ፍሉይ ፍጥረት ዓለምና Elon Mask ታሪኽ ሂወቱ - Elon Müsk: Is he a real human?

For Stock Market Courses 👉 drarhiwet.com/
For Online Business Courses 👉 draracademy.com/
ናይ ዕቤት መጸሓፍቲ ምስእትደልዩ👉 drarbooks.com/ 👈 For Books
Knowledge is power, power provides information; information leads to education, Education breeds Wisdom; Wisdom is Liberation. Most people are not liberated because they lack knowledge. Israelmore Ayivor
KZread Channel: / g.drar. .
Facebook page: / gdrar2025
Instagram: / georgedrar
LinkedIn: / george-drar-a25bb143
My TikTok: www.tiktok.com/@g.drar?lang=e...
DISCLAIMER: This video content is intended only for informational, educational, and entertainment purposes. Your use of G. Drar's KZread channel and your reliance on any information on the channel is solely at your own risk. I encourage you to do your own research for the topic covered in the video before you make your decision.

Пікірлер: 132

  • @gDrar
    @gDrar Жыл бұрын

    ኣብ ውልቃዊ ኮርሳትና ንምስታፍ ነዚ ሊንክ ጠውቅ 👉drarhiwet.com/

  • @helengheb4287

    @helengheb4287

    Жыл бұрын

    Bmejemerya btami ye zednkeka.hade hade gzea gin men u natna model kikewn zelewo .ezi hji akribkayo zeleka nab hell nmkad ynafk ye zeleku zbill tshuf akribu mezererani koinu kenu slezi frhat Egzeabher zelowom sebat entetekrbelna

  • @helengheb4287

    @helengheb4287

    Жыл бұрын

    Nseb Nefsu atfu alem entegeze entay ytekmo.nay alem kulu tefay halafayn u.

  • @ARTISTS1977

    @ARTISTS1977

    Жыл бұрын

    Fr⁹88888888888888888888888888888888888888888888888888888888888888888888888777

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍእ ኢዩ፡ ንኣብነት ጽርግያ ክስራሕ ከሎ ኣብቲ መንገዲ ጻጸ ክህልዉ ይክእሉ ኢዮም፡ ጻጸ ኣይንጸልእን ኢና ግን እቶም ጻጸ ክሞቱ ኢዮም" ኢሉ ኣሎ ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/l2F_sZuHldbNnc4.html

  • @helengheb4287

    @helengheb4287

    Жыл бұрын

    @@God-db9vp I really appreciate u that is the truth

  • @asmeromtsegay9918
    @asmeromtsegay9918 Жыл бұрын

    ምስጋና ንእግዜኣብሄር ሰለ ኩሉ ውህበቱ ዝዘራናዮ ኢና ንዓጽድ፡ ጀርጆ ይቀኒልና

  • @user-ue1bf9dj8i
    @user-ue1bf9dj8i Жыл бұрын

    ናይ ገንዘብ ሃፍታም ጥራሕ ደይኮነ ናይ ኣተሓሳስባ ሃፍታም ምኻኑ የዕግበካ ብዙሕ ፈጠራታት ፈጢሩ ኩሉ ግዚኡ ኣብ ዓወት ተሓምቢቡ ንዓለም ብሓንቲ እግራ ደው ከብላ ክትሪኢ ከለኻ ዓወት ውጽኢት ፍጽምና ምኻኑ ትማሃር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ 🙏😍

  • @KodenEntertainment

    @KodenEntertainment

    Жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/g3et09GBhrHfoqw.html❤💛💚💙

  • @user-mn8kv6si7p
    @user-mn8kv6si7p Жыл бұрын

    Thank you so much 🙏🙏🙏

  • @teklithabtai4433
    @teklithabtai4433 Жыл бұрын

    Thank you Mr Gorgo

  • @hailabtsegay3079
    @hailabtsegay3079 Жыл бұрын

    Thank you jorjo hawey God bless you .

  • @hailekebede5606
    @hailekebede5606 Жыл бұрын

    Thanks!

  • @miki-sc7pj
    @miki-sc7pj Жыл бұрын

    keep it up.thank u so much

  • @weletbilen247
    @weletbilen247 Жыл бұрын

    Thank you so much brother gorgo

  • @tekiebereketu
    @tekiebereketu Жыл бұрын

    Interesting history thankyou mr Gorgo.

