ፍሉይ መደብ Zema Yared Idol ኣብ በዓል ትንሳኤ|ካብ ብሉፃት 10 ናብ ብሉፃት 5 || ውድድር ድምፃውያን ዜማ ያሬድ

Музыка

ፍሉይ መደብ Zema Yared Idol ኣብ በዓል ትንሳኤ|ካብ ብሉፃት 10 ናብ ብሉፃት 5 || ውድድር ድምፃውያን ዜማ ያሬድ

Пікірлер: 709

  • @Danishow1
    @Danishow12 ай бұрын

    ዝናቡ ቀዳማይ ይወፅእ❤❤❤ ፍሉጥ።ዝናቡ ትብሉ like

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha2 ай бұрын

    ዝናቡ ቀድማይ ሕርያየይ እዩ:: Sure 100%❤❤❤❤❤❤

  • @gebrehiwetgebremariam8443
    @gebrehiwetgebremariam84432 ай бұрын

    ሳባ ጓለይ ጠንኪሩ ዝሰርሐ ይዕወት ዝብል ዓርሰ እምነትኪ ንዝሓሰብክሉ እንተይሞከርኪ ዘይትሐልፊ ድፍረትኪ ካብ ብህፃንኪ ዝጅምር እዩ እሞ ዋላ እካ ቡዙሕ ማሕበረ ኢኮኖሚ ፀገማት ተፃዊርኪ ካሊእ ዕለታዊ ናይ ገዛ መነባብሮ ንምሽፋን አካዳሚ ትምህርቲ ብከአልክዮ ከይተቆራረፀ ንምቅፃል ለይትን ቀትርን ላዕሊን ታሕትን ብምባል ዝገብርክዮ ፃዕሪ ከቢድ እዩ።አነ አቦኺ እውን ንዓመታት ብሰንኪ እቲ እዋናንኒ ፀገማት ተፈልየኪ ብአካል ዝከአኒ ሞራልን ምኽሪን አይለገስኩልክን እዞም ኩሎም ፀገማት ሓሊፍኪ ካብ 1ይ-3ይ ዘሎ ደረጃ ኽትሕዚ ተስፋ ይገበር።

  • @yehaofficialmedia3139

    @yehaofficialmedia3139

    2 ай бұрын

    ❤❤

  • @massawino4ever939
    @massawino4ever9392 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ፍርዲ ኮይኑ ተሰሚዑኒ❤ ኣሸናፊ ከኣ ቀዳማይ ክወጽእ ኢዩ ዝብል ግምት ኣለኒ ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ ❤ love you ተጋሩ የሕዋተይ🎉🎈

  • @Oxygen2284
    @Oxygen22842 ай бұрын

    ዜማ ያሬድ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ, ኣብ መዛዘሚ ዝናቡ 1ይ ክወጽእ እዩ ይብል. ናይ ወትሩ ተኸታታሊ ኤርትራዊ

  • @MaryMarlin-lj6uo
    @MaryMarlin-lj6uo2 ай бұрын

    ዝናቡ ቀደማይ ይወፅእ ዜማ ያሬድ ግን ዓቢይ ናይማይክ ፀገም ኣለኩም ኣስተካክሉሎም ፕሊስ❤❤

  • @Ztebladea33s
    @Ztebladea33s2 ай бұрын

    ኣሹዋይ ቀዳማይ ክወፅእ ትብሉ ለይክ👍❤

  • @bereketalem9133
    @bereketalem91332 ай бұрын

    ከም ናሃተይ ሪኢቶ ዝናብ ቀዳማይ ክወፅእ እዩ እብይ❤

  • @mihreteabghebreyesus1812
    @mihreteabghebreyesus18122 ай бұрын

    Awut nay zema yared lomi zey kone kdmi hji u tewediu Ashenafi hmoray tbl derfi ab zderefelu medrek awut mkanu trdae 🎉

