መን እዩ ንኣቦታትና "ሰብ ሳሕል" ዝመስል፧ ካብ ሳሕል ናብ ዳላስ!!

Ойын-сауық

መን እዩ ንኣቦታትና "ሰብ ሳሕል" ዝመስል፧ ካብ ሳሕል ናብ ዳላስ!! መደብ ምስ ተስፋይን ሰማርን

Пікірлер: 121

  • @temesghen9252
    @temesghen9252Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ እዚ ህዝቢ ኤርትራ ወዲቁ ኣይተረፈን።ከም ብዓል ንስኩም ተስፋይን ሰማርን ምህላውኩም ዕድለኛታት ኢና።ትንሳኤ ናይ ህዝብና ኢኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ።ክብሪ ይሃብኩም!!!

  • @garykifle8817

    @garykifle8817

    Ай бұрын

    Kkkkk eziome ketesueka weduke eziome da bejeka tserfi entay alewom

  • @MeraMaku

    @MeraMaku

    27 күн бұрын

    @@temesghen9252 ክክክክክክክክክክክክ

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649Ай бұрын

    ሰላም ዮዲታ 🩵🌹ሰላም መማህራና🩵🩵 🎉🎉 ናይ ባሓቂ በላሕቲ ብፍላይ እቲ ናይ ሻዕቢያ ዘበለ ስነሓሳብ ፣ ቃላት ክጓሓፍ ኣለዎ። ነቶም ብጽሩይ የእምሮኦም ዝተጋደሉ( ላ) ዘለዉን ንስለ ሓርነት ዝወደቁን የሕዋትና ነኽብሮም : እቲ ቃላት ግን ብናትና ንተካኣዮ ቃላት ጸላእትና አዩ ሓቂ ። ግን ምስ ባዓል ኪሮስ ፣ ዉፉይ ካኦት ደምበ ፍትሒ ተናቢብኩም እንዳ ተማላላእኩም ስርሑ ናትኩም ስነ ሓሳብ ኣይጸላእኩዎን በርትዑ ቀጽልዎ👍 🩵🩵🩵🩵🎉🎉🎉

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302Ай бұрын

    መርሓባ እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ናይ ዘመና ሊቃውንቲ

  • @tumzghiahaza8656
    @tumzghiahaza8656Ай бұрын

    Nay bhaki xbuk tmhrti semar and tesfay

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534Ай бұрын

    You both are real heroes I love your topic you're explaining the truth. Thank you appreciated.

  • @createhappines
    @createhappinesАй бұрын

    You Guys are awesome ❤❤❤❤

  • @yemanekahsai1031
    @yemanekahsai1031Ай бұрын

    Selam Welcome MY GOOD BROTHER MIKE FREE I love your courage and excellent educational analysis. Welcome Yodit, Tesfay, and Semere I am proud of you, and thank you for your courage in telling the truth.

  • @yonashagos3406
    @yonashagos3406Ай бұрын

    You guys are brilliant

  • @ghebrekedusteklemehari6149
    @ghebrekedusteklemehari6149Ай бұрын

    Tefalitna alena! Eritrea will never ever kneel down!

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508Ай бұрын

    Ajokum jaganu zemdekiy amlak edmen tenan yehbekum 🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970Ай бұрын

    ተስፋይን ሰመረን; ኣብ ሞንጎ ሓደ ዕላማ ዘለኩም ናይ ፍትሒ ተቓለስቲ ወቐሳ ጥራይ ኣይብዛሕ::ዝወደአ ጊዜ ይወድእ ናብ ሚዲያ ከየቃላሕኻ ብውሽጢ ተመያይጥካ ምፍታሕ ይለመድ ምበር ንፀላኢ ዝምቹ ኣይገበር::

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786Ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ዘረባ፤ግና ነዚ ኣታሓሳስባ ኽቅየር ቀሊል ኣይ ኾነን፥ነዚ ሓሳብ ካብ ምግጣም ኣብ ኺናት ኽሕባእ እዩ።ዝደልይ ዘሎ