  • @shamlatsegai
    @shamlatsegai Жыл бұрын

    Indeed sooth story.well done Drar

  • @debesayseghid4159
    @debesayseghid4159 Жыл бұрын

    Excellent for your information about elan musk Teachable lesson Keep it up your mind for everlasting times

  • @loveeritreapeaceeritrea9847
    @loveeritreapeaceeritrea9847 Жыл бұрын

    Thank you my Brother very interesting keep up 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mebhadush3360
    @mebhadush3360 Жыл бұрын

    Good bless you

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 Жыл бұрын

    Wawww bitaemi des zibi yu 🙏🥰

  • @user-asmera
    @user-asmera Жыл бұрын

    Us usual ❤️

  • @a.ghidey
    @a.ghidey Жыл бұрын

    Thanks dear, Eza nay mejemerya music aytqeyra betaemi xbqti eya.

  • @Teki1926
    @Teki1926 Жыл бұрын

    Wawww Jorjo God please you,so motivet to me,please keep go on.

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @abrahamhaylay3348
    @abrahamhaylay3348 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ብልሂ ዝኮነ ሰብ እዩ,፡ ሂወትና ቀላል ኮይና ንኽትከይድ ዝኸፍሎ መስዋእቲ መዳርግቲ ኣልቦ እዩ እሞ፡ ዕድነን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ!!

  • @user-qt4vq9bu7p

    @user-qt4vq9bu7p

    Жыл бұрын

    😂😂😂you are probably misinformed...

  • @abelabi6782
    @abelabi6782 Жыл бұрын

    Abti bzaeba nay festival Hgdef ztezatebkayo rietona hibnaka why axikayo 🥲🥲

  • @tesfaxbah8259
    @tesfaxbah8259 Жыл бұрын

    Keep it up

  • @mengediegziabhernketel4pr5fv4f
    @mengediegziabhernketel4pr5fv4f Жыл бұрын

    ELON MASK said “Thank you for the blessing, but I'm ok with going to hell, if that is indeed my destination, since the vast majority of all humans ever born will be there.” Mr Musk's cryptic post about his own death has led to a number of responses, including from his mother Maye.9 May 2022

  • @yasminali1715
    @yasminali1715 Жыл бұрын

    Wow 😲

  • @tesfuteklezgi72
    @tesfuteklezgi72 Жыл бұрын

    Part two please

  • @henokhaile8832
    @henokhaile8832 Жыл бұрын

    Wow 😮

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @privacyrespected
    @privacyrespected Жыл бұрын

    What an ingenuity, Genius, marvellous and commited man. I think it is a true example and believe, man can do every possibility if we exploite the conscious and subconscious mind manages to create and work together. We are the highest minded animals bc we cooperate flexibley and created an abstract idea fictional stories to shape and change our life to a complicated and sophositicated net working , make life somes times easier and the other side comlicated and complex to live naturally. Thus the idea of Elon Mask seems pushing life to the complex and advanced tip but for sure most part of humanity left behind and the difference and gap of mankind will never bridge. So may be time will come some poeple considered to be a goast god and others as servants. Technology is running to much complicated pace but how to conform and reconcile the technology with those many natural and ordinary humans still live with superstitions, myth, practice of moral ethics, culture and religion. But we like or not, merit or demerit, weither advantage is greater or dis advantage I enbrace the human consistent exploration of new ideas and change, so we better to grasp and move toward the daily changing world for the good. The world os on the hand of monetary institutions, intelectuals,technocracts and secret society and many others ilke or not dictated to follow no other choise.

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @EriMan1991
    @EriMan1991 Жыл бұрын

    _ሰላም ጆርጆ ሓውና ብተቕርቦ ዘለካ መደባት ካብቶም ቀጻሊ ዝከታተለካ እየ። ኣብዚ ሓንቲ ርእይቶ ክህበካ ማለት ኣብዚ ድምጺ። ናትካ ድምጺ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ ግና ነቲ ናትካ ድምጺ ከምዚ መቃልሕ ይገብር ኣሎ ነቲ ድምጽካ ድማ ቕሩብ ኣድኽም ቢልዎ ምናልባት ናይ ስትድዮ ጸገም ይህልወካ ይኸውን። ወይ ከኣ Mic ኣብ ክዳንካ ዝለግብ እንተ ትጥቀም ነቲ ድምጽካ ዝያዳ ኣብርህ መበሎ።_

  • @abghomes
    @abghomes Жыл бұрын

    Dear Gorgo Would you mind to teach Tigre language. Even if it is one day per week.

  • @solomonaman6234

    @solomonaman6234

    Жыл бұрын

    För what benifit?

  • @rit6091

    @rit6091

    Жыл бұрын

    Why language?

