No video
መሳጢ ኣገላልጻ መስዋእቲ ብኣሕፈሮም ተወልደ | Impressive explanation of martyrdom by Ahferom Tewelde.
Renaissance Media
መሳጢ ኣገላልጻ መስዋእቲ ብኣሕፈሮም ተወልደ ኣብ መደብ ድባብ ምስ ጋዜጠኛ ማና ኪዳነ | Impressive explanation of martyrdom by Ahferom Tewelde with host Mana Kidane in Medeb Dbab.
Пікірлер: 280
Memhrey Aboy Ehforom Tewelde Edmen Tenan yhabka Fetari ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🌷👍
Wowww wonderful ዝብላዕ ዘረብ ብዘይ ማይ ዝውሐጥ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ብጻይ ኣሕፈሮም ተወልደ ሰውራ ኤረትራ ካብ ዘፍረዮም ኣዝዮም ብሉጻት ተገዳልቲ ሓደ እዩ። በኣጋጣሚ ዕስራ ሰነ ንዘቕረብካዮ ኣዝዩ ልቢ ዝምስጥ ቃለ መሕትት ድማ ብልቢ የመስግን። ዘለናዮ ግዜ ድማ ከም በዓል ኣሕፈሮም ዝኣመሰሉ ብሉጻት ካድረታት ኣብ መራኸቢ ብዙሃን እንዳ ኣምጻእኹም ታሪኽ ኣብ ምትሕልላፍን ንቕሓት መንአሰያት ኣብ ምብራኽን ዝላዓለ ግደ ክትጻወቱ ይምነ ዕድመን ጥዕናን ክህበልና ድማ ይምነ። ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ!!!!!! ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷።
@eritrearightorwrong4192
2 жыл бұрын
እዚ ድዩ ኣሕፈሮም ኣብ ናቕፋ መምህር ናይ ካድር ዝነበረ ኣብ ወረራት ድማ ኣማሓዳሪ ሰንዓፈ ኔሩ ትፈልጦ እንተኾንካ ማለተየ
@senaitgeremedhin6515
Жыл бұрын
ብጻይ ኣሕፈሮም ተወልደ ገዲም ተጋዳላይ ሓያል መግለጺ ንዝኽሪ ሰማእታትና ብምሃብካ ብልቢ አመስግነካ። ንበር ክበር።
ይበል. ኣገላልጻ. ወዲ. ተወልደ. ብልቢ. የድንቀካ. ተዓወት. ዕድመ. ይሃብካ
I Love my people....I love my people....Great Speech....Egziabher yemesgen We are Eritreans.....Thanks to God....Lomi tehagusie....
ማና።ክቢሪ ይሃቢኪ ነዚ ዓቢ መምህር ምምጻእኪ።
Waw I don't have words my hero teacher asmerom .thanks kesenu jefanu semaietat
Mr. Ahefeom I appreciate you this is Heroic Eritrean imge.
ቃለ መጠይቕ ብጣዕሚ ሓጺራ።
Wow amazing interview Thanks EPLF 💥💪💪💪🤩
ባጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ ማና! ንከም ብዓል ኣሕፎሮም ካብ እቶም ዘይንገረሎም ምሉእ ስነምግባር ዝውንኑ ብዓል ሕልና፡ ብሙሉእ ብቕዓት ገሊጹ ዘረድእ ብዓል ምሉእ ፍልጠት! እቲ ዘገርም ናይ ዚ ሰብ ዚ ብልጫታት ብቐሊል ክግለጹ ዘይክእሉ ማእለያ ዘይብሎም ብጽቡቕ ዝግለጹ ታሪኽ ዩ ዝውንን። ዕድመ ይሃብካ ጥራይ!!!
