መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን -- ተደመሮ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ

ናይ ዩኒቨርስቲ ትምህርቲ ኣቋሪጹ ኣብ ፈለማ 1974 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ዝተሰለፈ ሰመረ ሰሎሞን፡ ኣብ ወታሃደራዊ ውግኣት መሪሑ፡ ተገሊሉ፡ ድሕሪ ናጽነት ጸኒሑ ደስኪሉን ኣብ መወዳእታ ንስደት ኣምሪሑን። ኣብ ፈለማ'ዞ ዓመት “Eritrea’s hard-won independence and unmet expectations: From the perspective of a veteran freedom fighter”ብዝብል ኣርእስቲ ዘሕተማ መጽሓፍ ኣመልኪትና ጋሻና ጌርናዮ ኣሎና።
Book- “Eritrea’s Hard-won Independence and Unmet Expectations: From the perspective of a veteran freedom fighter” (2024) by Semere Solomon
🔵ድምጺ ኣመሪካ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ'ውን ንመላእ ዓለም ብቋንቋ ትግርኛ ዞባዊ ዓለምለኸ ዜናን ዝተፈላለዩ መደባትን ይፍንው።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: bit.ly/3e1Wcvz
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለምለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መዓልታዊ ካብ 10:00-10:30 ምሸት ብኣቆጻጽራ ኤርትራ ወይ 4:00-4:30 ምሸት ብ ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ብሬድዮ: ብሳተላይት: ብመርበብ ሓበሬታ: ፌስቡክን ዩቱብን ብቐጥታ ይፍነው::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com/
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Пікірлер: 1

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie70432 ай бұрын

    Thank you.

Келесі