መመረቕታ ስድራ ኢሰያስ፡ ሓበሬታ ካብ እስራኤል።

Ойын-сауық

Пікірлер: 28

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978Ай бұрын

    ነዛ ሃገር ዋኒነትና አያ ኒሚባል አዮም ነዚ ዘዋአዉ ቢሂጂ ኪመጹኡ አዮም ጋላዩ ኪሰርሁሉ አዮም ጊን ካአ ኣለቱ አምሂሩ ሃብቲ ሃገር ኣብ ቲህቲ ዋኒነቶም ገርሎም ይርከባ ዳአ አዚ ህዝቢ አዚ ኣታኪኡ ትራይ በሎም

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519Ай бұрын

    Eway lomis tiblwo tefikum Esias entezey ilkum yehmekum eyu

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham5322Ай бұрын

    You,re right to 100%🎉🎉🎉🎉🎉

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785Ай бұрын

    Sabia yezibihakehto Gebehakela Sabia niyeibihnikiha Gebeha lokomaze Azarezineberete Yeihatewegida Yeizibimezinuwa Sabianizehleme Eritrea 🇪🇷 Sabia Zimerehakaleyeine

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935Ай бұрын

    አራዊት እሰያስ እዚ ኩሉ መናእሰይ ህዝብን ዝበለዐ ደሞም ዝሰተየ አረሜን ስድርኡ ሳላ ሐዎም አብ ዝበለፀ ሀገር ሐቢኡዎም የንብሮም ነይሩ ሕጅከ እታይ እዩ ውጥም ውጥም የብሎም አሎ አረሜናት ስድራ ቁሩብ ዘይስምዖም ናይ ህዝቢ እታይ ገዲስዎም አብ ስድርኦም ጥራይ አይብፃሕ ፈተውቲ ነብሶም እዮም ንሐዎም ግደፍ ትጋገ አለካ ዘይበልዎ አረሜናት ፈጣሪ ይፍረዶም ማስጣ ህዝቢ አብ ገዝኦም ስድርኦም የውርደሎም ።

  • @senaynkuluseb
    @senaynkulusebАй бұрын

    ኣነ ከምዚኦም ዓይነት ንዓደቦኦም ዘይኮኑ ሕማቓት ተጋሩ ሪኤ ኣይፈልጥን አየ

  • @gggghhgbnmk9844
    @gggghhgbnmk9844Ай бұрын

    Anetum deqz gahbu temrq alkum deqz terwet

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785Ай бұрын

    Niseka abenereka Eritrea 🇪🇷 tegadeliti Sabiakisekekelo Asawi Asawi Tarikehalebo

  • @peaceforall-ug8vo
    @peaceforall-ug8voАй бұрын

    Kehruqo neti menisey ertra elu eyu.

  • @user-ux8jj7yt6b
    @user-ux8jj7yt6bАй бұрын

    ትብሎ ዘለካ ኩሉ ሓቂ እዩ ❤❤❤

  • @Semay125

    @Semay125

    Ай бұрын

    Hasawi kulukm hade

  • @Semay125
    @Semay125Ай бұрын

    Sukbel haswi 9 yehwat gedlil zenbru nexant Eritra zemxu sedra eyom kemaka aferfer ayblun eyom lekbat

  • @TN-ie1yh
    @TN-ie1yhАй бұрын

    ኣታ ሓውና እዚ ትብሎ ዘለኻ ሓቅነት ዘይብሉ ናይ ጸለመ ን ጽልእን ናይ ጎደናታት ዕላል ይበሃል ። ፕ/ኢሳያስ ከም ሰብ መጠን ስድራቤትን ኣዝማድን ክህሉዎ ንቡር ኢዩ። ኣሕዋቱ ውን ቆልዑቶም ከምሁሩ ተማሂሮምውን ትምህርቶም ክዛዝሙን ንቡር ኢዩ።እንታይ ሓዲሽ ነገር ኮይኑ ኢዩ። ንወረ ትረኺቡ ኢልካ እንትኾንካ ክም ዕላል ገርካ ውሰዶ ።ሓዲሽ ተር ኢዮ ኣይኮነን። ሜዲያታት መኣ ዝንንኩም ሲሒትኩም።ም እንቲ ቢዝነስኩም ድዩ። ሓዊ ተሳውሩ? ፕ/ ኢሳያስ ሰብ ኢዩ። ከምሰቡ ይነብር።