  • @anemsziyada7884
    @anemsziyada7884 Жыл бұрын

    hagez kehatit delye bejaka giorgio hawey Wedi habitey ab libya buzuh genzeb tebahlu koynu bejaka abzi cealenka ktzirgahaley delye bejaka giorgio hawe

  • @hadastewelde-yohannes3628
    @hadastewelde-yohannes3628 Жыл бұрын

    Er ist sehr schlau

  • @destabrhane1473
    @destabrhane1473 Жыл бұрын

    Yeqnyelna memhrey bsrahatka kulu gzie egub eye. Hanti nera ezias tezemahysha ybl nere bwshti w krekbeka enahasebku eye nere hji gn eta ab lbey zneberet rekibkay eti abu tgebro (advertising) mewaewe Video xbuq gerka aqribkayo. Slezi ajoka memhrey nskawn neana fluy ekamo edmen tenan yhabka fetari 🥰.

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @gomadgodam9421
    @gomadgodam9421 Жыл бұрын

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️❤️

  • @RoseRose-xd8rd
    @RoseRose-xd8rd Жыл бұрын

    God bless him 🙏🏻

  • @tsegakesete8776

    @tsegakesete8776

    Жыл бұрын

    Ö

  • @RoseRose-xd8rd

    @RoseRose-xd8rd

    Жыл бұрын

    0 ?

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @medhaniegerezgher8031
    @medhaniegerezgher8031 Жыл бұрын

    At the same time, he is making people out of job

  • @tomiwedieri

    @tomiwedieri

    Жыл бұрын

    How?

  • @felfalyfiqry4953

    @felfalyfiqry4953

    Жыл бұрын

    @@tomiwedieri he made autopilot cars etc

  • @mihretabmeasho323
    @mihretabmeasho323 Жыл бұрын

    Kelaa ata zeytgrdfena hmamm genzeb tray zelwo seb

  • @simonteweldebrhan3608

    @simonteweldebrhan3608

    Жыл бұрын

    Jealous

  • @emteemte3985

    @emteemte3985

    Жыл бұрын

    Wala ane mara astebhilelu kulu gzie eyu genzeb genzeb zbl gunuf kexleani

  • @mebhadush3360
    @mebhadush3360 Жыл бұрын

    He smart

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @mengediegziabhernketel4pr5fv4f
    @mengediegziabhernketel4pr5fv4f Жыл бұрын

    ንኢለን ማስክ ኣምላኺ ሰይጣንን ገንዘብን ኣብነት ክኾነና ኢልካ ሒዝካልና ብምምጻእካ ተሕዝን።

  • @teklithabtai4433

    @teklithabtai4433

    Жыл бұрын

    Emnet kalie eyu bhli kalie eyu alem zkeyere belih seb mukanu emenelu imagn electro cars baelu mhizwo entay emo zeygebere Elon musk simply Genuis person.

  • @mengediegziabhernketel4pr5fv4f

    @mengediegziabhernketel4pr5fv4f

    Жыл бұрын

    teklit habtai እዚ ኩሉ ጌርዎ ትብሎ ዘለኻ ቦኽሪ ወዱ ንሰይጣን ብምስዋእ ዝረኸቦ ኢዩ

  • @teklithabtai4433

    @teklithabtai4433

    Жыл бұрын

    @@mengediegziabhernketel4pr5fv4f 😜 ezom kulom mehazti dekom eyom arekibom maletka eyu temahiru eyu bexihwo bzuhat mhurat ewen kemu mihizom eyom believe or not gn ms mmrmar ab shtet ywedku eyom telkani it is okay.ab Africa zelo khdet whud diu gn entay mhizna nfelt b/c aytemaharnan ezi wedhanka.

  • @mengediegziabhernketel4pr5fv4f

    @mengediegziabhernketel4pr5fv4f

    Жыл бұрын

    teklit habtay ኣነ ኩሎም መሃዝቲ ደቆም ንሰይጣን ሰዊኦም ኣይበልኩን ድሕረ ባይትኦም ግን ክጽናዕ ኣለዎ። እቲ ልዕሊ 300 ምህዞታት ዝመሃዘ ዝዓበየ መሃዚ ኒኮላ ተስላ ህይወቱ ምስ demons ዝተሓሓዝ ዘለዎ እዩ ዝመስል። ኣንስታይን እውን ዝስወር መርከብ ሰሪሑ ፣ ንሰባትውን ከም መናፍስቲ ብመንደቕ ከምዝሓልፉ ዝገበረ ብናይ ሰይጣን ሓገዝ እንተዘይኮይኑ ብምንታይ ክገብሮ ክኢሉ ኢልካ ትሓስብ። ብሓፈሻ መን በኸመይ ምሂዝዎ ብዘየገድስ ዕላማ ናይቲ ምህዞታት ግን መወዳእትኡ ከምቲ ኣብ ራእይ ዮሓንስ ተጻሒፉ ዘሎ እቲ ኣራዊት 666 ንምፍጻምዩ።

