መንፈሳዊ ዕዶት ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ ባፍሎ ኒዮርክ {ጸሎት ቅብኣ ቀንዴል}

መንፈሳዊ ዕዶት ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ ባፍሎ ኒዮርክ {ጸሎት ቅብኣ ቀንዴል}

Пікірлер: 14

  • @haileabraha7015
    @haileabraha70153 ай бұрын

    ኣዝዩ ደስ ዘብል ጥዑም መንፈሳዊ ናይ ሓጎስ ዜና'ዩ ። ኩልኹም ነዚ ቅዱስ መንፈሳዊ ተግባር ክዕወት ዝጸዓርኩም ግዱሳት እንቋዕ ደስ በለኩም !!

  • @amanteklehaimanot4344
    @amanteklehaimanot43443 ай бұрын

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ነገር እዩ ኣቦና ቀሺ ማርቆስ እንቓዕ ነዚ ክብሪ ኣብቅዓኩም። ንኣቦና መቃርዮስ ድማ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ብ ሃገርን እምነትን ኩርዓትናን ሓበናን እዮም።

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru26493 ай бұрын

    ጽቡቅ ዜና ኣቦና እልልልልል ቀሺ ማሪቆስ ፍትሓዊ ተባዕ ❤ ጎይታ ይታሓወሶ ካብ ጸላኢ የድሕንኩም 🙏 ነቶም ኣብኡ ዘይተረኸቡ ዝኸዉን ጸበል ኣብዝሕ ኣብልዎ ንቡዙሕ ህዝብና ክምሕር መታን ንብጹእ ወቁዱስ ኣቦና መቃርዮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ በረኸቶም ኣብ ቤትና ይብጻሕ 🙏❤️🎉🌹🌺❤️💐🌹🌺💐🌹🎉❤️

  • @yordag9538
    @yordag95383 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie95833 ай бұрын

    ኩቡር የኽብረካ መጠን ነብሱ ቐሺ ማርቆስ ኣቦ ሓቂ እንቋዕ ፍረ ጻማኹም ራኣኹም ደስ ዝብል ዜና'ዩ !!!

  • @otcanful
    @otcanful3 ай бұрын

    I can’t wait to have the Book

  • @tiebeghebru2649

    @tiebeghebru2649

    3 ай бұрын

    ❌❌❌

  • @AfariMoranSleuth.ExportedSalt
    @AfariMoranSleuth.ExportedSalt3 ай бұрын

    ቀሺ ማርቆሥ ደባስ ከም ኣመልካ ዶ ትናኸሥ ኣለኻ?

  • @user-mg9ul8hl5l
    @user-mg9ul8hl5l3 ай бұрын

    ኣታ ሰራቒ ቀሺ ኣብ ቀረባ ግዜ ተጸበየኒ ጉድ ናይቲ 230 ሽሕ ዶላር ጉድካ ከቃልዖ እየ።

  • @user-mg9ul8hl5l
    @user-mg9ul8hl5l3 ай бұрын

    ንስኻን ኣቲ ሰራቒ መቃርስን ንተዋሕዶ መርዚ ኢኹም። ንግዚኡ ተደናግሩ ትኹኡ ንለዋህ ሰብ ጉድኩም ናይ 230 ሽሕ ዶላር ግን ኣብ ቀረባ ግዜ ከቓልዖ እየ።

  • @user-mg9ul8hl5l
    @user-mg9ul8hl5l3 ай бұрын

    ኣቱም መናፍቃን ንምንታይ ኢኹም ካብ እምነትና ካብ ተዋሕዶ ዘይትርሕቁ ኣቶ ማርቆስ ምንፍቅናኻ ሒዝካ ዘይትኸይድ

  • @helensamuel6952

    @helensamuel6952

    2 ай бұрын

    Amlak mhret yewrdelka hawey hmak aleka

Келесі