መምህር ኣሕፈሮም ብቕኑዕን፡ትሑትን ኣገላልጻ መንእሰይ ዘንቅሕ ውፉይ ኣቦ፡እንተ መደብ ድባብ ግን በጃኹም ካልኣይ ግዜ ዓድሙልና።
KUBUR AHF ROM 10000 MSGANA .KESULULNA AGEDASI ZKONE TMHRTI 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
🤲🤲👍👍🙏🙏🎂🎂ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎሰ ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ነሐፋሸ። 🙏🎂🎂🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
ስዋትና ክብርን ዝኽርን ንስወኣትና ።ተዓወት !!!!
Simply amazing strong message
Thank you so much 💙 💚 💙🇪🇷🙏🙏🙏.
@Hager330
2 жыл бұрын
Teqawami eye r u sure to give me thumbs up 👍
nice explanation, And also good massage too our society, Thank so much ❤🇪🇷.
👏👏👏👏👏👏👏👏👏 ኤረትራውነት ኩቡር መንነት ዘለኣላማዊ ዝክርን ሞጎስን ንስውኣትና
Our teacher,but we are out said of our country! The great man
ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስ ንስማአታትና ወትሩ ዓወት ንሐፍሽ
Mes zom abeti memaheran 🇪🇷🇪🇷🇪🇷geganu gezie ahxirkia👌👌👌 mana haftay🙏🙏🙏
👏👏👏 brave explanation
ዋይ ዓቢ መምህር ዕድመን ጥናን ይሃቢካ እቶም ኣብ ስርሖም ገጋ ዝገቢሩ ዘሎዉ ክሰምዕዎ ዘለዎም ።
@Luliymoss
2 жыл бұрын
Nebealu hada kabetom serkety eyou adhano tewelda lekebat hasaweay ab 2004 nay keder memheray neru eyou beakel yefelto eya
@asterisayas8522
Жыл бұрын
@@Luliymoss ሙሽሙሽ ሽለት 👉🍔🍟+🍺🍺🍺🍺🍺+🚬🚬🚬🚬=🛌
ሰላም ኣሕፈሮም፡ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ድምጽኻ ምስምዐይ፡ ብጣዕሚ ሕጉስ የ። ሰላም ንስድራኻ። ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ።
@embaderho4807
2 жыл бұрын
When the last time you saw him - was it in Sem-sem refugee camp visiting his darling?
@haileabtsegai7867
2 жыл бұрын
Thank you for your negative feedback, How, where & when I met Ahferom is none of your business.
Mr. Ahferom zmharekum alokum do ab sawa wey ab mai nefhi he is such a talented and intelligent.
ፖውውውውውው ንኣድንቆት ዝኸዉን ቃል,ካ ኣይረኽበልካን ተዓወት ገለ ዓይነት ኣገላልጻ።!!(((9)))
Fantastiskt God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💖💖💖
Egzabihear hagerna Eritrea barka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job ahferom....thanks mana...nnweh zbele gize. Degimki. Ketemxelna.....ylabeweki....wedehanki....
መምህር ናይ ብሐቒ አሕፈሮም ብዝማሃረኒ አብ ተ ሐ ኤ ኸሉኹ ስጋዕ ሕጂ ዎላ ስነፍ እንተኸንኩ ብሃገረይን ብስውአተይን ግን ዎጋ ዕዳጋ አየእትየ አይፈልጥን ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና
@embaderho4807
2 жыл бұрын
ኣማን ብ ኣማን ሰነፍ:::
How strongly shabya God bless you forever AWET NHAFASH 👉❣️🇪🇷👈👍👍👍👍👍🇪🇷❣️👈🌍
" ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና " ሰማእታትና ብግብርና ይደበሱ
Andebete reteu memher Aheferom ,wish u long live
"The only thing necessary for the triumph of evil is that good men do nothing". In my opinion I can not say Ahferom is a good man, but an intelligent man who fits the later part of this quote for personal gains.
@rehaboth203
2 жыл бұрын
Truer than true!
@meharizemichael8445
Жыл бұрын
Mana also too in 2006 , she was my favorite young aunts classmate. Smart woman from our mothers and sisters. Stay safe, strong and blessed.