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    @@teklithabtai4433 ናይ ሓበሻና ጸገም ጸዓዱ ዝነገሩና ኩላ ኢና ብዘይ ሕቶን ርኢቶን ዝቅበላ፡ እዚ ኩሉ ጸገማት ኣሕሊፈ ገለ ዝብሎ ዘሎ ሓቂ ዶ ይመስለካ፡ ድራማ ኢዩ፡ ኣይኮነን ንስካ ኣቦኡ ወላዲኡ ብእኡ ከምዘይኮርዕ ተዛሪቡ ኣሎ፡ ልዕሊ ኣቦኡ ኮንካ ብልሑ እንተድነቕካ ተቀባልነት የብሉን፡ ኢለን ማስክ ካባይን ካባካን ዝደክም ብልሒ ክህልዎ ይክእል ኢዩ፡ እዚ ምህዞ ካልኦት ምሂዞም ንሱ ከምዝመሃዞ ጎአሮም ኢዮም ዘቅርብዎ ብስምምዕ፡ ንሱ ከኣ ኢዶምን እግሮምን መሲሉ ይከይድ ማለት ዩ፡ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝበልኦ ብዘይ መንፊት ምሕላፍ ንግደፎ በጃኩም ከም ሰብ ንመራመር ንፈትሽ ባዕልና ሽዑ እቲ ሓቂ ክንበጽሖ ኢና።

  • @tirhastsegay8872
    @tirhastsegay8872 Жыл бұрын

    Bzkone etom haftamat ms kedu nab mars eza ninebrela zelenan meret selam tirekb tikewun

  • @Henok.M
    @Henok.M Жыл бұрын

    Elon Musk is a Great human. All what he is creating is magical, isn't it?

  • @luijiluiji7266

    @luijiluiji7266

    Жыл бұрын

    I pray that when will he give satellite 🛰️ free internet access to dictatorship countries... He does it just in Ukraine 🇺🇦! When I Africa ! !

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @emteemte3985

    @emteemte3985

    Жыл бұрын

    @@luijiluiji7266 ayestewialkalun enber kulu gzie nay xeadu benglish ztexahfe kemzelewo eyu ,ekrbo natu hasab fxum yeblun ezi drar zbhal testas sebay bgenzeb emo fxum dkas yeblun mskinay genzeb tray eyu zzareb .

  • @felfalyfiqry4953
    @felfalyfiqry4953 Жыл бұрын

    ኣርአስቲ ባ ምረጽ ድራር ዓቢ ሰብ፡ አንታይ ዩ ከ ፍሉይ ፍጥረት ኢልካ ከ! ሰብ ዶ ኣይኮነን?(ብሉጽ፡በሊሕ፡ናይ ብሉጻት ብሉጽ ዶ ምባል ኣይምሓሸን)

  • @God-db9vp
    @God-db9vp Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍእ ኢዩ፡ ንኣብነት ጽርግያ ክስራሕ ከሎ ኣብቲ መንገዲ ጻጸ ክህልዉ ይክእሉ ኢዮም፡ ጻጸ ኣይንጸልእን ኢና ግን እቶም ጻጸ ክሞቱ ኢዮም" ኢሉ ኣሎ ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/l2F_sZuHldbNnc4.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @binilookglook1242

    @binilookglook1242

    Жыл бұрын

    bro n jerjo kindzi zakl comnt anty sela zegudala ayu eila anbibeyo kkkkkk hada hda geza nhna dki sebat halewlaw nbel eina way beynina way ab mestiyat way mis mexamedtina kkkkk sometimes deqisebat kisab zekona ab coment yegatm ayu so bro aza shetet eilatka aya zebl b wegani ::

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    @@binilookglook1242 እቲ ኢለን ማስክ ዝዛረቦ ዘሎ ኣብታ ሊንክ ከኣነ ድየ ሸተት ኢልኒ ኣዛሪበዮ? ካብ ንጆርጆ ምሕላቅ ጌጋይ እንዶ ጥቀሶ ናትካ ሓሳብ ኣምጺካ?

  • @queensultra6547
    @queensultra6547 Жыл бұрын

    George neza hkya qetilkaya beqa.... Nana habesha ka eten zneterkayen mara agedesti nieren kem deleyti motivation for intial business startup maletyu!!!!!! kab zneterkayo... Ab pretoria zmehaza game software Ab S.africa ms abue zehlefo xegem Ab Pennsylvania ksab medeqesiu zekaryelu znebere ewanat..... Ab canada zehlefo shgr Ab Russia zegatemo xegemat etc......