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566Ай бұрын

    Thanks Semar Tesfay kemu wn Desale🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @yonashagos3406
    @yonashagos3406Ай бұрын

    So Semar and Tesfay you should have gone to Dallas and Atlanta to join the discussion

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479Ай бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ብጠዐሚ ካብዚ አተሓሳስባ ሳሕላዊ ሽፍታ ሓሳዳት ደገፍቱን ክትጥንቀቑ አለኩም ገበን ተደጋጋሚ ዕሽነት አመና ክኸውን ፅቡቕ አይኮነን

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479Ай бұрын

    ተስፋይ ሰምሀር ዮዲት ብሓቂ ቡሱላት ሰባት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም

  • @kidanekiflezgi1396
    @kidanekiflezgi1396Ай бұрын

    Merfie nay shabia tewegiekum ikum niskatkum. I agree in some ideas though.

  • @BiniYonas
    @BiniYonasАй бұрын

    Share like 👍 አንዳገበርና ጥዑም መድሃኒት የለን ኪብሃል ከምዚ አዩ ህዝብና ኪፍወስ አድዳመረረና ዋላ ንውሃጦ ሕማምና ኪፍወስ።

  • @asmeromnguse5258
    @asmeromnguse525824 күн бұрын

    Merhaba enka dhan mexakum Memhrna ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @negassyteklehaimanot2067
    @negassyteklehaimanot2067Ай бұрын

    ዷነ ዝገርምኒ ክልቲኦም ኩሉ ግዜ ሃደ ሓሳብ ዩ ድህቡ።ዕላም ኦም ድይርዳካ።ሓሰውቲ

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    Ай бұрын

    ተቓየቅቲ ዮም ጽቡቅ ዘይ ወጾም ንኩሉ ሓመድ ይገብርዎ😢

  • @MT45962
    @MT45962Ай бұрын

    ነቶም ትማሊ ዝመቱስ ምስቶም ንዓመታት ዝዝከሩ ኣማሳሲሎሞም ብጣዕሚ ዘሕዝን😢😢😢😢

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954Ай бұрын

    Selam zelenayo show 📺ℹ️👈🏿 thank you so much 👊🏿

  • @FilmonDebresion
    @FilmonDebresionАй бұрын

    Merhaba merhaba deki abeyti enqae dehan metsakum, dehaykum aytehabae.

  • @createhappines
    @createhappinesАй бұрын

    You Guys are funny and absolute for the peoples justice.

  • @senaittewelde7349
    @senaittewelde7349Ай бұрын

    Rebhana dea kewam fethi

  • @Sawa5hager
    @Sawa5hagerАй бұрын

    ኣይስልችዉኩሙን ድዩ ኩሉ ጊዜ ጽልኢ ጥራሕ ክትሰብኽ ቁሩብ ከ ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ክትሞጹኡ ኣይትኹኡሉን

  • @user-pj8mn8pr6h
    @user-pj8mn8pr6hАй бұрын

    This two have some points to help people understand, but they have so many unfiltered sentences as well, you can't be permanent opposition.

  • @user-cq5bh4df5m
    @user-cq5bh4df5mАй бұрын

    💯👌👌

  • @KIBRET818
    @KIBRET818Ай бұрын

    Buena yibehal

  • @elahailat2083
    @elahailat2083Ай бұрын

    ኣታ እዞም ሰባት ጥዕያት ድዩም ንባዕሎም ሚንን እዳ በሉስ ሚን ይብሉ ይብሉ እስከ ሳብኡት እተኮንኩም ነጋኣዝያን ንዋንሽንን ተንክፍዋ ኩላ ሰበቱ ዝሃረመቶ ኣኮሎግዛይ ሚንን ሚኒን እዮ ዝወልድ ንባዕላትኩም ሚኒንንንንንንንንን