  • @user-ew2sr5rn3q
    @user-ew2sr5rn3q2 ай бұрын

    እንቃዕ ኣብቃዓኩም ብናተይ ዝናብ ይብል ።

  • @tedrosGebrehewot
    @tedrosGebrehewot2 ай бұрын

    ዝናቡ 1ይ አሰር ኤማ እዩ በዘይ ጥርጥር

  • @OneAfrica5266
    @OneAfrica52662 ай бұрын

    እንቓዕ ደስ በለኩም ንኩላትኩም ተወዳደርቲ : ብምቅጻል 1ይ ዝወጽእ ኢለ ዝግምት ዝናቡ ኢየ ዝብል: ደያኑ ድማ ጽቡቅ ኣለኹም እቲ ኣኽብሮትኩም ኣብ ተወዳደርትኹም ትገብርዎ ደስ ዝብል ኢዩ ቀጽልዎ❤

  • @user-jc6xq7wo9n
    @user-jc6xq7wo9n2 ай бұрын

    ራሄል ተካ ቐዳመይቲ ብምቕጻል ናይ ብሓቂ ብሱላትን ውርዙያትን ደያኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩ ኣሕዋትና from Eritrea

  • @destawerede
    @destawerede2 ай бұрын

    ZY 0030 is more than enough his sound has a good personality and lovely young man 100%

  • @tsgegebremedhen4457
    @tsgegebremedhen44572 ай бұрын

    1.zenabu 2.Ashenafi 3.rahel

  • @ermiasmebrahtom4850

    @ermiasmebrahtom4850

    2 ай бұрын

    Znabu Ashenafi Rahel

  • @AshenafiGoytomAsh

    @AshenafiGoytomAsh

    2 ай бұрын

    Ashutosh qedamay

  • @gebrehiwetgebremariam8443
    @gebrehiwetgebremariam84432 ай бұрын

    ደስ ዝብል ፕሮግራም ንሕና ድማ ንዜማ ያሬድ ብምትብባዕ ተወዳደርቲ ደቅና አሕዋትና አብ ዝዓበየ ደረጃ በፂሖም ንባዕሎም ተመሐይሾም ከባቢኦምን ዓዶምን ብስራሕ ዝአምን ብስነምግባር ዘተሃነፀ ወለዶ ንምፍራይ ዓብይ እጃም ስለዘለዎ ብሙልእ ለቢ ክንሕግዞምን ክነበራታትዖም ይግባእ።

  • @Beki_kidanee
    @Beki_kidanee2 ай бұрын

    Znabu kedamay 2.Ashu 🎉🎉

  • @user-hz4bi6bc4g
    @user-hz4bi6bc4g2 ай бұрын

    ዝናቡ ቀደማይ❤❤❤❤

  • @user-go2uy1yy3f

    @user-go2uy1yy3f

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Lemi-ji4db
    @Lemi-ji4db2 ай бұрын

    znabu..❤️❤️❤️👍

  • @BirhaneGhiwet-en8fz
    @BirhaneGhiwet-en8fz2 ай бұрын

    Wawwwo ዝኔ #1# ንዓይ ዝናው ብናየይ እምነት ኣብ ዜማ ያሬድ ካብ ዝረእናየም ተወዳዳሪ ዘይቡሉ ተወዳዳሪ

  • @selihomyeibiyo

    @selihomyeibiyo

    2 ай бұрын

    ኣይ ብሰንኪ ኣጠቃቅማ ማይክ ዘይ ምኽኣሉ ብቅዓቱ ኣይተጠቀመሉን። ሓሚስዋ ዛ ደርፊ።

  • @BirhaneGhiwet-en8fz

    @BirhaneGhiwet-en8fz

    2 ай бұрын

    ሳዉንድ ሪከርድ እዮ ዝመስለኒ​@@selihomyeibiyo

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe38802 ай бұрын

    እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ኣብፀሐኩም ዝናቡ ቀዳመይ ዝወፅእ ይመስለኒ🙏❤❤