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @queensultra6547

    @queensultra6547

    Жыл бұрын

    @@God-db9vp Actually beti zelewo hasab kemu ktrtro tkl..eten link zgeberkayen video 2tien rieyen. Lebam gmt ember blkie iyu zbl yelen...so bhade wegen beti zelewo hasab kemu ktbl tkl endika beti kalie ka bahri social media bflay hbub seb entekonka kemey iyu ka ab gmt ktrso zeyblka iyu!!!!

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    @@queensultra6547 ለባም ግምት ጥራይ ኣይኮነን ፡ እቲ ሰባት ብዛዕባኡ ዝዛረብዎ እሞ ግደፍዮ ባዕሉ ኣዝዩ እኩይ ዕላማ ሒዙ ከምዝንቀሳቀስ ካብ ኣፉ ስምዕዮ፡ ነቲ ናቱ ቃላት ናትካ ግምት ኢዩ ከይትብልኒ ሓደራ፡ ስምዕዮ ብዛዕባ ዕላማ እቲ ንሱ ዝውንኖ ፕሮጀክት ኣርቲፊሻል ኢንተልጀንስ ዝተዛረቦ ባዕሉ kzread.info/dash/bejne/l2F_sZuHldbNnc4.html

  • @queensultra6547

    @queensultra6547

    Жыл бұрын

    @@God-db9vp Ok I'll consider your idea but you can you provide me with extra supplements please?????

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    @@queensultra6547 ጸገም የለን እዛ ሊንክ ሙዚቃ ኣብ 1990 ዝወጸት ስምዕያ እሞ ተመለስኒ ኢኪ፡ ዝነግረኪ ኣለኒ?

  • @halalika4713
    @halalika4713 Жыл бұрын

    Nisena akhtona qirdi gerkdi shiwekun

  • @tirhastsegay8872
    @tirhastsegay8872 Жыл бұрын

    Gorgo hawuna 100 shih dolar kefilka eyu zkiyed elkayo nab mars emo etom haftamat tiray eyom kikedu malet. Eti dika dima abza zelenaya meret u kterf.

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu678110 ай бұрын

    ኣብ ኤርትራ እንተዝውለድ ተሰዊኡ ሰንኪሉ፡ተኣሲሩ ወይ ተሰዲዱ ምሃለወ

  • @elihomabselom19
    @elihomabselom19 Жыл бұрын

    እወ እቲ ዝገብሮ ዘሎ ብጣዕሚ ዝድነቅ እንድዬ, ግን ብዙሓት ብሰንኩ ስራሕ ኣልቦ ዝኮኑ ሰባት እንዳ በዝሑ እዮም ንኣብነት ባዕለን ዝዝወራ መካይንይ ጀሚረን ኣለዋ ብዙሓት ኣውቲስታ ክኣ ስርሖም ይሱኑ ኣለው,ኣብ ትካላት ውን ከሙ ቀደም 50 ሰባት ዝሰርሕዋ ዝነበሩ ሎሚ 3 ሮቦት ኣምጺኦም ይሰርሕዋ እቶም 50 ሰባት ይስገጉ,ስለዚ ከም ሓሳበይ ካብቲ ኣይኮነን ፈቂድካዮ ኣቃጺልካ ከማን ዘይትውድኦ ገንዘቡ ነቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኮኑ ዘለው ክከፍሎም ኣለዋ ይብል የቀንየለይ ክቡር ሓወይ,

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @beti10haile34

    @beti10haile34

    Жыл бұрын

    @@God-db9vp he is not human he is from aliens world

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    @@beti10haile34 ሰብሲ ሰብ ኢዩ ግን እኩይ ሰብ፡ በሊሕ ኣይኮነን እቲ ምህዞ ውን ናቱ ኣይኮነን፡ ክብሩን ህይወቱን ሸይጡ ዝረከቦ ህቡብነትን ሃብትን ጥራይ ኢዩ ዘለዎ።

  • @beti10haile34

    @beti10haile34

    Жыл бұрын

    @@God-db9vp melu seb eyu ele ayamnen eye

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    @@beti10haile34 ኖ ከማና ዝተወለደ ዝተፈጥረ ሰብ ኢዩ፡ እንተኮነ ከምዝበሎ ሓቂ እንተኮይኑ ኣብ ርእሱ ቺፕ ስለዘእተወ ሓውሲ ሮቦት ሰብ ኮይኑ ክንብሎ ንኽእል ኢና እንበር ኣልየን ማለት ሰይጣን ኣይኮነን።

  • @dawitgebrehanes5380
    @dawitgebrehanes5380 Жыл бұрын

    Mes Elon musk ab teslr besenes megbar yetaimamen deyu kemey mesleka.

