| መዛዘሚ 1ይ ምዕራፍ ስነ ስርዓት ዉድድር ድምፃውያን ዜማ ያሬድ 04 ጉንበት 2016 ዓ/ም | Watch Live Streaming |

Ойын-сауық

| መዛዘሚ ስነ ስርዓት ዉድድር ድምፃውያን ዜማ ያሬድ 04 ጉንበት 2016 ዓ/ም | Watch Live Streaming |

Пікірлер: 251

  • @teklemariamberhane313
    @teklemariamberhane3132 ай бұрын

    ዝናቡ ኣባዲ እንካዕ ሓጎሰካ ብጣዕሚ ንፍዕ ደራፋይ ኢካ ናይብሓቂ 1ይ ምዉጻካ ተሓጉሰ ደያኑ ዉን ብጣዕሚ ንፍዓት እዮም

  • @user-vq8pz7gl7e
    @user-vq8pz7gl7e2 ай бұрын

    ንኣሹ በደዲልኩሞ ብዝኮነ ዝናቡ ኣብቀጻሊ በዚ ስሑል ድምጽካ ኣብ ቀጻሊ ደስ ትብል ክትሰርሕ ካብ ደጋፊካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zekariasgiorgis7734

    @zekariasgiorgis7734

    2 ай бұрын

    Znabu btaemi zgerm tekeyayari dmtsi alewo.

  • @mhreteabhabtay4617
    @mhreteabhabtay46172 ай бұрын

    ዝኸበርካ ዝናቡ እንቃዕ ሓጎሰካ ሱሑል ጎሮሮ ናይ በሓቂ ካብ ደጋፊኻ ኤርትራዊ ሙዚቃ ትግርኛ ይዓንብብ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮፕያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🇪🇷🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾

  • @HeranFidel-mb1dc
    @HeranFidel-mb1dc2 ай бұрын

    እዚ ዉድድር ን ሓደ ዓመት ብዘይ ሙቁራፅ ክካየድ ፀኒሑ ብዙሓት ከይየንቲ ዉን ፈርዮሙሉ ኢለ እየ ዝኣምን ፡ ሓደ ነገር ግን ቁሩብ ቅር ዝበለኒ ኣሎ ከም ሓደ ማሕበረሰብ ዉድድር ክሳብ ዝኮነ እቲ ሓደ ቀዳማይ እቲ ሓደ ድማ ሓሙሻይ ክወፅእ ከምዝኽእል ነብስና ከነእምን ዘይምክኣልና ብጣዕሚ ኣተሓሳሲቡኒ ፡ዘየዕገበና ነገር እንተሃልዩ ብ ፅሩይ ኣንደበት ንፅሓፍ ተዘይኮነግን ከመይ ኢሉ ኢዩ እሞ ጥበብ ክዓቢ ድኣ ፡፡ ዓመት ሙሉእ ኣብ ዝተካየደ ዉድድር ዜማ ያሬድ ዝርኣክዎም ጠንካራን ደካማን ጎንን ከቀምጥ ፡፡ # ጠንካራ 1 ዜማ ያሬድ ከም ቃሎም ኣብ ሓደ ዓመት ክንዛዝም ኢና ኢሎም ምዝዛሞም 2 ኣብ መንእሰይ ዝኣምን ትካል ፈጢሮም እዮም 3 ብኣንደበቶም ይኹን ብ ጠቅላላ ሳይንሳዊ ፍልጠቶም ዝበሰሉ ግን ከኣ መናእሰይ ደያኑ ከም እኒ መ/ም እዮብ መ/ም ሽሙየ ዝኣመሰሉ ኣርእዩና ፡፡ 4 ን ኩሎም ተወዳደርቲ ነፀላ ዜማ ክስርሓሎም ቃል ምእታዉኩም 5 ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዐይፈልጥ መንገዲ ብ ቀጥታ ምሕላፉ # ደካማ 1, ደካማ ሳዉን ሲስተም ብተደጋሚ ዝተረኣየሉ ኔሩ 2 , ብ ደቂቅ ናይ ምድላዉ ፀገም 3 , , ኣተኣላልያ መድረኽ ብፍላይ ኣብ ፍፃመ ዉድድር ዓቢ ክፍተት ኔሩ 4 . ብጣዕሚ ንፈትዎም ነፍቅሮም ደያኑ ኣካል ናይ ሽልማት ዘይምግባርኩም ,ዳያኑ ዘይምሽላሞም NB- ን ዝቅፅል ዝሓሸ ስሪሕ ከምትሰርሑ ብዓል ምሉእ ተስፋ እየ