  • @YONASGEBREMESKEL-cp8zn
    @YONASGEBREMESKEL-cp8znАй бұрын

    💙💙💙

  • @salamtsegay7827
    @salamtsegay7827Ай бұрын

    Woww xubk hasb

  • @russomgebremikael1110
    @russomgebremikael1110Ай бұрын

    ዮዲት ብርኽቲ እስኽን ሰምሃርን ተስፋይንሲ ሓደ ሰብ ኮይንኲም ትስሙዕኒ 😅ከምዚኦም ጌረ ዝጸልኦ ኣይነበረን ብሓቂ ሓሳቦም ሕጂ ኣንበርኪኽኒ 😅N.B እዚ ናትኲም ሓሳብ video 2 ወይ 3 ግዜ ይሰምዖ ብዘይ ምግናን በቃ ስለዚ ትደግሙ ዘለዂም ከይመስለኩም ሓራ ንኸውን ኣለና ኣብ ትሕት ኣምላኽ::

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912Ай бұрын

    👍👍👍

  • @holyland246
    @holyland246Ай бұрын

    Emamet memesher abi rieskazelo gulibabla awird😊

  • @tumzghiahaza8656
    @tumzghiahaza8656Ай бұрын

    🎉

  • @senaittewelde9018
    @senaittewelde9018Ай бұрын

    Zmhar zeitmhru kab kolel tblu men merat ms beleki tkuhali

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302Ай бұрын

    ወላ ኣነ የ ሕልሚ መሲልኒ ኔሩ ተስፊ ናይቲ ዝክረ ሰማእታት ዎዮ ከኣስ ጋህዲ ወይ ጉድድድ

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275Ай бұрын

    Wala gega seb kiekeb alowo enetdelikum abu kedkum hitetu entetefinkum tizarebu wala gega seb kiekeb alowo ziteakebe aytefrsu dalas endabelkum

  • @tesfayteklebrhan5948
    @tesfayteklebrhan5948Ай бұрын

    Hemeyta😢

  • @mulex5235
    @mulex5235Ай бұрын

    Clarity, Network, achieve this is our slogan don’t criticized bla bla bla

  • @berhanetsegai4880
    @berhanetsegai4880Ай бұрын

    ሰማን ተስፋይን ፡ ዮናስ ሃፍተስላሰን ሰብ ኣብ ሽግር መታን ከይኣቱ ትነግሩ ኣለኽኡም ዝሰምዕ ልቢ ዘለዎይስማዕ

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598Ай бұрын

    እዝኩሉ ትዛረብዎ ደለኩም ኣብ ወፍሪ ሰላም ስለደይመጻናስ ኣይመጽእን እና ገና ወላ ሰላም ይኩን ሕነና ክንፈዲ እና

  • @yonasghezai7499
    @yonasghezai7499Ай бұрын

    Bezaba men eyu ezi zereba

  • @mussietn1966
    @mussietn1966Ай бұрын

    1:21:04

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275Ай бұрын

    Belna ena seldi awatsina nitgray

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970Ай бұрын

    ሆሆሆ ይትረፍ ብሕቡእ ምስራሕ ንልመድ ትኽክል እዩ::እቲ ክንድዚ ሓገዝ ንትግራይ ኣበርኪትና ዝብል ዘረባ ምናልባሽ ካልኦት ከምኡ ንኽገብሩ ከተባብዑ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም:: በቲ ትብልዎ ዘለኹም ትርጉም ክንድዚ ሂበ ንምባል ተደልዩ እንተኾይኑ ግና ትኽክል ኣለኹም ሂበ ኣይበሃልን::

  • @Miki-nu5ov
    @Miki-nu5ovАй бұрын

    Ab indiana guayla ayneber semar

  • @luulmekonnen6587
    @luulmekonnen6587Ай бұрын

    Ezom 2 chew enda seanu do yikedu alewu weys aselchiyomni eyom

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461Ай бұрын

    Gdefuna wae meswaeti keytekefle sreat klwet aykealnyu nmntay tswae ktfelt aleka that's ittt hagerawnet kea ertra tray aykonetn hager guguy hagerawnetyu n ertrawyan hasynamber kulu natka gerka mwsad kulu yegna kem amharu

