መልእኽቲ ጽንዓት ንቤተሰብን መቃልስትን ይብራህ ቀሺ ኣፎርቂ!!

Ойын-сауық

መልእኽቲ ጽንዓት ንቤተሰብን መቃልስትን ይብራህ ቀሺ ኣፎርቂ!! መደብ ምስ ኣቶ ሙሉእ ዘርእዝጊ

Пікірлер: 24

  • @elilta70
    @elilta7027 күн бұрын

    ጅግና እይነብር ኢዩ ታሪኺ ኢዩ ዝሰርሕ ንሕና ጥራይ ንበርትዕ💙💙💙

  • @mypresidentwufuy4219

    @mypresidentwufuy4219

    25 күн бұрын

    Jigna dea knebr alewo ebo

  • @mentakeremla7626
    @mentakeremla762627 күн бұрын

    ሰላም ዮዲታ ምሰ ጋሻኺ እተገብርዎ ዘለኹም ጹቡቅ ስራሕ ሓውና መንግስቲ ሰማየት የዋርሶ ኣጆና ኣጆኹም ክንዕወት ኢና።

  • @elilta70
    @elilta7027 күн бұрын

    ዮዲተይ እንቆዕ ደሐን መጻእኪ👍👍👍💙💙💙

  • @shamsahmed-oi4nl
    @shamsahmed-oi4nl26 күн бұрын

    ሓወይ ዝያዳይ ተፈታዊ መልክዕ አብ ትግራይ ዓደይ ዝፈፀምዎ ግፍዒ አብ ሓወም ደጊሞሞ ናይ ብሓቂ በላዕቲ ሰብ እዮም 💛💛💔💔💙💙💙😭😭😭😭😭

  • @meebrahtomzeaman1896
    @meebrahtomzeaman189627 күн бұрын

    ሰላም ዮዲተይ ምስ ሙሉእ ኣጆኺ በርትዒ እዚ ትገብርዮ ዘለኺ ኣበርክቶ ኣብ ቃልሲ ብጣዕሚ ውጽኢታውን ዕዉትንዩ።

  • @elilta70
    @elilta7027 күн бұрын

    😭😭😭😭💔💔💔💔ብጣዕሚ እንዲና ሐዚና ግን ክእ ክንሕርን ክአ ኢና ምስቲ ጨካን ስርሖም ዝገብርዎ እብ ርእሲ ጅግና ይብራህ ቡሩህ ከም ሽሙ ::

  • @temetesfamariam6204
    @temetesfamariam620427 күн бұрын

    ❤ሰላም ዮዲታ ምሰ ጋሻኺ❤

  • @semerearaya7302
    @semerearaya730224 күн бұрын

    እንቃዕ ንደሓን መጻእኩም ገዛና

  • @nouraviri4903
    @nouraviri490326 күн бұрын

    God bless you that right bro💖💖🌷🌷

  • @aidahaben8445
    @aidahaben844527 күн бұрын

    I don't know what to say but u are right we have to keep distance from this people and we have to come with solution...I feel so sad angry and my stomach won't stop hurting

  • @user-ou5rq5mf4e
    @user-ou5rq5mf4e27 күн бұрын

    Jigna ymewt tariku gin ynebir😢😢Tsinat yhabkum kulekum sidran fetewti gday hawna from mekele

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes234627 күн бұрын

    Judith Bitgebryo Kalsi ymesgnki ❤❤❤❤

  • @semerearaya7302
    @semerearaya730224 күн бұрын

    መርሓባ ሙሌ ኣገዳሲ መንእሰይ

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste246127 күн бұрын

    Neti seb zmerexso egzeabher kea ymerxsoyu darga alem mulue hazinlu

  • @SelamAk-mn5pj
    @SelamAk-mn5pj23 күн бұрын

    Ajoki welidki aleki ktfdeyi eiki seb tekatli aliki nayeidki rkebi meneseyay atfiki resah

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey958226 күн бұрын

    ❤❤❤ትኽክል አሎኻ ሙሌ ነዛ ስዉእ እትብል ቃል ናይ መሽቀጢትን ናይ ለመጫትን ቃል ስለዝኾነት ካልእ ገላጺት ስም ክትርከበላ አለዋ ክሳብ ዓወት ዋላ ትኹን!❤❤❤

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste246127 күн бұрын

    Yodit knietn hakegnan tekalasit eki

  • @hawariathailemichael1411
    @hawariathailemichael141127 күн бұрын

    Ata hawey mkalu sina selka zeyblu abey eu zkyedo😭😭😭

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste246127 күн бұрын

    Emo slezeyguhaka dika ktlekakim kenika nskake leqaqami

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cw26 күн бұрын

    ክርሰትያናዊ መዕቀኒ እንታይ ዩ? መጽሓፍ ቅደስ ከምዚ ዝስዕብ ይብል;: 1 ዉሉድ አምላኽ ብመንፈሰ ኢዮም ዘምርሑ:እዚ ማልት every moment ማለት ዩ:: 2ይ ድምጺ አምላኽ ዘይሰምዕ ሰብ ናይ ኣምላኽ አይኮነን:መጽሓፈ ቅዱስ ከምዚ ይብል አባጊዔይ ድምጸይ ይሰምዓ ይብል:: 3ይ ፊደል ጥራይ ዝፈልጥ መንፈሳዊ ኣይኮነን:መጽሓፍ ቅዱስ ፊደል ይቐትል ይብል:: 4ይ መጽሓፍ ቅዱስ ምፍላጥ ማለት: ብናይ የሱስ ክርስቶስ ሓሳብን ምኽርን ምንባር ማለት ዩ:: You need to accept Jesus Christ now,unless you will go to the devil without mercy,so when you see this message’you must choice one, My name is Daniel I’m the son of Jesus Christ,

  • @faet9285
    @faet928526 күн бұрын

    መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ: እዛ ናይ ኣጋንንቲ ጉጅለ ህግደፍ እዚ ኹሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ እንተወሪዱ ሓንቲ ለይቲ'ውን ክትሓድር ከምዘይትኽእል ፈሊጣ : ከይወርድ ምእንቲ በዞም ኣራዊት ልኡኻታ ኣቢላ መጻወዲያ ኣዳልያ ኣላ:: እቲ ኣዳልያቶ ዘላ መጻወድያ ድማ ንሕና ነዞም እትልእኮም ኣራዊት ክንታሃላለኽ ገንዘብና: ሓይልናን ግዜናን ሂወትናን ክባኽን'ሞ ዝእሰር ክእሰር ዝመውት ክመውት : ብኡቢሉ እቲ መንእሰይ ናብ ሜዳ ከይወርድ ክዳኸም ኢላ ዝማሃዘቶ እኩይ

  • @gualhama4901
    @gualhama490125 күн бұрын

    Peace in rest hero our brother 🙏 ❤️ 💙💙💙💙💙💙💙❤️💔

Келесі