God bless Eritrea 🇪🇷🙏
ክብረት ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራተይ ንበሩልና🇪🇷💖🙏::
Eritria prevails 🇪🇷❤️🇪🇷 we are Hizbawi gnbar 🇪🇷❤️🇪🇷 one love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍🇪🇷
ስውአተይ! እቲ ትማሊ ~ ብግብሪ ዝመሓልኩሉ፥ ምእንቲ ናጽነት ~ ሂይወት ዝኸፈልክሉ ! ሎሚ ውን ~ ምእንቲ ሉኡላውነተይ፥ ንሰላም ደጊመ ~ ሂበ ሂይወተይ ! ብመስዋእቲ ~ ኣቦይ አደይ፥ ብመስዋእቲ ~ ሓወይ ሓፍተይ፥ ብመስዋእቲ ~ ብጻይ መጋድልተይ፥ ብመስዋእቲ ~ የዕሩኽ መማህርተይ፥ ኣይተዛነኹን ~ ኣለኹ ኣብ ማሕላይ። ትማሊ ~ ጽዋእ መከራ ~ ጨሊጠ፥ ንዘይክአል ~ ከም ዝከአል ~ ለዊጠ፥ ንዘይምባር ~ በጃ'የ መሪጸ ! ካብ ተንበርኪኽካ ~ ብልማኖ ሞት፥ ጽንዓት ይሓይሽ ~ ክሳብ ሓቂ ~ ዓወት፥ ኢለ'የ ተጸሚመ ~ ንዓመታት! ስውአተይ! ኣብ ዕላማይ ' የ ዘለኹ፥ ብርእሰ ተአማንነት ~ ንኹሉ፥ ንዘልአለም ~ ክበሩ ~ ቅሰኑ ! ግን ! ንመቓብርኩም ~ እንተ መጸ~ ዘየቕስን፥ ንሪም ክትንክይ ~ ብሑጋ ~ ዝብል ኒን ! ኣለኹ ሒዘ ~ ሓያል ጸዓት፥ ጽንዓት ~ ብጽንዓት ~ ብምምካት ! ደሓን ግና ~ ኣለልየዮም ' የ ~ ተመወልቲ፥ ብላይ ክዳን ዝለበሱ ~ ናይ ጠለምቲ ! እቶም ጉራማይለ ~ ስሱዓት ዕሱባት፥ ኢለዮም ! ታሪኽ ኣይኮነን ~ ንንግዲ ንመኽሰባት ! ብዓልየት ሃይማኖት ~ ሽመት ዝምነ፥ ብጎዶቦ ኣውራጃ ~ ሽም ዝሕረ ! እከለ'ባ ወዲ እከለ ~ ኢሉ ዝጎዛዚ፥ ይብሎ ድማ•••! ናይ ስውአተይ ለበዋ ~ ኣይኮነን እዚ ! ትማሊ! መኺርና ~ሚሒልና ~ ንኸይንፈላለ፥ ሎሚ ውን! ኣለና ንመኻኸር ~ ንምሕል ~ ንኸይንፈላለ ! ነቲ ሓድነት ~ ጥሙር ~ ኒሕ ብኒሕ፥ የለን! ንጽኑዕ ቅናት ~ ዝፈትሕ! እንተ'ቶም ! ንናጽነትና ዝምነዩ ~ ሲኦል ቃልቃል፥ እናተገደዱ ~ ብቑንጣሮ ~ ኩላሶ ምቃል፥ 'ታ ዝረኽብዋ•••! ምንድልሃጽ 'ያ ~ ንሃው ዝበለ ቖልቛል ! ስውአተይ ! አለኹ ምሳኹም፥ ስጉመይ ~ አሚነ 'የ ንዓኹም ! ንፋስ መንጠሊና ~ እንተ መጸና፥ ወቕዒ ሃሱሳት ~ እንተ ፈተነና ! ንብሎም ድማ•••! መሕለሚ ቦታ ~ ምረጹ፥ ለባም ዘመና ~ ለዊጡ 'ዩ ገጹ ! ብምጽማም ~ ጽንዓት ዝፈጠረ፥ ብጽንዓት ~ ሓድነት ዘትረረ፥ ወትሩ ~ ሕድሪ ስውአት ~ ዝዘከረ፥ ሞሳን ጻማን ~ ኣለዎ ኣብዚ ግዜ ! በሉ ! ድሕሪ ደጊም ፥ በብውልቂ ~ ነፍሲ ወከፍና፥ ወትሩ ንዘክሮም ~ ብልብና፥ ስውአተይ ~ እናበልና! ስለዚ ••••! ብልጽግቲ ምዕብልቲ - ኤርትራ ክትህልወና ፥ ብዕዮ ሰራሕ - ይደበሱ ስውእትና!!!!