  • @EruStar12
    @EruStar122 ай бұрын

    Ah ashu derfi aymerexkan lomi degafitka kab 🇪🇷 eye niere bzkone kulahkum enkae des belekum ❤❤❤

  • @imissmama3978
    @imissmama39782 ай бұрын

    እዚ ሰዓረ ዝበሃል ቆልዓ ጽቡቕ ጌሩ ትርግታ ህዝቡ ዘንበበ ይመስል ሓያል ቆልዓ❤ ልብና ተንኪፍና ብሉጽ ድምጻዊ💟👌

  • @user-ni5ne7nk5c

    @user-ni5ne7nk5c

    2 ай бұрын

    ዝሰዓረ መን እዩ ታይ ዝደረፈ እዩ

  • @imissmama3978

    @imissmama3978

    2 ай бұрын

    @@user-ni5ne7nk5c ሽሙ ብትግርኛ ስለ ዝጸዋዕክዎ ድየ ኣደናጊረካ? ናይ ኣማኒኤል ዝደረፈ።

  • @maymayorecordsandentertain5523
    @maymayorecordsandentertain55232 ай бұрын

    Totally Unfair to ashuuuuuuuuuuuu

  • @reisomh.mariam9803
    @reisomh.mariam98032 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደባሪ ኢ ፍትሓዊ ፕሮግራም 'ዩ !!! ዋ ዓይንና ለረአየ እዝንና ላሰምዐ 'ስ ኣሹ ቀዳማይ ኢኻ ::

  • @AmanualHumera
    @AmanualHumera2 ай бұрын

    ኣሹ ተሃስዩ ኣውድኣማተይ ተበላሽዩ ፍትሒ ንኣሹን ንዓይን😢

  • @user-un5et6bp4s
    @user-un5et6bp4s2 ай бұрын

    nay ashu wxeit zey gbao rekibu gega zkone wsane😢😢😢 btaemi debiruna

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    Gdef gdef tebelashiwo eyu

  • @filmawitdesta

    @filmawitdesta

    2 ай бұрын

    Bitaemi tsibuk ba akiribu neyru yawu leygibeo wutet hibemiwo ba,.....eziniki/ka tebelashu neyru

  • @baroktigraway9375

    @baroktigraway9375

    2 ай бұрын

    Dear user ashu tsibuk metsu lomi tebeliu likie ami dortmund zibehal club(Ashu) alo ab germen ami amet mulue merihu ab mewedaeta mealti tesaeri eti kaleay zinebere bayern munchen(Zinabu) zibehal limdi zelewo club teawitu wancha beliu😂 ashu lomi tederbishu eyu zinabu was much better "today "❤

  • @baroktigraway9375

    @baroktigraway9375

    2 ай бұрын

    ​@@filmawitdestaDear fila!! Ashu tsibuk metsu lomi tebeliu likie ami Borussia Dortmund zibehal club(Ashu) alo ab 🇩🇪Germany ami amet mulue merihu ab mewedaeta mealti tesaeri eti kaleay zinebere Bayern munchen(Zinabu) zibehal limdi zelewo club teawitu wancha beliu😂 ashu lomi tederbishu eyu zinabu was much better "today "❤

  • @selamLove-wk3mw

    @selamLove-wk3mw

    2 ай бұрын

    ሎሚ ኣሸናፊ ዳርጋ ኣይነበረንኢዩ ዝብሃል

  • @user-tl4bi1ht5w
    @user-tl4bi1ht5w2 ай бұрын

    ጋዜጠኛ ፍርሒ ወሪሩኪ ተረጋግዕኻ ምንባብ ተላማማዲ ተወዳደርቲ እንኳዕ ደስ በለኩም

  • @AGMediaEri
    @AGMediaEri2 ай бұрын

    ዳርጋ ንዓመት ምሉእ ብዘይ ምስልቻው ተኸታታሊ ዜማ ያሬድ'የ ጸኒሐ። ደስ ዘብል መደብን ብሉጻት ደያኑን Specially መምህር እዮም። •ካብ 3ይ ዙር ኣትሒዘ ትጽቢተይ "ኣሹ ክዕወት'ዩ" ዝብል ግምት ነይሩኒ። •ኣብ ናይ ሎሚ(መዛዘሚ) ዙር ግን፡ ኣመራርጻ ደርፊ ዲዩ ወይስ ጸቅጢ ፈጢርሉ፧ ደያኑ ፍርዶም ከይሃቡ ክዕወት ከምዘይ ክእል ከምርዱእ ወሲደዮ። ምናልባት ግን 3ይ ይግብኦ ነይሩ ይኮን'ዩ። ° ዕውት ናይዚ መድረክ ዝናቡ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሑ ክዕወት ዝግብኦ'ዩ ተዓዊቱ። Congratulations 🎉🎉 NB ኣብ ናይ ራሄልን ሳባን ቅሩብ ቂር ይብለኒ😊፡ Saba, ሎሚ ብዘይ ቀልዓለም ልዕሊ ራሄል ሰሪሓ'ያ ብ2ቲኡ ደርፊ። So ቅሩብ ቅሬታ ኣለኒ! ንኩልኩም ተወዳድርቲ (ሓሙሽቴኹም) ካብ ሎሚ ድምጻውያን ኢኹም በርትዑ። Congratulations🎉🎉🎉🎉

