 жыл бұрын

    2 Peter 1 (KJV) - 2 ጴጥሮስ 19: We have also a more sure word of prophecy; whereunto ye do well that ye take heed, as unto a light that shineth in a dark place, until the day dawn, and the day star arise in your hearts: 20: Knowing this first, that no prophecy of the scripture is of any private interpretation. 21: For the prophecy came not in old time by the will of man: but holy men of God spake as they were moved by the Holy Ghost.

  • @Rhema78
    @Rhema784 жыл бұрын

    ንኩሉኹም ይቕሬታ : ኣብ መንጎ ዘረባ : ሰብ ካሜራ ባትሪ ክቕይሩ ነይርዎም : ብድሕሪኡ ናብ ካልእ ኣርእስቲ ተኣትዩ: Its nobody's fault.

  • @nftalemafewerki3349

    @nftalemafewerki3349

    4 жыл бұрын

    Emo abta tmesee enterviewe ente aleka ktmleselna do brukkk hawna tebarek

  • @dallykeleta159
    @dallykeleta1594 жыл бұрын

    Paster eza medebkas be telphone edeal entezhilwos betamiy hito buzhahat mestomelselna. Tsega malet. Nehna zedekmnalu amlak fetu zehabna koynu. Which is nazelalem hiwet eya. Christian gen ab kedmey egzabhare kekerb eu. Kekem gebrina ka kinkefel ena. Already eka Christian bemekera nhalf alena. Gelana hagey neksa alena mekera ab Heweten zemaza eka kab ezgabhare zeydeliyo negere ab hiwetna kihulu kelo. Abzey zemen zetekzanayo abtiy zemaza zemen ken keza ena.

  • @Rhema78
    @Rhema784 жыл бұрын

    ሕቶ ጸጋ ጥራሕ ዝብል ምህሮ ጳውሎስ ምስ ካልእ ጽሑፍ ኣይጋጮን'ዶ? መልስ=> : ከምቲ ዝበልካዮ መልእኽቲ ጳውሎስ "ጸጋ ጥራሕ" እዩ ካብዚ ወጻኢ : ሕጊ ንዝሓወሱ ጳውሎስ ሀ. ብመሰረት ገላ 1:6 #ካልእ_ወንጌል እዩ ለ. ብመሰረት 1 ጢሞ 1: 3-7 ድማ ካልእ ምህሮ እዩ ኢልዎ ኣሎ። ሐ. ብመሰረት ገላ 2:21 ድማ "ንሞት ክርስቶስ ከንቱ ምግባር : ንጸጋ ኣምላኽ ምስትንዓቕ እዩ። "ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ። " ገላ 2:21 ካልእ ወንጌል : ካልእ ምህሮ ማለት : እዚ ንሕና ንኣምኖ : ትምህርቲ ሐዋርያት ኣይኮነን። ካልእ ካብቲ ጳውሎስ ዝምህሮ ብዓይነቱን ብትሕዝቱኡን ዘምጽኦ ውጽኢትን ዝተፈልየ እዩ። ጳውሎስ ጽሩይ ወንጌል ስለዝመሃረ : የሳጉግዎ ነይሮም። ነቶም ካብቲ ጹሩይ ወንጌል ሕጊ ክውስኹ ዝምህርዎም : ዝሕብልዎም መማህራን : ካብቲ ጸዋዒ ከምዘይኮኑ "መዕገርገርቲ : እንተዝቑረጹ" ኢሉ ይረግሞ። 7፤ ጽቡቕ ትጐዩ ኔርኩም። ንሓቂ ኸይትእዘዝዋ ደኣ መን ዓገተኩም፧ 8፤ እዚ ምሕባልዚ ኻብቲ ዝጸውዓኩም ኣይመጸን። 9፤ ሒደት ማይ ብሑቕ ንብዘሎ እቲ ብሑቕ የብኵዖ እዩ። 10፤ ኣነ፡ ገለ ኻልእ ከይትሐስቡ፡ ብኣኻትኩም ኣብ ጐይታ ተኣሚነ አሎኹ። እቲ ዜዕገርግረኩም ግና፡ ዝዀነ ይኹን፡ ፍርዱ ኺጸውር እዩ። 11፤ ኣሕዋተየ፡ ኣነ ገና ግዝረት እሰብኽ እንተ ዝህሉ ደኣ፡ እንታይ ኢሎም ሕጂ ዚሰጉኒ፧ እምብኣርከ መዓንቀፊ መስቀል ተደርብዩ። 12፤ ኣየ፡ እቶም ዜዕልዉኹም ኰታ እንተ ዚቝረጹ። ገላ 5:7-12 እሞ እዚ ጽሩይ ምህሮ ጸጋ ናይ ጳውሎስ : ካብቲ ምህሮ ሃዋርያት ዝፍለዶ ይመስለካ?ያእ ኣይፋሉን ! እቶም ዝጠዋውይዎ ክጠዋውይዎ እንዳደለዩ እምበር : "ፍጹም" ሐዋርያት ደኣ ይንእድዎ ነይሮም እምበር። ንኣብነት ጴጥሮስ ከምዚ ኢሉ ኣሎ: 15፤ ከምቲ እቲ ፍቁር ሓውና ጳውሎስ ድማ በቲ እተዋህቦ ጥበብ ዝጸሐፈልኩም፡ ነቲ ትዕግስቲ ጐይታና ንምድሓንኩም ቍጸርዎ። 16፤ ንሱ ኣብ ኵላተን ደብዳቤታቱ ድማ ነዚ ነገር እዚ ኺዛረበሉ ኸሎ፡ ኣብኡ ንምስትውዓሉ ዚሽግር ሓያሎ ነገር አሎ። እቶም ደናቝርትን ዘይጽኑዓትን፡ ከምቲ ነቲ ኻልእ ጽሑፋት ንጥፍኣት ርእሶም ዝጠዋወይዎ ገይሮም ይጠዋውይዎ አለዉ። 2ይ ጴጥሮስ 3 :15-17 ሻሎም