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jnАй бұрын

    Kilte hade manatu nakfa kkkkk ❤

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275Ай бұрын

    Bejakum gidefuna akeba gerkum seb murhu akmu zigebir seb aytenasu

  • @temesgenasfaha5836
    @temesgenasfaha5836Ай бұрын

    bitami busulat kulu kemaqu tesikewn ab hade mimexaena nerna bisikone ajoqum kxilwo💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @senaittewelde7349
    @senaittewelde7349Ай бұрын

    Emo meharwom netom tehmiwom zelekum bakal terakebu nskum wen iti mistrawi ykun tblewo zelekum aitetkemlun alekum nblekum alena kab guyey meal ksad mehaz

  • @michael-7474
    @michael-7474Ай бұрын

    👍

  • @KIBRET818
    @KIBRET818Ай бұрын

    Eti nab eritrea zitemelse

  • @MleteGtsadik
    @MleteGtsadikАй бұрын

    you are right semar genocidal crime can not deleted by money ! money is such a cheap think can not compair with human!

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015Ай бұрын

    Nifat

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705Ай бұрын

    So very True 💙🇱🇷🇱🇷

  • @teklenegash8847
    @teklenegash8847Ай бұрын

    Anta ezom sebat nay mxraf xega u zelewom ztegageye zerem ember hbrete seb zzlf ayedlyenan

  • @russomgebremikael1110
    @russomgebremikael1110Ай бұрын

    ኣነ ግን ሲ እዛ ዘለናዮ ሸው ሲ ንምንታይ ኢዪ ውሑዳት ሰዓብቲ ዘለዎ ምርዳእ ኣብዪኒ....ዕስለ ክትብሉና ሓቅኩም ኢዂም ኣነ ንነዊሕ እዋን ዓሲለ ኢየ ጸኒሐ ..ሕጂ ረኺበያ ነብሰይ..ምስ ብዙሓት መቃልስተይ ደኣ ተባእሱኒ ኣለዂ እንበር😅.

  • @mussietn1966

    @mussietn1966

    Ай бұрын

    ነዚ ምስማዕ ድፍረት ዘድሊ ኮይኑ ይስማዓኒ ፡ ማለተይ ካብ'ቲ ንዝሓለፉ 3ተ ዕቑዳት ዝሰምዕዎ ዝነበሩ ወጻኢ ክሰምዑ ኣይደልዩን ከም ነውሪ እውን'ዮም ዝርእዩዎ ።

  • @russomgebremikael1110

    @russomgebremikael1110

    Ай бұрын

    @@mussietn1966በቃ እወ ሓቅኻ ኢኻ :: እዝነይ ከኣ ሓው ሓው እንድዪ ዘብለኒ ኔሩ ነዞም ሰባት እዚኦም ክሰምዖም ከለዂ😇ስለዚ ...

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180Ай бұрын

    Qurub politics nay adna kemey ykeyd alo yrdakum alo do

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534Ай бұрын

    ኣጸቢቕኩም ድኣ ዘይጉራሕኩም ግርህ ኢልኩም ኮንኩም እምበር ትብዓትሲ ምርሊኣ ነቲ ተንኮል ናይዞም ጸበቲትን ጸወይትን ንመጻኢ ዝሓስቡዎ ታይ ምዃኑ ዝበርሃልኩም ኣይመስልንን ዘሎ፡ ኣብቲ ቀዳማይ ጽሑፈኳ ጠቒሰልኩም ኣሎኹ። ሰልጠነ ግርማይ ቁጽሪ ሓደ ጸቢብ ከም ዝኾነ ኣጽኑዑዎን ኣለልዩዎን ሓደራ እንተተጋግየ ኣርሙኒ ክእረም ሕጉስየ ቪድዮታቱ ምስ ኢንጂር ፍጹም ዝገበሮ ክሳዕ ናይ ጀርመን ኣኼብታት ብብዓል መንን ስለምንታይን ኣብ ክልተ ከም ተገምዐን ካልእን፡ ንፍናን ንምንታይ ንወዲ ዓዳይ ኣቕሪብካዮ ንድሃብ ፋይቲንጋ ንምንታይ ኣብ ኣብቲ ናይ ዕለት 20 ቀረብኪ ከም ዝበላን ዘበላ ወረ ክንደይ ክብሎ፡ ኣይትሕመቑ ጀጋኑን ለባማትን ኢኹም ኣብ ዘሎካ እንተዝዉሱኹኻ ከም ዝብሃል ድኣለ እምበር የቐንየለይ።