  • @gm5215
    @gm5215Ай бұрын

    እዚ ሰብአይ ሕጂውን የላምደኩም አሎ ቀስ ብቐስ ሕፍረት ዝብሀል የብሉን እስያስ ሎሚ ኤርትራ ውላዳ እንተዘይገዚእዋ አን ኤርትራዊየ ዝብል ከይርከብ መጹዊዒና ክአ ባራዩ ክኸውንዩ ደም ኤርትራዊ ክአ ባዕልኹም ቀጽልዎ እስያስ ጠቃር ሐሳዊ ቀታሊ እዩ

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jwАй бұрын

    N HAWNA NAY ISRAEL. SELAM. MEJEMERYA NAKHA DINA KINSEME WALA NETI MUSICA? KALAY KAB MENGSTI ISRAEL ALEO ZBELKAYO...? WELAHANTI AYNEGERKANAN. -BZTEREFE EZOM AB ISRAEL ZELEKHUM NAKHUM KITIBLU ETI TGEBREWO ZELEKHUM...TETEW ABLEWO::

  • @zewdizeray1633
    @zewdizeray1633Ай бұрын

    😂😂😂

  • @romanmesghina1107
    @romanmesghina1107Ай бұрын

    🤮🤑

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568Ай бұрын

    እንታይ ሃለውለው እዩ እሶም እንታይ ዘስግእ ሃሊዩዎም እዮም ምስጢር ኢልካ ዘረባ ፡ገመል ሰሪቕካ ጉምብሕጉምብሕ።እስኻ ስለዘይፈለጥካዮም ዶ ካልእ ኣይፈልጦሙን ኮይኑ ድዩ። ነዞም ሰባት እንድሕሪ ዘይትፈልጦም ኮንካ ባዕላዊ ትንታነ ኣየድልን እዩ ኔሩ። እዛ ቪድዮ ኻኣ ናይ ምምራቕ እንድሕሪ ኮይና ልክዕ ከም ሰቦም ወጺኦም ዘይምረቕሉ ምኽንያት እንታይ ኣሎ? ስለዚ ኩሉ ነገር ኣይትሓዋውስዎ።

  • @sarayohannes180
    @sarayohannes180Ай бұрын

    ኢሰያስ ምስ 8 ይሕዋቱ እዩ ተጋዲሉ ዝተሰውኡ ውን ኣለው። ድሕሪ ናጽነት ጉብኦም ምስ ፈጸሙ ከኣ ንደገ መጺኦም ተማሂሮም። so what?? ስርዓት ኢሰያስ ትምህርቲ, ስራሕ ከሊኡና ትብሉ ካብ ኤርትራ ምስ ወጻእኩም ዘይትመሃሩ ወይ ዘይትሰርሑ ካብ ኣእማን ትደራበዩ ደናቑር 😂

  • @kidaneweldegabir752
    @kidaneweldegabir752Ай бұрын

    ብዛዕባ ሓደ ሚሊን ይሕዋትካ ግበር ደደብ

  • @amanbb
    @amanbbАй бұрын

    Tgrawot eyom abom adiom agame eyom tenbenot eyom ab Eritrea 1% yeblomn ab California adiom ms 8 deka Kab 1980 tikimet neyra alewu

  • @Semay125

    @Semay125

    Ай бұрын

    Hasawi t pure eritrawian eyo wahtwo beray nefelt ena aby kemzilu aynkum dem meliu Hasadat

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990Ай бұрын

    ለኽባጥ ኢኻ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785Ай бұрын

    Sabia yezibihakehto Gebehakela Sabia niyeibihnikiha Gebeha lokomaze Azarezineberete Yeihatewegida Yeizibimezinuwa Sabianizehleme Eritrea 🇪🇷 Sabia Zimerehakaleyeine

Келесі