  • @gargasgargas7895
    @gargasgargas78954 жыл бұрын

    ሐናንያን ሰጺራን ሲ ኣይመለሳን ርእሱ ክሐክኽ ጀሚሩ ምልክት ሐሶት ጥውይውይ

  • @Rhema78

    @Rhema78

    4 жыл бұрын

    ምናልባት እታ ዝቐለለት ሕቶ ንሳያ : ካባይን ካባኻን : ዝሕሹ ፍርቂ ሃብቶም ክህቡ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ሰባት እዮም ኢለ መሊሰ እየ። ንሩኽ ኢኻ

  • @alexandermerhawi8511

    @alexandermerhawi8511

    2 жыл бұрын

    መጀመርታ ሰላም ናይ ክርስቶስ ኣቤትካ ይብዛሕ ፡ፓስተር ራሕቦት ናብታ ሕቶ ክኣቱ ታመልሲ ፡ እባ ኣብሃለይ !!!

  • @senaytzrea7025
    @senaytzrea70253 жыл бұрын

    Wala 50amet yhlfea hasot entkoynea hasotea eyi

  • @truthsetsfree2955
    @truthsetsfree29554 жыл бұрын

    Brother Rohabot sad to say you haven't answered even one question but you kept blaming Asher. That is not mature and it is disappointing to see you resort to such lowly methods. I hope you learn for the next part and come better prepared.

  • @aronhidray69
    @aronhidray694 жыл бұрын

    An menfes eye be siga zegbere hatiat menem sheger yelen zeble nay emnet menqeskas aymherun eyom This completely wrong!!

  • @medhaniefitsum8880
    @medhaniefitsum88802 жыл бұрын

    Samsom newmovemnt nay evangelical doctrine ናይ ሰማይ ምድሪ ፍልልይ እዩ ዘለዎ ከተቀራርብ ኣይትፈትን

  • @amanjemal9203
    @amanjemal92034 жыл бұрын

    Philosophy eyu ezi zay mexhaf qudes

  • @amantegegne5101
    @amantegegne51014 жыл бұрын

    ንምስትውዓል ህዝብ ኹሉ ከስተውዕሎ ዘለዎ ወ,ሳምሶን ሰለምንታይ አታ ቭድዮ ቆርጽኾማ, ኣብታ ሃነንያን ሰጰራን ምስ ሓተትካዮ ኣብ ደቂቅ19፥10 ክሳብ 19፥14 ደቂቅ ዘሎ አቲ ሓሶት መልስ ሸፍንኹማ, ህዝብ ንከተታልሉ ዱዪ አታ መልስ ቆርጽኹም , አቲ ቭድዮ ኣቀልዕኹም አዚ ዓመጽ አዪ ነቲ ሓሶት መልስ ሓቂ ንምምሳል ደዪ ግና አግዝኣብህር ጻድቅን ቅዱሱን አዪ ንኹሉ ከከም ግብሩ ዝፈርድ አዪ ንአግዝኣብህር ንፍራሓ ሕጀ ወን አግዝኣብህር ንዓመጽ ከይቆጽዕ ኣይተርፍን አዪ ንምስትውዓል ንኹሉ ህዝብ ካብዚ ሓሶትን ፥ ሰይጣናዊ፤ ሕውስዋስ ትምህርቲ ካብዞም ቃል ኣምላክ ዝጥዋውዩ ዘለዉ ሓሶውቲ , ኩብራት ህዝብ ኣምላክ ርአስኹም ሓልዉ

  • @hakiyser403
    @hakiyser4034 жыл бұрын

    No answer at all the same answer like issyas afwerki

  • @temesghen9252
    @temesghen92523 жыл бұрын

    እዚ ዝምልሶ ዘሎ መልሲ ልክዕ ከም ኢሰያስ ኣፈወርቂ እዩ ኮለል ዝብል ብትኽክል ኣይምልስን እዩ.ንስኻ ውን ከምኡ ኢኻ.ነታ መልሲ ናይ ሃናንያስ ሰጲራን ኤዲት ጌርካ ኣውጺእካያ.