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952Ай бұрын

    በታ ኢሰያስ ዝሀበና አጀንዳ ደቂ ሐደ ዞባ እዬም ዝቃወሙኒ ትብል ኽንሐስብ የሕዝን ኢሰያስ በጥ ኢሉ ይሐድር አሎ በጃኹም የሕዋት አርሒቅና ንሕሰብ አብዝሐለፈ ዝተፈጸመ ጽቡቅ ይኹን ሕማቅ ንታሪኽ ንግደፎ ነሕና ናትና ሰብ ሰብ ዘማእኸለ ውዳበ ጥርናፈ ንፍጠር

  • @arayakidane2102
    @arayakidane2102Ай бұрын

    Aza wefri selam abedbed abilatkum serekti

  • @yo-61

    @yo-61

    Ай бұрын

    ሰክት ከልቢ ሰልጠነ

  • @DebesayTemelso-ow9fl
    @DebesayTemelso-ow9flАй бұрын

    ሰማር ክክክ በንኻ ከመይ ከፊትካያ ድኣ😅

  • @JT-li4dk
    @JT-li4dkАй бұрын

    These two talk about problems, but no solutions.

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143Ай бұрын

    ኣብ ዘዝከድኩሞ ዝኾረዩን ዝቀንኡን ኣኪብኩም ዕፈሩ ፡ ቃልሲ ንተቃለስቲ ኢዩ ዝምልከት

  • @russomgebremikael1110

    @russomgebremikael1110

    Ай бұрын

    ቃልሲ ንተቃለስቲ ኢዪ....ብላብላ በጀኻ እስኪ እዚ ናይ ቆሎ ዘረባ እዚ ናይ ኣባጃማ ናይ ጠንቆልቲ ኣተሓሳስባ ግደፎ ...ካብ ቤት መሓዪር ውጻእ ፈርም ተባሂልካስ ኖእ እስርቤት ንተቃለስቲ ኢዪ ትብል...በጃኻ ሓንጐልካ ናትካ ግበሮ ኣይተካርዮ ወድሓንካ

  • @danielteame4033
    @danielteame4033Ай бұрын

    Anfera qoqahe zeyfeletsea ayhadanayen welehade hasab semealkum ayfelten eya terah kethamue lekat hgdf

  • @BiniYonas
    @BiniYonasАй бұрын

    ካብ 1000000 ሰባት ዝአከቡ ነዚ ሽግርና ኪፍታሕ ከማኩም 10 ተለዉ ኡኩል አዩ 10 ዘይኮኑ ን ሳህል ከይዶም ሰይጣናዊ ሃሳብ ዝሃስቡ አዮም ህዝቢና ሙሉአ ናብ ኣንጻር ነብሱ ኪሃሲብ ጊሮሞ ።

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211Ай бұрын

    Hantin nay bhakn tezekaritn hagerawnet tbl tmrti mhirkumna ekum zeykhad haki hji gin ezi midea mekirkum gdi koynu busuln zeybsuln zereba thawawsu alekum znakum akbwo agdasi zeykone zaeba kdefu neta hagerawnet kemey u tbl gin 100 gize tetdegagmwa fexime aykxelan ye

  • @garykifle8817
    @garykifle8817Ай бұрын

    Wey gud zeytegererkum elkas kendzi herkan kidu tegereru nehena eritreawian ena

  • @jordantsehaye3170
    @jordantsehaye3170Ай бұрын

    አነስ ብተጋጋሚ እንድየ ብ100 ዐመት ቀዲምኩሞ አለኩም ንዚ ህዝቢ 👌🏾አነ ዝብል እንተኪኢልኩ ንምንታይ ዘየተማክርዎም !!!!!! ጌና አብኡ ኢና ዘለና ከም ባህሊ ኢና ንወስዶ ዘለና ከምቲ ናይ ሻዕብያ አጋባብ ዝግበር እዩ ዝመስለና ዘሎ