@AlenaRiyadh
2 жыл бұрын
selam Solomon Can I meet you in Fb or twitter?
ብጣዕሚ መሃርን መሳጥን ኣስተምህሮ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ከስተውዕሎን ክሕይኾን ዝግባእ ።
Thank you baba ahferom
Thank you anbesa sebay eka bal haqi
ብጣዕሚ በሊሕ አገላልጻ ብጣዕሚ ንፉዕ መራሒ Please interview him next time we need to know more.
ናይ በሓቂ በሊሕ ተንታኒ እዚ ኹሉ ዝበልካዮ ኣብግብሪ እንተዝውዕል ኤርትራ ህዝባን ዘኹርዕ ኣካይዳ ምማዕበለ።
ጽቡቅ መግለጺ የሕፈሮም ዘዐግብ መግለጺ
እዚ ሎሚ ደምጻእኹሞ መሳጥን ማሃርንዩሞ ኩሉሻዕ ክቕጽል አለዎ የቐንየልና::
ታሪኽ ስውእ ሃሲሱ አይተረፈን ነባሪዩ ንዘለኣለም። ነድንቕካ ዕላማ ስውእ ብዝግባእ ብምግላጽካ።
አእምሮኻ ዘሕዲስ ቃለ መሕተቲ ከምዚኦም ሐርበኞታት አምጽእሉና Eri tv ብፍላይ ድማ መደብ ድባብ። ሎሚ መዓልቲ ከም 2ይ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ገረ ኢየ ዝቆጽራ በጃኩም በጃኩም ጀጋኑ ሐርበኝታት ብህወይት ከለው ይዛረቡ አቅርቢዎም። ቡዙሐት ጽቡቃት መደባት ይቀርቡ አለው ግን እኹል አይኮነን። ጸገማት ክህልወኩም ግድንን ርዱእን ኢዩ።
Thank you zehugus habereta Eritrean adey Eritra hagerey thank you
Bab Ahferom ❤️❤️❤️❤️
ኣንታ ሎምስ ጸሓይና መሊኣ ኪትበርቕ እያ ግዲ ፧ ምኽንያቱ ተጋዳላይ ኣሕፈሮም ተወልደ ናብዚ መድረኽ ምውጽኡ ። ከምዚኦም ዚኣመሰሉ ሓያላት ካድረታት እሞ ድማ ብቅንዕና ንሕዝቦም ዘገልግሉ ንቅድሚ እንተ ወጺኦም ሕዝቢ ኪነቅሕን ኪድበስን ወለዶ ኪነቅሕን እዩ ዝኽእልሞ ኣቶ ተወልደ ንዓኻን ከማኻን ብቅንዕና ዘገልግሉ ጀጋኑ ዕድመ ይሃብኩም ።
@kudus7756
2 жыл бұрын
ተዓወት ሓቅኻ መስተውዓሊ ሰብ
I love my people I love my people nice speech god bless you my bother
ክቡር ብጻይ አሕፎሮም ካብቶም ብሱላት መምህርን አላይን ናይ ፓለቲካ ተንታኒን ካድር ካባኻ ንረኽቦ አስተምህሮን አፍልጦን አይፈለየና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
ማና እዛ ቃለ መሕትት ዳግመ ግምት ግበሩላ ማራ ሓጺራ ። እዚ ኣዝዩ ኣገዳስን ረዚንን መልእኽቲ ናይ ብጻይ ኣሕፈሮም ብሓደ ሰዓት ዝውዳእ ኣይኮነን እሞ እንደገና ብስፍሕ ዝበለ መንገዲ ከተቕርቡልና ይምሕጸን።
@amanuelhabtayeyenumberone1581
2 жыл бұрын
This interview is been long time.make sure
Merhaba siwur xega Hager, enkae dehan mexaeka. Zelalemawi zikrin kibrin nisemaetatna , awet nhafash 💪🇪🇷💝👑💝🇪🇷💪
zelealemawi kibirn zkrin n sematatna.enka natna konkum,btami des zbk agelalxa.kemzi aynet medeb yedlyena yu mo kexlwo.god bless eritrea.