  • @yohanneskidane6648
    @yohanneskidane66484 жыл бұрын

    ናትኻ ወንጌል እዩ ኻልእ ወንጌል ተመለስ እንተ ደይተመልስኻ ክትጠፍ ኢኻ መሕበር ኣምላኽ ክትውግዞም እያ ዘላዋ ፓስተር ሳሚ ተባረኽ እዚ ግና ኣየድልየናን እዩ ጥዑይ ትምህርቲ ክተምጽኣልና ንላቦ ተባረኽ

  • @Merih98614

    @Merih98614

    4 жыл бұрын

    I disagree with Rahboth in many points but I perceive that you need to be born again friend.

  • @wegenhakimukan6730
    @wegenhakimukan67304 жыл бұрын

    ዝኸበርካ ራሕቦት ኩቡር ሓው ሓውና mrmehary ጹቡቕ ጌሩ መሊስልካ እንትኾነ ግና እስከ ቁሩብ ክውስኽ፡ በቃ ብድብዱቡ ኩሎም መንፈስ ሙኻኖም ዘይኣምኑ ሰባት ስጋውያን ሙኻኖም ገሊጽካ፡ ሰብ መንፈስ ሙኻኑ እንተ ዘይሓሲቡ ካርናል እዩ ኢልካዮ ዝገርም እዩ፡ ኣዚዩ ዘስሕቕ ዘረባ እዩ። ሰብ ናይ ላዕሊ ክሓስብ መንፈሳዊ ሙኻኑ ጥራይ እዩ ክፈልጥ ዘለዎ፡ ራሕቦት ሓወይ ሰብ መንፈስ ኣይኮነን ኢሎም ብወግዒ ዝቋወሙ ሰባት ጹሕፋቶም ተባሪካሉ መስለኒ ሴር ክትገብሮ ተዓዚበ ኣለኹ፡ እዋእ ከመይ ጌርካ ደኣ እሞ ናይ ዘይተገልጸሎም፡ ካርናል ሰባት ምህሮ መንፈሳዊ ኮይኑ ተሰሚዒካስ ሼር ትገብር? ብርግጽ ሓቂ ንምዝራብ ንስኻ እዚ ኣነ ዘይቅበሎ ምህሮ ምሓዝካ፡ ኣይሓወይን እየ ኣይብለካን እየ፡ ብጎይታ ሓወይ ኣብታ ትመጽእ መንግስቲ ድማ መዋርስተይ ኢኻ ግና እቶም ሰብ መንፈስ ሙኻኖም ዘይኣምኑ ሰብታ ስጋውያን እዮም ምባልካ ግና ቁሩብ ዶ ናይ ስነ ሞጎትካ ዓቕሚ ዝወሓደ ኮይኑ ተሰሚዒኒ። ብ ሓፈሻ ግና ኣብ ክልቲኡ ስነ ሞጎትካ ከም ዝግብኣ ንዝኣመንካሉ ናይ እምነት ምንቅስቓስ ብዝግባእ ክትምልስ ከም ዘይከኣልካ እዩ ። ኣምላኽ ይባርካ ኣገልግሎትካን ሓዳርካን ይባርኽ።

  • @Infoismylife
    @Infoismylife4 жыл бұрын

    Pointless.

  • @pastorezra43
    @pastorezra434 жыл бұрын

    ቢሾፕ ረሓቦት፡ ሰለቲ ኣዝዩ ዘገርምን ብሱልን ምላሻትካ ኣምላኽ ይባትኽካ። እታ "ጸጋ+ግበር ምስ ጸጋ+ንበር" ትብል ኣገላልጻኻ ፈትየያ። ወንጌላዊ ሳሚ ድማ፡ ስለ ኹሉ ጸዓትካን፡ ኣገልግሎትካን ኣምላኽ መመሊሱ ይባርኽካ፡ እብል

  • @asmaratimes3140

    @asmaratimes3140

    4 жыл бұрын

    Bishop ? Is he ? But he don't know the bible at all.