  • @jordantsehaye3170

    @jordantsehaye3170

    Ай бұрын

    አንታ አብ ኩሉ አካያይዳ ሻዕብያ እዩ ዝቅጽል ዘሎ አነስ ምስማሕበር ናይ አዲዳት ነይረ ብብዙሕ ነገራት ስለ ዘይተሰማማዕና ንተን ሕቶታት ነቅርብ ታርጌት ጌረናና ካብቲ ግሩብ አውጼናና ብፕሪቫት ጌርና ንምንታይ? ሕሳብ ክአ አለና ኢልና ተሐተትና መልሲ አብየናና ብኢድወነነን ክአ ጸልጺለናና አደሲክለናና ወለሐንቲ ምዝርራብ ዘይብሉ ንምንታይ ክሲ ወይ ይግባይ ዘይብላ ዐጼናና ከምታ ናይ ሻዕብያ ተነቂፍካ ወይ ሪኡቶ ተቅረብካ ትቅተል ወይክአ ትጠፍእ፥ እዚኤን ክአ ዕድል ተዝረክባስ ከምቲ ናቶም አብ ኤርትራ ተንነብርስ እንታይ ምፈረዳና???ክገርመኩም ክአ አዴታት ንፍትሕን ዲሞክራስን እዩ ሽመን

  • @jordantsehaye3170

    @jordantsehaye3170

    Ай бұрын

    አንቱም ሰባት ከም ጸላእትና ዘይኮኑስ ከም እዚኦም ናይ ስፖርቲ ሪኢቶታ ዝህቡ ጌርና ንርአዮም አንቱም ህዝቢ በጃኩም አመስግኑ ከምዚ ጌሮም ዝትንትኑን ዝምህሩን ናይ ብሐቂ እዩ ዘድልየና ዘሎ

  • @ghebrekedusteklemehari6149
    @ghebrekedusteklemehari6149Ай бұрын

    I disagree with you. Hilikh!!! I have never ever been with shabia. But our sewra was right. Now? I disagree with the dictator.

  • @solomonbb1377

    @solomonbb1377

    Ай бұрын

    Then you still don’t know what the so called sewra was all about. It was not for us/people or about us, it was about the ideas and principles of Communism. So stop lying to your Self and accept the fact of the history

  • @habtomasmerom473

    @habtomasmerom473

    Ай бұрын

    ከመይ ሉ ምኽንያታዊ ይኸውን ሰውራ ናይ ኤርትራ ካልእ ይትረፍ ጸገም እንተነይሩ ምስ ሃይለስላሰ ሓደ ክልተ ዓመት ኣብ ሕጊ ዓለም ክምጉቱ ዘይክእሉ, እንታይ ናብ ሳሕል ኣጉየዮም ላግጺ ብወዲ ሓረስታይ ዩ ነይሩ that is group of mafia my freand.

  • @mulex5235
    @mulex5235Ай бұрын

    ክኸውን ኣለዎ,ክገብር ምኽአልና, አታሓሳስባና ክንየርአለና አለና አለና አለና አለና.......ኮፍኢልካ ምዝራብ ቀሊልዩ. ተሳትፎ በኣካል አርኢዩና ሓመይቲ

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180Ай бұрын

    Ane kabakum zezebo zeleku akologuzay tenki tkonu alekum eyu zesme. The same shit 73 sm mtqam

  • @MerihHadgu
    @MerihHadguАй бұрын

    እዚ ደንበ ትቃውሞስ ስቅ እልካ ጭርጭር ዓበደ ኮይኑ ።

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    Ай бұрын

    ይገርመካ እዞም እልት ድኑሳት ኢዮም ቆይቂ ጥራይ ኣክንዲ መፍትሒ ዘምጽኡ ግዳይነት ጥራይ ጥኒን ክብሉ ኮ ሽግርናን ስደትናን መንደዓት ኮይኖም።