Wwwou tsibuk hesab ,2 mesitiyat ab hede heger🇪🇷 .kemu dima helafinet zihezu nihzibiy kemey yegeligilu alewu 👌wedy seb hilina yigber 🙏💒kismaie zelewo 🌍
ላዛ ዘለዎ ቃላት ብሓቂ
He is a talented philosopher that paid his time like any other fighter for the people of Eritrea the new generation. needs more knowledge from you at the time global media
Mamhir ahforom bimadab amxilna mana gizia haxira bajakum ab qaxali amxulna
Murxux agelalxa ayana Ahferom. Zelalemawi zkhrn kbrn nswuatna.
Wawwwwww jgna aferom btame nfua
Memeher Ahferom nay beheqi teraki azentwi Thanks
Jigna shawey kulu halafnet selewo ksemaka ymne🙏👌
ክበር ንበር ጅግና! 🕯️🇪🇷🐪✊🕯️
ኣሕፈሮም ተወልደ ፡ ኣብ ቦጠሎንና 371 ብ1976 ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ካድረይ እዩ ነይሩ ። ካብቲ እዋን ኣትሒዙ ፡ ካብቶም ዓበይቲ ካድራት ምዃኑ ብግብሪ ዘመስከረ ፡ ዳሕራይ ከኣ ምስ ህ/ግ ክሳብ ነጻነት ብምሉእ ትብዓትን ተኣማንነትን ዝተቃለሰ ፡ ሕጂውን ድሕሪ ነጻነት ከይሰርልከየ ብልዑል ተበጃውነት ሃገሩን ህዝቡን ዘገልግል ዘሎ ፡ ሓደ ካብቶም ናይ ስውኣትና ህድሪ ዘየዕበሩ ፡ እንምኻሓሎም ጅግና ኤርትራ እዩ ። በዚ ኣጋጣሚ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።♥🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷
@romsbarry9993
2 жыл бұрын
Drbay jebha nerkas hgdef tdgef
@embaderho4807
2 жыл бұрын
No comment.
Hzbi Eritrea zeykesebelom.abeyti memahran (zeydgemu ftret) memhr Ahferom praud of u
👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💚❤💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrawit mukany yehebenek yekurani 🙏🤗🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕
Tegadalit Mana, with all these talents and experience you have, why is that we don’t see you frequently? Thank you deki Erey for everything you have done for our country
ሰሚናር ናይ አሕፈሮም ክትሰምዖ ብቃላት ዘይግለጽ ሙሉእ አኻላትካን አእምሮካን ዝሰርቕ፡ እንዃዕ ናትና ኮንካ ዕድለኛ እየ ብሂወት ከለኩ አብ አስመራ ሰሚናርካ ዝተካፈልክዎ 🙏🇪🇷🇪🇷👍🏾❤️
@semeretesfaghabir186
2 жыл бұрын
ነብስካ ፈቲካ ክኣ ሃዲምካ ሃዳሚ
@bltblt2473
2 жыл бұрын
ኣብ ህግደፍ ክሳብ ሎሚ እንተሎ ቀጣፊ እዩ.