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @kabkone5196
    @kabkone5196 Жыл бұрын

    Batemi meharit nayta gual gin gerimni faka mis wedee fetihato aye awalid

    @kabkone5196

    Жыл бұрын

    @@God-db9vp blbka aykonkan mish? Georgo kab western media zrekebo eyu krmxie ember keydu interview zeygeberelu diu ? Dehar kea hsdina mesila eza natka serihu eyu newih keydekese belih eyu kea ezi amlak seytan gele tblo kea nyo belo 2022 namlak keyerkbo ferihka emnet eyu ember abey kem zelo zfelto keman yelen .xbkti medeb eya bro tekielka kab hiwetu temahar

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    @@kabkone5196 ኣየ ሓበሻና እዛ ኣምልኾ ጻዕዳ ዘይንገድፋ ኢና፡ ሕስድና መሲላ ኢልካዮ በቃ፡ እንበር ጆርጆ ናቱ መጽናዕቲ እንተዝገብር እዛ ቪድዮ ምረኸባ ኔሩ፡ እንግሊሽ ዝርደኣካ እንተኮይኑ ስምዓዮ እቲ በሊሕ ዝበልካዮ ሰብ፡ ከምዚ ኢሉ ፈኪርልካ ኣሎ፡ " ደቂ ሰብ በዚ ንሰርሖ ዘለና ክጠፍኡ ኢዮም፡ ንሕና ዕላማ ኣለና፡ ከምቲ ጽርግያ ክስራሕ እንከሎ ኣብ መገድኻ ዝጸንሑ ጻጸ ዝሞቱ፡ ደቂ ሰብ ውን ኣብ ቅድሚ ስራሕና ከምኡ ኢዮም" ኢሉ ኣሎ፡ እንካ ስምዓዮ ባዕላልኻ ሕጂ ከኣ ተጸልሞ ኣለካ ክይትብል ምእንቲ፡ kzread.info/dash/bejne/l2F_sZuHldbNnc4.html

  • @filizeray8955
    @filizeray8955 Жыл бұрын

    Kubre gerjo hawina ezgabher amilake eyu xegia abezhiliu

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @tig3548
    @tig3548 Жыл бұрын

    ክላ ግደፈና ንስካ ክኣ ሰብ ኣብ ካልእ ኣሎ

  • @smretteklit1104

    @smretteklit1104

    Жыл бұрын

    Wae emo wixae kabzi geza denkoro temahar

  • @tig3548

    @tig3548

    Жыл бұрын

    @@smretteklit1104 😄 ኣይትጻረፊ ባ ሞ ስምረት ሽኮር

  • @zerutesfaendrias4277

    @zerutesfaendrias4277

    Жыл бұрын

    ኣንታ ሓውና ናብ ካልእኻ ሞ ዘይትኸይድ?

  • @johnbelay1998
    @johnbelay1998 Жыл бұрын

    Kokob mukanu negerkana nab semay hawii fair kesekel kewered nero alna so hade kabtom xehuf zefexemu kaykewen emo kkk u need to focus bro before you make a video .