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143Ай бұрын

    Halewley ikum tblu. Akeleguzay intebelu adom iyu. Eritrea dma hagerom iya. ብቅንኢ ዶ ጣዕ በልኩም ክክክክክክ

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598Ай бұрын

    ኣነ ዝገርመንስ ንዛ ኣከለ ትብሃል ዝባስ ዳውን ክትገብሩ ሕክት ትብሉ ነብስኩም ትካላከለክላ ኣለኩም ምሽ ንሕና ክንካላከላ እና በሉ ዝገብርክሞ ለውጢ የለን ተገድድና ኣለኩም

  • @Ktekle1877
    @Ktekle1877Ай бұрын

    ናይ ሎሚ መደብ ሕሜታን ጸለመን ኣብ ልዕሊ ኣከለጉዛይን ኣብዞም ዝተቐትሉ ኣሕዋትና ንዕቐትን ብድዐን ኢያ ኔራ

  • @akiyor3615
    @akiyor3615Ай бұрын

    እዛ ወፍሪ ሰላም ምስ ሞተትኩምስ ቆይቂ ጥራይ ኮንኩም ሰነፋት 😮

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jnАй бұрын

    Yedut agame godayif abey dia tehabia kkkkkk

  • @garykifle8817
    @garykifle8817Ай бұрын

    Kkkkk suke belu aytkawomu dikum tebluna

  • @keseteafeworki
    @keseteafeworkiАй бұрын

    መልከዖም ዝቀየሩ ተኻሉ ተመን ሪግቢ ክመስል ኣይካኣልን ንሳኻትኩም ተዛሪብኩም እተምጽእዎ ለውጢ የሎን

  • @michaelbeyene7442
    @michaelbeyene7442Ай бұрын

    መንዩ ንኣዉራጃ ዝውክል? እዚ ዕብዳን እዩ። በጃኹም እዚ ዘሕፍር ዘረባ እዩ።

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564Ай бұрын

    ንስካ መን ኢካ ወኪልካ ትዛረብ ኣሎካ ንባዕልካ።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479Ай бұрын

    ፉሉያት ኤሬጥሪን እዮም ይገርም እዩ ምስዚእም ዝነብር መርገም ዘለዋ ሓሳዳት ነገር ዝፀምእ ስርዐት ጨካናት አንስተይቲ ዝብኢ እዮም ፎእ

  • @yemanegebresus8848
    @yemanegebresus8848Ай бұрын

    እዋይ ኣንታ እዚኦምስ ሰብኡት ተባህሎምስ ግዚኦም ኣብ ሕመታ የሕሊፈሞ መሳኪን የደንጉጽኻ ብቕንኢ ተሓሚሶም

  • @AnnoyedBoardGame-qp4du
    @AnnoyedBoardGame-qp4duАй бұрын

    ንስኹም ኢሲድ ኢኹም ኣይ ክትገቤሩ ኣይ ትመርሑ

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564Ай бұрын

    ንስካ ትጽስረፍ ገጽኩም ረኣዩ እንታይ ትምህሩ።

  • @FitsumbrhanFitsumbrhan
    @FitsumbrhanFitsumbrhanАй бұрын

    ሕሜታን ጸለመን ኣብ ቅድሚት ዘለዉ መደብ እዩ እዙይ

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483Ай бұрын

    You guys are not contributing to our struggle 👀❌❌❌

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767Ай бұрын

    ተስፍሽ ገመድ ክነቕብሎም መሕነቒ

  • @arayakidane2102
    @arayakidane2102Ай бұрын

    Aklabat doctor negasi abgobotat sahl zaabekum antay newrn zaynewrn aflitukum kufufat

  • @BiniYonas

    @BiniYonas

    Ай бұрын

    ንስካ ኢካ ረኢስካ ኣብ ሳህል ዘሎ ጸርፊ ሃሳብ ዘይብሉ አዩ ከምዚ ናቶም ሃሳብካ ሃብ ።

  • @tiebeghebru2649

    @tiebeghebru2649

    Ай бұрын

    ንሶም ዝበጽሕዎ ንቅሓት ወንን ሽዑ ትዛረብ ክንሰምዓካ ። ክትጸርፎም ግን ኖእ ስራሕ ህግደፍ እዩ

  • @kidanekiflezgi1396
    @kidanekiflezgi1396Ай бұрын

    You just talk too much. Please work if you can.