  • @yosefkg4306
    @yosefkg43062 ай бұрын

    Really not fair! በሪሁ ክወድቕ ኣይነበሮን! መሊስኩም ሪቫይዝ ግበሩዎ! 🙏👌

  • @user-lq8tj8hx2b

    @user-lq8tj8hx2b

    2 ай бұрын

    😥😥😥😥

  • @letishkebede5965
    @letishkebede59652 ай бұрын

    ተጋሩዋኒ ፅርያት ፍጥረት❤❤❤💛💛

  • @shalom5798
    @shalom57982 ай бұрын

    ኣዜ ዝፈትዋ ገናሒት መድረኽ ወረጃ ❤

  • @TedeTekal-xm5lc
    @TedeTekal-xm5lc2 ай бұрын

    ፍትሓዊ ኣይኮነን ትብሉ

  • @javajavaint1

    @javajavaint1

    2 ай бұрын

    here

  • @MousyHonzalez
    @MousyHonzalez2 ай бұрын

    ዜማ ያሬድ ብጣዕሚ ክፈለጥ ካብ ዝገበረት ሓንቲ ራሄል እያ ብተለይ ናይ ንግሰቲ ዝደረፈትሉ ፀቡቅን ዝተፈትወ ሰራህ እዩ እሞ ህሰቡሉ

  • @selamgerezgiher3081
    @selamgerezgiher30812 ай бұрын

    Znabu ybl ane guys

  • @gebreslasegebremedhin5386
    @gebreslasegebremedhin53862 ай бұрын

    Berihu G/mariam ሃሲክምዎ

  • @JosiTsehaye-gj4br
    @JosiTsehaye-gj4br2 ай бұрын

    Ashenafi desta bza humera tray kas 1gna eyu ma big hero ashuway 1 kwese niawo

  • @user-vg9lr1gi8p
    @user-vg9lr1gi8p2 ай бұрын

    Znabu the best ❤

  • @gumsa2201
    @gumsa22012 ай бұрын

    Zema yared xubuk medeb bzyada ka dayanu znadu eyom kexlwo ane eko zxare yawet eye zbl 1.Znabu des endabelni zsemo Dmxawi

  • @semereabghebre4325
    @semereabghebre43252 ай бұрын

    ዝናቡ ይብል ኣዝዩ ሓያል እዩ ፡ እንተዀነ ግን ኣብ ምድላው ይሓምዮ ። ኣብ ማይክ እውን ብሐደ ጎድኒ እዩ ዝጥቀም ብኡ መጠን ከኣ ድምጺ ኩሉ ብልክዕ ኣይወጽእን ።

  • @solamalik1
    @solamalik12 ай бұрын

    ራሄል ቀዳማይ ተትወፅእ ደስ ይብለኒ🎉🎉

  • @tsegat6873
    @tsegat68732 ай бұрын

    Berihu Mara Eyu Gobez ❤❤❤🎉🎉

  • @zeruekidane1635
    @zeruekidane16352 ай бұрын

    1ይ ኣሽናፍ ደስታ 2ይ ዝናቡ 3ይ ሳባ 4ይ ሳሮን 5ይ ራሄል ካብ መጀመርያ ክሳብ ሕጅ ተኽታትልኩም የ ።

  • @okbazgiherhaile8174
    @okbazgiherhaile81742 ай бұрын

    Berihu Gebremariam bitaemi hasikimo kiterif zeygibeo seb eyu neyru

  • @HaileG27
    @HaileG272 ай бұрын

    Please መሳርሒ ሙዚቃ አስተካክሉ

  • @haddisredda4145
    @haddisredda41452 ай бұрын

    በሪሁ😭😭😭😭😭😭😭በሪሁ😭😭😭😭😭😭😭😭በሪሁ ተስፋ ብዘይምቁራፅ ዘለካ ዓቕሚ ዓቂብካ ቀፅለሉ።

  • @user-vq8pz7gl7e
    @user-vq8pz7gl7e2 ай бұрын

    ብመጀመርታ ሰላም ቀጺለ 1፥ዝናቡ ዘይከሓድ መረዋሕ ድምጺ ኣለዎ ግን ኣብ ውድድር ኩሉ ኣማሊእካ ምቅራብ እዩ 2 ራሄል ውን ጽቡቅ ድምጺ ግን ቃላት ትበልዕ ኮይና 3ኣሸናፊ እቲ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኩሉ ዘማለኤ ❤ ኣብ ናይ ምወዳእታ ውድድር ከኣ 1ዝናቡ 2 ኣሸናፊ 3ራሄል ካብ ተዓዛቢኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጽቡቅ ዕድል ንኩላኩም

  • @abrhasutube
    @abrhasutube2 ай бұрын

    Thank you Zema Yared for showing us such precious signers. Zinabua’s exceptional talent and mastery of difficult vocals make him a strong contender for the trophy. I am sure he will be #1.