  • @estifokbu9672
    @estifokbu96724 жыл бұрын

    መስሓቃት ኢኹም ንስኹም ሓደ ከይተወድአ ሓደ ስለምንታይ እቲ ዝተሓተቶ ሕቶ ምሉእ መልሲ ብቃል ኣምላኽ ዘይህበሉ፡

  • @robieltesfagehergsh7514
    @robieltesfagehergsh75144 жыл бұрын

    ተባረኽ ፓስተር ራሕቦት ጸጋ የብዝሓልካ ውጹእ ሓቂ ዝኮነ ቃል ኣምላክ።

  • @estifokbu9672
    @estifokbu96724 жыл бұрын

    HHHHHMMMMMMM

  • @rishangilay6527
    @rishangilay65274 жыл бұрын

    Egziabher menfesyu etom zsegdlu kea bmenfesn bhaqn ksegdelu ygbae. Nhna bxega ena dhina. Bkemu bxega ekum zdehankum Ezi kea whbet amlak ember kabana aykonen. Memharana zmeharuna ezi eyu Pentecostal. Mdhan bemnet ember bgbri zbel aytemeharna kabey amxiekayo Gbri eyom zmhru tbel Bseb gelatya tmsel kea wey zgermyu nhnas xega amlak ekul eyu buu Ena dhina buu Ena nnebr buu nmkah. Seb menfesyu ktbel keleka kabey tebegesika beyenay chibti . Adam emo qdmi mwdaqi menfesyu neru ktblena eka.

  • @dallykeleta159

    @dallykeleta159

    4 жыл бұрын

    እብራውያን 12 (Hebrews) 7፤ ቅጽዓት እንተ ተዓገስኩም፡ ኣምላኽ ከም ውሉድ ገይሩ ይርእየኩም እዩ። ኣቦኡ ዘይቀጽዖኸ እንታዋይ ውሉድ እዩ፧ 8፤ ብዘይ እታ ዅሎም ዝሐበሩላ ቕጽዓት እንተ ዀንኩም ግና፡ ደቓሉ እምበር፡ ውሉድ ኣይኰንኩምን። 9፤ ኣብ ርእሲ እዚውን ዚቐጽዑና ኣቦታት ስጋና ኻብ ዚነብሩና እሞ ካብ እንሐፍሮም፡ ብህይወት ምእንቲ ኽንነብርሲ፡ ነቲ ኣቦ መናፍስቲ ኣዚና ኽንእዘዞዶ ኣይግብኣናን እዩ፧

  • @dallykeleta159

    @dallykeleta159

    4 жыл бұрын

    Ezgabhare beztefelaley mengedey yekezana eu. Eta motive gena kab fekru zetelale eu. Nabotana kemelsena selezedeleya eu. Christina nazelalem alewo esu b tsega belo which is no one can take it away from us. Kekem gebrina gen kenhtet ena. Abzey zemen entezey tekesina abtey zemeza zemen knkisa ena. Wulud nab zelalemawey tifat aykeyden eu gen meksatey gen alewo.

  • @user-re1de8pu4t
    @user-re1de8pu4t4 жыл бұрын

    # go back to school # none sense!

  • @dallykeleta159

    @dallykeleta159

    4 жыл бұрын

    Paster Samsom, paster Robert God blessed you guys. Ezgabhare n christnat yekaza eu zububuk aleka. እብራውያን 12 (Hebrews) 5-6፤ እቲ ኸም ንውሉድ ገይሩ፡ ወደየ፡ እግዚኣብሄር ነቲ ዜፍቅሮ ይቐጽዖ እዩ እሞ፡ ነቲ ዚቕበሎ ዘበለ ውሉድውን ይገርፎ፡ ስለዚ ቕጽዓት ጐይታ ኣይትንዓቕ፡ እንተ ገንሓካውን ሕሊናኻ ኣይተዕርብ፡ ኢሉ ዚዛረበኩም ዘሎ ምዕዶ ኸኣ ረሲዕኩምዎ አሎኹም። እብራውያን 12 (Hebrews) 10፤ እቲኣቶምሲ ንቕሩብ መዓልቲ ኸም እተራእዮም ገይሮም ቀጽዑና፡ ንሱ ግና፡ ካብ ቅድስናኡ ምእንቲ ኽንማቐል ኢሉ፡ ንጥቕምና እዩ ዚቐጽዓና። 11፤ ቅጽዓት ዘበለስ ንጊዜኡ ንጓሂ እምበር፡ ንሓጐስ ከም ዚኸውን ኣይመስልን እዩ፡ ንዳሕራዩ ግና ነቶም ዝለመድዎ ናይ ሰላም ፍረ ጽድቂ እዩ ዚፈሪ።

  • @truthsetsfree2955

    @truthsetsfree2955

    4 жыл бұрын

    I agree 100%

Келесі