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ድራር ካብቶም ንፉዓት ዝበሃሉ መምሃራን ኢካ፡ ሎሚ ዘቅረብካዮ መደብ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ምክንያቱ እዚ ትነግረና ዘለካ ማዕከናት ዜና ምዕራብ ዝነገራና ታሪኽ ኢሎን ማስክ ናብ ትግርኛ ጥራይ ኢካ ተርጉምካዮ፡ እዚ ከምዘለዎ ምቅባል ከኣ ንዓና ይሃስየና ኣሎ፡ ኢለን ማስክ ኣዝዩ ሕሱር ሰብ ኢዩ፡ ማዕረ ንገሃነም ኢየ ክኣትው፡ ምስ ሰይጣውንቲ ክንራከብ ኢና ኢሉ ዝዛረብ ኣምላኺ ሰይጣን ኢዩ፡ እዚ ታሪኹ ሓቂ ከይመስለካ ድርሰት ኢዩ፡ እዚ ንስካ ትኮርዓሉ ዘለካ ሰብ ኣቦኡ ወላዲኡ ከምዘይኮርዓሉ ተዛሪቡ ኣሎ ምክንያቱ ሓቀኛ ህይወቱ ሕማቅ ስለዝኮነ፡ እዚ ምህዞ ውጽኢት ኣእምሮኦ ከይመስለካ ካልኦት ማሕበራት ምሂዘን ንሱ ከም መሃዚ ኮይኑ ክቀርብ የፍቅዳሉ ንሱ ከኣ ናተን ግዙእ ይከውን ህይወቱ ምሉእ፡ ብድራማ ከኣ ከም በሊሕ ኮይኑ ይዋሳእ፡ ስለዚ ጆርጆ ኣብ ክንዲ ናትካ መጽናዕቲ ጌርካ ብዛዕባ እዚ ሰብ ክትፍትሽ ትጽዕር እተን ባዕሎም ዝነገሩካ ከም ፓፓጋሎ ክትደግሞ ከለካ ንባዕልኻ ተጋጊኻ ንሰብ ተጋጊ ኣለካ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝተዛረቦ፡ እዚ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝበሃል ንወዲ ሰብ ሓደገኛ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ንስካ ከኣ ትኮሓሕለሉኣ ኣለካ፡ ስለዚ ዳግመ ግምት ጌርካ ኣረኣእያካ ብመጽናዕቲ ኣማእዝኖ፡ ብጉዳይ ገንዘብን ቢዝነስን ጥራይ ንሰብን ህይወትን ኣያይንምዘኖም። ረኣዮ እዚ ኢዩ ሓቀኛ ኢለን ማስክ፡ ድራር ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትስራሕ ነዚ ኣዝዩ ጻዕራምን በሊሕን ለዋህን ምኳኑ ክትገልጾ ዝጸናሕካ እኩይ ሰብ ብዛዕባ ዕላምኡ ዝተዛረቦ ክነግረካ፡ ከምዚ ኢሉ፡ Artificial intelligence ዕላማ ኣለዎ፡ ንሱ ከኣ ንሰብኣውነት ማለት ንደቂ ሰብ ከጥፍ ኢዩ። ካልእ ውን ዝበሎ፡ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ሓደገኛ ኢዩ ካብ ኑክሌር ንላዕሊ ኢልካ ኣሎ ስምዓዮ እንካ፡መአረምታ ውን ግበረሉ መደብካ kzread.info/dash/bejne/iK6clrWIabuupag.html kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html

  • @herikalu87
    @herikalu87 Жыл бұрын

    Kubur jerjo hawna hanti hito alatni emo medeb gerka kitmexana nilabo kiatu nab hutoy wedi seb ab mircha du zinebir ab edil .ezia eya htoy

  • @bereketlayne5623

    @bereketlayne5623

    Жыл бұрын

    ዕድል ኽብሃል ኸሎ ንስኻ ዘይጸዓርኻሉ ዝገጥመኻ እዩ ምርጫ ግና መዓልታዊ ንዘጋጠመና ወይ ኽንገብሮ ንዝደለናዮ እቲ ዝበለጸን ዝሓሸን ዘዋጽኣናን ጥቅሙን ጉድኣቱን ብምውድዳር ንመርጾ ወይ ንውስኖ እዩ ስለዚ ሰብ ኣብ ምርጭኡ እዩ ዝነብር :: ብዝተረድኣኒ ::

  • @rit6091

    @rit6091

    Жыл бұрын

    @@bereketlayne5623 ab Eritra ab mewedaeta zeyblu agelglot zinebru ke b mrcha dyu slezi Hiwet bi klitiu bi echan mirchan eya tizwer

  • @bereketlayne5623

    @bereketlayne5623

    Жыл бұрын

    @@rit6091 ተዓሊምና ተመዲብና ኸምቲ ዝበልኻዮ ኽኣ መወዳእታ ዘይብሉ ምኻኑ ፈሊጥና ገዲፍናዮ ብምርቻና ወጺና ::

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    ብዕድልን ብምርጫን፡ ንመርጽ ዕድልና ዝሃበና ከኣ ንቅበል

  • @ephriemmichael
    @ephriemmichael Жыл бұрын

    ቦኽሪ ወዱ ንኣምልኾ ኣብ ሓዊ ከምዘቃጸሎ ኸ ትፈልጥ ዶ ድራር, ሰብ ነብሱ ከሲሩ ሃብቲ ናይ ዛዓለም እንተወነነ እንታይ ከሰበ 🤔🤔🤔

  • @bereketlayne5623

    @bereketlayne5623

    Жыл бұрын

    ገለ ሊንኽ ወይ ጽሑፍዶ ይህልወኻ bro ንወዱ ኸምኡ ኸም ዝገበሮ

  • @ephriemmichael

    @ephriemmichael

    Жыл бұрын

    @@bereketlayne5623 ክገርመካ ሎሚ ኣብ fb ሕልፍ ክብል አደ 5 ደቁ ዝነበረት ክትምስክር ሰሚዐያ ንሱ ዉን ብዛዕቡ ተሓቲቱ ብሕማቕ ስሚዒት ክምልስ ኣይካኣለን ቀስ ኢልካ ክትረክባ ትክእል ኢኻ

  • @isaacmedhanie8142

    @isaacmedhanie8142

    Жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/aq2HxshwgqrPhqw.html @bereket Layne