  • @solamalik1
    @solamalik12 ай бұрын

    1 RAHEL🎉🎉🎉 2 RAHEL🎉🎉🎉 3 RAHEL🎉🎉🎉🎉

  • @HaftomWoldegabrielGebrehiwot

    @HaftomWoldegabrielGebrehiwot

    2 ай бұрын

    Put the code ZY002

  • @HabenTesfamariam-cf4tg
    @HabenTesfamariam-cf4tg2 ай бұрын

    ራሄል 1111❤❤❤

  • @marryaraya7612
    @marryaraya76122 ай бұрын

    እንኳዕ አብፀሐኩም ተጋሩዋይ ርሑስ ባዓል ትንሳኤ ይግበረልኩም❤❤

  • @mikaelbahran8957
    @mikaelbahran89572 ай бұрын

    ZY 0011 ሳባ ገብረ ሂወት ፅቡቕ ዕድል ይምነየልኪ በርትዒ 👍👍

  • @AmanuelAregawi-uo4fm
    @AmanuelAregawi-uo4fm2 ай бұрын

    Zenabu ashu rahela eya zesarom betami nifuat eyom zema yared yekanyelna hadeshti dmtsawyan sle zefrekumlna🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @wediwelday7862
    @wediwelday78622 ай бұрын

    Zenabu

  • @Selamlekum
    @Selamlekum2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ኢኩም ተሕዙኑ ግን ዓይኒ እናሃለወኩም ደይትርእዩ ምካንኩም ፈሊጥና እቲ ደትረፍኩሙዎ ልበ ቡሩህ አይነስውር ብአኩም ክትክሕስዎ ንጽበ ዓና ግን እዞም ሐሙሽተ ዝቀጸርክሙዎ ከምዘይሐለፉ ኢና ንፈልጥ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @solomonbeyen5747
    @solomonbeyen57472 ай бұрын

    Zenebe nifue 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @saramm8772
    @saramm87722 ай бұрын

    ዜማ ያሬድ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንባዓል ፋስጋ ዳያኑ ስነ ስርዓትኩም ትሕትናኩም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ምቁራት❤❤❤

  • @GEREMEDIHIN
    @GEREMEDIHIN2 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም

  • @GenetHagos-ed7uh
    @GenetHagos-ed7uh2 ай бұрын

    Rahel Teka ZY002 ❤

  • @hwcggx
    @hwcggx2 ай бұрын

    ኣቱም ፅሩያት ዘርኢ ❤️

  • @abelhailegebrial1538
    @abelhailegebrial15382 ай бұрын

    1 ዝናዉ ይወፅእ ❤❤❤❤

  • @abeyem
    @abeyem2 ай бұрын

    Zinabu deserves with his miracle voice but your sound system is weird!!! In my opnion, now the competition is between Ashenafi and Zinabu😮

  • @robel2319
    @robel23192 ай бұрын

    Znabu 1111

  • @ChomayRecords
    @ChomayRecords2 ай бұрын

    ኣብ ዝቕፅል ዙር ወይ ከኣ ኣብ Final ዝናቡ #1 ኰይኑ ይወፅእ ኢለ እሓስብ። ዝናቡ ቀዳማይ እንተወፂኡ... ብር #1000 ክሽልሞ እየ። ዝናቡ ኣባዲ ኣሐጕሰኒ። ድምፅኻን ኣብ ዜማ ዘለካ ርድኢትን ዕሙቝ እዩ'ሞ ጐብዝ።

  • @maymayorecordsandentertain5523
    @maymayorecordsandentertain55232 ай бұрын

    ዝናቡቡቡቡቡቡቡቡቡቡቡቡቡቡ

  • @MEBAOZA
    @MEBAOZA2 ай бұрын

    Well come zema yared

  • @sami-fe3jb
    @sami-fe3jb2 ай бұрын

    Zenabu King 👑 of King Namber 1 👈👈

  • @lemlemyo4389
    @lemlemyo43892 ай бұрын

    enkae abtsehekum zema yared!

