Bergen Seminar - Amb. Andebrhan Welde Giorgis | በርገን ሰሚናር - ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ

... ትግባረ ቅዋም፡ ኣብ ግዝኣተ ሕጊ ዚምስረት፣ ደሞክራስያዊ መትከላት ዚኽተል፣ ኵሉ መሰላት ህዝቢ ዘውሕስ፣ ብማሕበራዊ ውዕል ዚቕየድ፣ ቅዋማዊ ምሕደራ ንምምስራት ባይታ ዚምድምድ ኢዩ። ...
For more information, visit www.eri-platform.org

Пікірлер: 6

  • @bent.7396
    @bent.7396 Жыл бұрын

    Thank you Mr. Ambassador. Always learn from your. Your education And experience is an asset to our people.

  • @erimeley8433
    @erimeley8433 Жыл бұрын

    Thanks Niberelna kiberelna ambasader andebrhan

  • @afewerkighebremichael8684
    @afewerkighebremichael8684 Жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣምባሳድር!

  • @timketutesfazgi1096
    @timketutesfazgi1096 Жыл бұрын

    ንስልጣን ካብ ማዕዶ ምጥማታ ብጣዕሚ ከቢድ ነገር እዩ ሕልምን ጋህድን ግን ዓቢ ፍልልይ እዩ ዘለዎ !?

  • @Beaconlight16
    @Beaconlight16 Жыл бұрын

    ሕዝቢ ኤርትራ ነዚ ዝብሓል ዘሎ ምሕንጻጽ ዘይኮነ ስኢንዎ ዘሎ ነዚ ዓማጺ ስርዓት ዝዓልየሉ ኢዩ ስኢኑ ሓርቢትዎ ዘሎ ኣብኡ ኣተኪርኩም ተትዓሙ ክንደይ ኮን መጸበቀልኩም መጻኢ ኤርትራ ነቲ ተወጺዩ ዘሎ ሓዲሽ ወለዶ ተትሓድጉሉ ምሓሸ ።

Келесі