@meramera1765
2 жыл бұрын
Hasawi belo
@natey8556
2 жыл бұрын
Ane wen Eti zednquo seb nay bhaqui ab seminar Sawa, abti gzeiti kulatna halftna yquexuena alwu ela ms hatetnayo zmelso melsi blbi eye zdnko, eta zblena zerba ab nay awel seminar tdegima ala
@bltblt2473
2 жыл бұрын
@@natey8556 እሞ ኪድ ናብ ኤርትራ ተመለስ.
ካላኣይ ሴልሳይ ክቕጽል ይምሕጸን ዝካኣል ተኾይኑ ሓደራ
❤❤❤
ሰአቶ ኣሕፈሮም ሰሚዕኻ ዝይትጸግቦ መምህር ኢኻ ክብረት ይሃበልና 🙏ማና ደጊምኪ ክተምጽዮ ንላቦ ወይ ክኣ ሰዓትኩም ቁሩብ ነዊሕ ግበርልና ክብረት ይሃበልና ነዚ መሳጥ ዝኾነ ታሪኽን ትምህርቲ ዝቅረብክልና ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ሞጎስን ንሰማኣታትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🙏🇪🇷
I am. Sentmentale. Of. Eritrea. M'y. Self. Iam. 48 years old. Nesmma. Nkroube. Gizna
U make me cry !!!!!Akk !!!
Ezi Sebay kab melaxe zbelih melhas eu zelewo 2013 zbelena yzkro genzeb , entkesirka wala hade aykeserkan gize tekesirka gele neger kesirka aleka tesfa entekoryxka gn kulu neger abkue alo kale ahferom tewelde
Mana I miss you so much ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘
❤
ንኣሕፈሮም ተወልደ በብኽፋሉ ጌርካ ህዝቢ ክምህር ኢዩ ዝግባእ እምበር ብፍርቅን ርብዕን ስዓታት ክውድእ ኣይግባእን። ብዝኾነ እተን ዝተጠቅመለን ድአቓይ ግን ዘዕግብ ትምርቲ ኔሩ
2012 ልክዕ ቅድሚ 10 ዓመት አብ ቕንያት መዓልቲ ስውአት አብ ቲቪ ኤረ ምስ ረአኩዋ ብጣዕሚ መሳጥን ሰሐብን ዘገርምን መብርሂ ብካድር አሕፈሮም ተወልደ ዝተዋህበ ብቃላት ዝግለጽ አይኮነን 💯💪🇪🇷🇪🇷🙏
ንክድንቕካ ቓላት ሓጺሩኒ
ይበል ጽቡቅ መግለጺ የሕፈሮም ከምዚ ዝበሉ ቡሱላት አቅርቡልና
Why this video is cut I did not understand.Where is the other part or the continuation of it.
Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣገናዕ ጅግና ወዲ ኤረይ እንተ በልኩ ኣዝዩ ከም ዝውሕደካ ይርድኣኒ እዩ። ግን ካልእ ቃል ስለ ዘየለ ንሱ የ ክብል ዝኽእል። ንመተካእታ መብርሂ ቃላትካን ትንተናዊ መግለጺታትካ ንውዱንን ውርጹጽን ቃላትካ መግለጺ ፍጹም ኣይረኽበሉን እየ። እዛ ክብርቲ ህያብ ስዋኣት ዝኾነት ኤርትራ ሃገርና ከኣ ሳላኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ ከምዚ ንስኻ እትገልጾ ዘለኻ ተማእዚኖም ስለ ዝጋዓዙ ዩ ኤርትራ ሃገርና ከምዝን ኣብዝን ደረጃ ክትበጽሕ ዝኻኣለት። ስለ ዚ ክበሩ ንበሩ፣ ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🇪🇷🇪🇷
Last time I saw him was 1985/86 Kartoum, Sudan meeting at EPLF office Giref district.He came from the field to update the situation.I wonder where the lady who was sitting beside him at meeting is..I need an answer
all Eritreans must please share and subscribe always don't forget
🛐🙏👌
Egziabher yemesgen, Egziabher Amlak Allo. Egziabher amlak ybarika, yikedisika, tibeb mistweal yehabika. Eritrawinet kubur meninet.....selesite gizie waga tekefilulina....bikemey 1.Goytana medihanina Eyesus kiristos kab menberu weridu tesewiu meytu neana nikulatina kab mot nab hiwot ,kab tselimat nab birhan, kab siol nab genet asegagiruna....binatsinet kinebir kiristos natsa awitsiuna. Kibri niegziabher yekun. 2. Kuburat Tegadelti tegadilom , meytom ,tesewiom, senkilom,demom afsisom ....nitselaina , demsisom , natsinet Amtsiomlina... kibirin mogesin nisemaetatina semaetatina yedebesu. 3. Warsay yekealo wedi sawa....nay weyanie werar mekitom hagerina awihisom kisae hiji dima biwishitin bidegen Hagerina yikelakelu aleu....Egziabher Amlak yihagiz. Egziabher Amlak Hagerina ybarik. Egziabher Amlak Hagerina ybarika. I am Eritrean. I love my people. Hawina Egziabher yibarika...bizuh temahire....ketsilelu.
ኣበይ ኣሎ ሕጂ እዚ ሰብኣይ, ኣገላልጽኡ ብጠዓሚ መሳጢ ምስ ፍልጠቱ!
@aynom4661
2 жыл бұрын
ናይ ማሕበራዊ ስነፍልጠት ቤትምህርቲ ናቕፊ ሓላፊ እዩ::
@embaderho4807
2 жыл бұрын
ሓደ ካብቶም ኮራኹር ዓዲ ሃሎ'ዩ ::
@user-xv3se1vp8z
2 жыл бұрын
@@embaderho4807 kkkkkk esika ke nay weyane dika wedi may telamit wixae
@embaderho4807
2 жыл бұрын
ወያነ ደኣ ንስኻ ሰነፍ::
@user-et1ls7pk8k
2 жыл бұрын
ኣሕፈሮም ተጋዳላይ ጀብሃ እዪ ኔሩ ምስ ሳግም እዪ ናብ ሻዕብያ ተጸንቢሩ ናይ ጀብሃ ኩሎም ንቁሓት ሓያላን ፖለቲከኛታት እዮም ኔሮም
Ahferom kenzi tblo zeleka ab gele gele tblo zeleka segment alo
እዋይ እዚ ድዩ ኣሕፈሮም ዝብሃል ሪኤዮ ኣይፈልጥን የ።
Ahferom tewelde is a good man and intelligent .I can't explain him. He is very smart .
@embaderho4807
2 жыл бұрын
Why you can’t describe him if he has an impression on you ? Is he because of his charming and soft spoken . My friend, Ahferom is serving a Frankenstein monster and he knows it.
@alextek8741
2 жыл бұрын
@@embaderho4807 Sekt Agamino
ምጥርታት፡
Degemuna ezi Beal haqi sebai
Amhadari Tserona.
ኣበይ ድኣ ኔርካ ዓሚ የ ዘበን ዉጹዓት ክስማዕ ግዚኡ ኣኺሉ ሎሚ እየ። ይፈርሃልካ ይፈርሃልካ ገለ ከየጋጥዕመካ ።ተስፋኤርትራዊ ኢለስርሜካ ኣሎኹ ኩቡርን ሑፉርን ሰብ።
ውውውውውውውውውው ኣሕፍሮም ተወልደ ኢንክዓ ይሕዋትካ ኮና
Kemziom ayney abeytn memharan sebat ab abi chanel wey eri tv zerghwom please
Where is the Hdri suwatna ?