  • @user-ye8wo9gx6g
    @user-ye8wo9gx6g2 ай бұрын

    መማህራን ዜማ ያሬድ ብጣዕሚ ኑኡዳት ። ❤

  • @BahranMulu
    @BahranMulu2 ай бұрын

    ሽኮር ሽኮር ለሕዝን ፍርዲ

  • @BrhaneDesta
    @BrhaneDesta2 ай бұрын

    መጀመርታ ንኩለኩም አምነት ክርሰትና አንኳዓ ኣብፀሐኩም ክብል ይደሊ ቀፂል ኣቢለ ድማ አንኳዓ ናብ 5ይ ዙር ኣብፀሐካ ይብሎ ነቲ ኣብ ገድሊ ብድምፁ ኣርውይ ዘበለኒ ብድምፁ ክንደይ ንብፃይ ዝናቡ ኣባዲ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    ዝናቡ ተጋዳላይ ድዩ ?

  • @mebratu14
    @mebratu142 ай бұрын

    Rahel Teka 🎉🔥🔥

  • @ZnabuKalayu-fx8rm
    @ZnabuKalayu-fx8rm2 ай бұрын

    በሪሁ 👌👌👌

  • @javajavaint1

    @javajavaint1

    2 ай бұрын

    sure

  • @kasmas4492
    @kasmas44922 ай бұрын

    Zema Yared ብሓቂ ዘኹርዕ መደብ መደብ ኢኹም ሒዝኩምልና መፂኹም:: ዳኛታት ብቅዓቶም ዝነኣድ እዩ::እቲ ውድድር ብመሳርሒ ሙዚቃ ምስቲ ምኻኑ ድማ ዝያዳ ይስሕበካ:: ዝገርሙ ተወዳደርቲ ዝረኣናሉ ኣይዶል ውን እዩ:: እቶም ዝተረፉ ሓሙሽተ ተወዳደርቲ ውን ብጣዕሚ ጎበዛት እዮም ኣብ ቀረባ ብናይ ባዕሎም ስራሕ ክመፁና ውን ተስፉ ይገብር::እቶም ዝሓለፉ ሓሙሽተ ተወዳደርቲ ሓያል ንሕንሕ ክህሉ እዩ ዝብል ግምት ኣለኒ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ኣሸናፍን ዝናቡን ከቢድ ግጥም ክህሉ እዩ ክልቲኦም ናይ ሙዚቃ ርድኢት ዘለዎም ተወዳደርቲ እዮም::ሊድያን ኣርሴማን ውን ጎበዛት እየን ኔረን ክሓልፉን ክሳዕ መወዳእታ ክበፅሓን ዝተመነኹለን ኔረን ግን ተሪፈን::ብፍላይ ኣርሴማ ቅድሚ ሕጂ ውን ኣብ ካልእ ውድድር ኣይዶል ቀሪባ ሪኤያ ኔረ እየ ጎበዝ ድምፃዊት እያ:: Zema Yared cheers for the amazing job❤❤ guys please join me to subscribe their KZread channel

  • @Lakiyb-sb8hh
    @Lakiyb-sb8hh2 ай бұрын

    በሪሁ 2 3 ይግበኦ ነይሩ ግን ፅቡቅ ዳይና የለን ወገንተኛ ኢኹም ፡፡

  • @kbromulemelaekt9922
    @kbromulemelaekt99222 ай бұрын

    Areeeeeee Brihu it’s not fair

  • @user-go2uy1yy3f
    @user-go2uy1yy3f2 ай бұрын

    ዝናቡየይ ቀደማይ ❤❤❤❤❤❤❤🙏🎉

  • @Zeni504
    @Zeni5042 ай бұрын

    ዝናቡ❤

  • @RigatGm
    @RigatGm2 ай бұрын

    Znabu kedamay kwetsa alewo

  • @Mekerethabeshawi
    @Mekerethabeshawi2 ай бұрын

    እንኳዕ አብፀሓኩም

  • @yonitube225
    @yonitube2252 ай бұрын

    I have seen mistake thing in judging to berihu g/mariam... its not fair. We lost 😣 such s unique vocal in the final round..... . . . Any ways you are good judger's

