መልእኽቲ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ብኣጋጣሚ መበል 32 ዝክረ-ዓመት ናጽነት (24.05.2023)

መልእኽቲ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ብኣጋጣሚ መበል 32 ዝክረ-ዓመት ናጽነት (24.05.2023)

Пікірлер: 7

  • @Hager330
    @Hager330 Жыл бұрын

    Ruhus Beal naxnet 🎊🎉🎊🇪🇷💙💚💙🇪🇷🎊🎉🎊🎉

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወትሩ ነቲ መሪር ሓቂ ገጢምካ ብልሳን ሓቂ ገሊጽካዮ ኣለኻ እሞ ህዝብና ድማ ሓንቲ ምዕልቲ ሓላፍነታዊ ሰብ ብሕጊ ኣብ ቅድሚኡ ከምዚኣ ኢሉ ዝምድር ይሃቦ።

  • @afewerkighebremichael8684
    @afewerkighebremichael8684 Жыл бұрын

    ከም ኩሉ ጊዜ ጽፉፍን ገላጽን። ክብረት ይሃበልና። ርሑስ በዓል ነጻነት ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ።🎉🎉🎉

  • @MFish7980
    @MFish7980 Жыл бұрын

    Amb. Andebrhan , it is a message of confusion !! Please be with the opposition Group or with the Repressive Regime. Your stand is Hanging in between !!

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople2135 Жыл бұрын

    ክቡር አምባሳደር ዓንደብርሃን ከም ወትሩ: መግለጺኻ እዋናውን: ርትዓውን: ሚዛናውን ኮይኑ ረኺበዮ:: ክሳብ መጨርሻ ክትቅጽሎ: ክትመርሐና ብዘይስክፍታ ስዓቡኒ በለና: ንሕና ድማ ክንስዕበካ ቁሩባት ኢና:: እግዝአብሔር አብ ዕለታዊ ስራሕካ አሳልጦ ይሃብካ:: ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ:: ርሑስ ብዓል ናጽነት ይግበረልና:: ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስዋአትና::

  • @OneNationEritreaONE
    @OneNationEritreaONE Жыл бұрын

    Great message, Mr. Ambassador 🎉 🇪🇷

  • @ML-vw3hi
    @ML-vw3hi Жыл бұрын

    Fekus sebay,

Келесі