  • @rit6091

    @rit6091

    Жыл бұрын

    Ezi mhuwtat ndihrit ember nkidmit ayesegumn eyu kurub hiseb ab fithi zelewo hager seb ketilka b nexa aytnebrn eka

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    Жыл бұрын

    @@rit6091 ፍትሒ? ኣብ ዓመት ሚልዮናት ህጻናት ኣብ ከብዲ ኣዲኦም ከለዉ ብሕጊ ዝቅተሉሉ ሃገር ድዩ ፍትሒ ዘለዎ? ኣብ ከብዲ ኣዲኡ ዘሎ ዕሸል ሰብ ድዩ ኣይኮነን?

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 Жыл бұрын

    አነስ አብታ ናይ ጀርመን ግጭት ሐሳብካ ዝሃብካና አነስ ካብቶም ዘድንቁኻ እየ ግን መጀመርያ ነዞም አሸበርቲ ደለይቲ ፍትሒ ትብሎም ነርካ ዘገርም ተወሳኺ እዉን ቡዙሕ ተመኽንየሎምን ትድንግጸሎምን ኔርካ ሽግር ሽግር ዝመጽዎዶ ዝሐለፍወዶ መመኽነይታ ካብ ሕጂ አይሰርሕን እዩ ንግፋ ግፋ ትብል ኔርካ ንስኻ ዳርጋ ሐሙሽተ አሕዋት ትጽብጽብ ኔርካ ወጻኢ ከምዘለኹም ስለዚ ግፋ ረብ ገዛኹም የላን ኤርትራ ኸአ አብዚ ሰዓት እዚ አብ ውሽጢ ዘሎ ዘይ ኮነ ካብ ሃገርና ወጺና ዘለና ግፍ ተዝጅምሩ እሞ በዓል ምግበይ ደብረጼን ክረግጽዋ አይነፍቅድን ስለዚ ነዞም ወለዶም ድወቅዑ ደለይቲ ፍትሒ ክትቆጽርዋ ሕፈሩ ንስሻ እካ ምስኦም ቆጺርካያ ደለይ ፈትሒ ሐፊረልካ አኽፊእካ ምጽላም ንመንግስቲ መቸም አብዛ ሰዓት እዚአ ህዝቡ ክንዲ ዝአከበ ክንድዚ ሐሰዳ የዒንትኹም ይዕጸዉና አብ ጉዳይኩምአየጸንብረና መቸም አነስ ስለ ዘድንቀካ መራሒ ክትወዳደር ዶ ትሐስብ ዝበልኩኻ ነሩ ሕጁ ግን ሳብስክራይብ የሕዲገካ አለኹ በዛ ናጀርመን መልእኽትኻ 👎✔

  • @rit6091

    @rit6091

    Жыл бұрын

    Ati haftey tegagiki aleki degimki simiyo nusu zibelom ezi zigeberkumo ageb gega eyu zehefir eyu eluwom

  • @angesomlebasi3194

    @angesomlebasi3194

    Жыл бұрын

    Hello Bro, its good to prepare such a program about a distinguished person. But I would like to remind you that. Everyone is uniqe creation of God. So you didnt get the right topic for your presentation.

  • @user-sp7no8lu7e

    @user-sp7no8lu7e

    Жыл бұрын

    ሃላይ ካብዚ ዘለናዮ ዝከፍእ እንታይ ኣሎ እዚ ኩሉ ዝጽሓፍክዮ ዋጋ ይብሉን

  • @semaineshtekie1394

    @semaineshtekie1394

    Жыл бұрын

    @@user-sp7no8lu7e እሞ አብስረኻ እና ሸኑ ብኽንደይ ሽግር አትዮም አብ ጀርመን ለውጢ ከምጽኡ ንዓበይቲ ምቃዕ ከም ዓወት ግን አይረአኻዮን ቪድዮ ተጋሩ ምኻኖም

  • @emteemte3985

    @emteemte3985

    Жыл бұрын

    Semainesh amhareyty enber eritrawi sim aykonen slezi amhareyty eki adgi

  • @shewitsigementertainment1282
    @shewitsigementertainment1282 Жыл бұрын

    ሰላም ንዓኹም ኣንበብቲ እዛ መሰጅ ኣኣብ ዘሎኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ዝኸበርኩም ክቡራንን ኩቡራትን ኣብዛ profiley ኣቲኹም እባ ናይ SUBSCRIBE ደገፍ ክትገብሩሎይ ይላበወኩም ንእትገብሩሎይ SUBSCRIBE ካብ ልቢ እንዳ ኣመስገንኩ ኢየ

Келесі