  • @javajavaint1

    @javajavaint1

    2 ай бұрын

    super losing a unique singerr

  • @user-lq8tj8hx2b

    @user-lq8tj8hx2b

    2 ай бұрын

    100% ጌጋ ፍትሓዊ ኣይኮነን ። ውሽጣዊ ምክንያት ኣሎ

  • @yosufabubeker
    @yosufabubeker2 ай бұрын

    Ashu asli blux ❤❤❤

  • @RahelAssefa-dm3vr
    @RahelAssefa-dm3vr2 ай бұрын

    ZY002 ራሄል ተካ❤

  • @berheredae2063
    @berheredae20632 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ እዪ ኮይኑ ግና Audio record ዝርብሽ ነገር ኣለዎ ተመሊስኩም ስምዕዎ

  • @akilove3701
    @akilove37012 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️💕💕💓💓💓

  • @hani-fg4wz
    @hani-fg4wz2 ай бұрын

    Enkae abtsehkum ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-nb4sd7oe7r
    @user-nb4sd7oe7r2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mikealetadesemiko
    @mikealetadesemiko2 ай бұрын

    ashenafi desta 1 kwetse tesfa ygebr

  • @sisayzegeye3878
    @sisayzegeye38782 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ I Always appreciate and love you ❤❤❤❤❤ ❤

  • @HafteabHafte
    @HafteabHafte2 ай бұрын

    Znabu kedemay ❤❤

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa4532 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @millizemikiale7310
    @millizemikiale73102 ай бұрын

    Welcome

  • @user-og3rk8du2h
    @user-og3rk8du2h2 ай бұрын

    በሪሁ ጎበዝ እዩ ክሓልፍ ነይርዎ

  • @javajavaint1

    @javajavaint1

    2 ай бұрын

    100%

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md2 ай бұрын

    ርሑስ ኣብዳመት ንተወዳደርቲ ጽቡቅ ዕድል

  • @briktifissehaye
    @briktifissehaye2 ай бұрын

    ራሄል ኣብ ዝቕፅል ዝገርም ዓቕምን ስራሕን ሒዛ ከምትመፅእ ይስመዐኒ ብዝተረፈ ኩልኹም ቀዳሞት ኢኹም ንዓይ ኣሹ ምስ ትሕትናኻን ሙሉእ ዓቕምኻን ቀዳማይ ከመትወፅእ ተስፋ ይገብር🙏

  • @danielbirhane7822
    @danielbirhane78222 ай бұрын

    Good luck ashu& rahel kitsibeyekum ye 🙏🙏🙏

  • @Halamadr146
    @Halamadr1462 ай бұрын

    Wellcome

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki42932 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @brhanewel15
    @brhanewel152 ай бұрын

    Ashenafi best singer

  • @mohdnoora5601
    @mohdnoora56012 ай бұрын

    Wel come enquae abtsehekum zema yared ❤

  • @RahelTeka45
    @RahelTeka452 ай бұрын

    Nice🎉

  • @HafteabHafte
    @HafteabHafte2 ай бұрын

    Znabu kedamay ❤❤❤

  • @destawerede
    @destawerede2 ай бұрын

    ZY 0030 very excellent talent I am sure he is winner

  • @destawerede
    @destawerede2 ай бұрын

    ZY0030 ❤❤❤ lovely young man who is winner

  • @Birtukan-bp7by
    @Birtukan-bp7by2 ай бұрын

    Kedemay znabu

  • @destawerede
    @destawerede2 ай бұрын

    ZY 0030 I am proud of you my loyal child I am sure 100% wine

  • @destawerede
    @destawerede2 ай бұрын

    ZY0030 unique sound i like him and i proud him

  • @Haben-vo
    @Haben-vo2 ай бұрын

    ephrem waw good luck bro

Келесі