ርክብ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን {ተዓዊትና} 1ይ ክፋል

ርክብ ህዝቢ ትግርያን ኤርትራን 1ይ ክፋል

Пікірлер: 10

  • @senaythayleslasye198
    @senaythayleslasye1983 ай бұрын

    ኣቦና ቀሺ ማርቆስ እቲ ትብዓትኩም ይገርመኒ ልሓቂ ደዉ ምስ በልኩም ፍረ ጻምእኹም እግዚኣብሔር ይሃብኹም ናብ ሓድነት ንመጸሉ ዘመን ኣይርሑቁን

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks3 ай бұрын

    ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስለቲ ኣብ ሃይማኖትን መንነትን ትግብሩዎ ዓቢ ጻዕሪ።

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai623 ай бұрын

    Zihizin Eyo. Bizigibai Abrikimo Alekum.

  • @haileabtesfayohannes7699
    @haileabtesfayohannes76993 ай бұрын

    ኣቦይ ቐሺ ማርቆስ ኣቦ ሓቂ፡ ኣቦ ትብዓት ኢኩም እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes22213 ай бұрын

    Abona eti zehzneni kemakum wuhudat mukanom medhin alem msakum ykun ⛪️🙏🙏🙏

  • @dorinegashhailu6543
    @dorinegashhailu65433 ай бұрын

    መጀመርታ ሰላምታ ብምቅዳም ቀጺለ ድማ ስማዕ ብንያም ኣቦ ቀሺ ማሪቆስ ዝኣኽሉ ኣቦ /ኣፍ/ ህዝቢ ትግራይ ዓዲምካስ ንዓቀብ ዘንጢካ ቀሺ ማሪቆስ እትብልስ ንእሶሙኻ ድዮም ዋስ እንታይ ወይስ ካብ ቤተክርስትያን ርሒቅካ ስለዝዓበኻ ኢኻ ምናልባት ግን ጴንጠ ማለት ፕሮቶስታንቲ እንተ ኮይንካ እምበር ህዝቢ ትግራይ እንታይ ይብል ጽቡቕ ገይሩ ይፈልጥ ኢዩ እሞ ካብቲ ወረጃ ህዝቢ ተምሃር ንስኻ እውን ወድሕንካ

  • @amanueltecleberhan3848
    @amanueltecleberhan38483 ай бұрын

    Dikon seltan kihidet dekikan Estifanos number 6 was answered by kishi markos

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie30433 ай бұрын

    Weyane zebaluwom meniesey eritrea n eritrea alagibkala ,ezi hasot eyu keshi ayhsun eyu

  • @BahLebi-gd5fj
    @BahLebi-gd5fj3 ай бұрын

    ክብሪ የሀብኩም ቀሺ ማርቆስ