  • @kobramewael7857
    @kobramewael7857Ай бұрын

    ኩስምእኩም ኤርትራውያን ኣብዚ ሕብረተሰብ ተርእይዎ ዘለኹም ጸለመ ሳዕቤኑ ሓደገኛ'ዩ ተጻብብሉ ኣለኹም ምልኽኻም ክመጽእ'ዩ ጽባሕ ።

  • @Wediharestay
    @WediharestayАй бұрын

    ብዝኸድካዮ ሜድያስ ጎስጓስ ኣንጻር ኣከለጉዛይ ጥራሕ። እንታዩ ኢዩ ጌርኩም እዚ ህዝቢ በልማማ መውዓሊ ጌርክሞ? ንምንታይ ንሰብ ብውልቁ ኣልዒልኩም ድላይኩም ዘይትብልዎ! እዚ ትጉስጉስዎ ዘለኹም ጽልኢ ኣብታ ኣውራጃ ውጽኢቱ በብመዓልቱ ተወለድቱ ይቕተሉ ኣለዉ። ኣይረኣየኩን እቲ ውጽኢት ጎስጓስኩም ማለት ድዩ ወይስ ኮነ ኢልኩም ኢኹም? በቲ ብህግደፍ ይሕረድ ዘሎ በዚ ብእትገብርዎ ጎስጓስ ኢዩ፡ ኣውራጃ ምሉእ ኣልዒልኩም ከተወንጅሉ! ከመይ ሓላፍነት ዝጎደለኩም ኢኹም! Your bigotry on a specific region is taking life daily, please stop it!

  • @dawitgebrekrstos8851
    @dawitgebrekrstos8851Ай бұрын

    ቤትምህርቲ ደቂ ሓንካሳት ሞራል ይጎድለኩም ኣሎ 😮

  • @yo-61
    @yo-61Ай бұрын

    ሰልጠነ ሓሳድ ሰራቂ ሞባእ .ወዲ ወርቁ ዓይኑ ከይነትዐ ኣብ ወፍሪ ሰላም ሳዕሲዕኹም ኢሎ ሑሕ ክብሉኹም ዝቐነዩ፡ ሕጂ ኣብ ዳላስ ወዲ ሓጎስ ከይተቐብረ መጺኻለይዶ ኢናበለ ኮኽድዱ ንሪኦ ኣለና ሞ ርእይቶኹም ሃቡና።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534Ай бұрын

    ኣንታ እስኻትኩምሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣናባስ፡ ኣብ ኩለን ኣውራጃታት ዝርከብ ኤርትራዊ በዞም ጸበብቲ ኣውራጃውያን እዚኣቶም ዘይጉሃየን ዘይሓዘነን የለን፡ ከምጅዚ ገይሮም ዕጉግ ዕጉግ ኢሎም ኣብ ዓዲ ኣቲዮም ንሳቶም ስልጣን ክሕዙሞ ካብታ ናይ ኢሳያስ ትገድድ ገይሮም ክጭፍጭፉናን ብኣድልዎ ከሳቕዩናን እዩ መደቦም። ቅድሚ ሃገርን ህዝብን ሓራ ምውጻእ ናብ ስልጣን ይጓየዩ፡ እስኻትኩም ናይ 1973 ናይ ብዓል ሙሴ ትዛረቡ ኣሎኹም ናይ ደገዝማትታት ናይ ጥንቲ ክዛረቡዶ ኣይሰማዕኩሞምን ኢኹም ካልኦት ኣውራጃታት ጀጋኑ ከም ዘይነበሩናን ቆጺሮምና ወረ ከም ዘይተፈጠረና ገይሮምና ጉዳማት። ነቶም ለባማቶም ግዳ መልእኽቲ ኣምሓላልፉሉም ክመኽሩዎም ሓደራ ክቡራት ኣሕዋት።

Келесі