  • @selamLove-wk3mw

    @selamLove-wk3mw

    2 ай бұрын

    ብትክክል ሓዊተይ

  • @yehaofficialmedia3139

    @yehaofficialmedia3139

    2 ай бұрын

    ፅቡቅ ምልከታ🎉🎉

  • @shirealene4436
    @shirealene44362 ай бұрын

    ሃረርርርርር ኢልና ኮ ሞትና ኣሹ ጅግና

  • @user-nr9ox9fc2c
    @user-nr9ox9fc2c2 ай бұрын

    🎉🎉🎉ሳባ ናይዚ ዓመት ምርጥ 🧑‍🎤 ቐዳመይቲ ይግበኣ💞✌️✌️✌️"""እንኳዕ ደስ ቀለኩም 💞✌️🎉🎉🎉🎉🎉

  • @natanem321
    @natanem3212 ай бұрын

    አሹ ናይ ኩሉ ጊዜ ብሉፅ እዩ 💪💪 ቅር ኢሉኒ ዓመት ሙሉእ ተኸታቲለስ 😢😢

  • @AmanualHumera

    @AmanualHumera

    2 ай бұрын

    ወላ ኣነ ኣውድኣመተይ ደፊኖሞ ብኣሹ ብጣዕሚ ተሰሚዕኒ

  • @user-tq8pj4rt9y

    @user-tq8pj4rt9y

    2 ай бұрын

    Exactly

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    Lomi ayderefen

  • @filmawitdesta

    @filmawitdesta

    2 ай бұрын

    Lieli manim ba derifu neyru leygibeo witet hibemiwo bey

  • @selamLove-wk3mw

    @selamLove-wk3mw

    2 ай бұрын

    ናይ ሎሚ ስርሑ ዝወረደ እዩ ኔሩ ፡ዳያኑ ፅቡቅ ፍርዲ እዮም ሂቦም

  • @kahsaygebremariam1087
    @kahsaygebremariam10872 ай бұрын

    ዜማ ያሬድ ካብ ዝጅምር ይከታተሎ ፀኒሐ ኣዝዩ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ነይሩ ዳያኑ በሓቂ ጀጋኑ ኢኹም ሃናፃይ ጥበባዊ ርኢቶ እናበርከትኩም ኣብዙይ ኣብፂሕኽምዎም ኢኹም ተወዳደርቲ ድማ እንኳዕ ደስ በለኩም ብሉፃት ኢኹም ዝናቡ ኣባዲ ቀዳማይ ክወፅእ እምነተይ ነይሩ ናይ በሓቂ ብሉፅ ኢኻ እንኳዕ ደስ በለካ

  • @HeranFidel-mb1dc

    @HeranFidel-mb1dc

    2 ай бұрын

    ሓቂ ተዛሪብካ ክቡር ሓወይ

  • @selamLove-wk3mw

    @selamLove-wk3mw

    2 ай бұрын

    ብትክክል ኢልካ ሓዊተይ

  • @tsgabaxum
    @tsgabaxum2 ай бұрын

    ናይ አሹ 3ይ ናይ ሳራ ድማ 2ይ ናይ ዝናቡ 1ይ ተፀብየ ነይረ። እንዃዕ ደስ በለኹም የቅንየልና ዜማ የሬድ🙏

  • @MicOkchannel-wp5ns
    @MicOkchannel-wp5ns2 ай бұрын

    I'm from Eritrea & I really appreciate this amazing program & followed every step of the show ❤. Hope you come back with new tournaments

  • @hintsakifle6611
    @hintsakifle661128 күн бұрын

    ካበይ እዮሞ አምፂኦማ መዘምዘሚ

  • @mozagalwukromoza1672
    @mozagalwukromoza16722 ай бұрын

    ዝናቡ ሓወይ ጅግና❤

  • @user-un5et6bp4s
    @user-un5et6bp4s2 ай бұрын

    ashye neay kulshae kedamay eika❤❤

  • @slauggraey
    @slauggraey2 ай бұрын

    ዝናቡ እንኳዕ ደሰ በለካ ፀዕርካ ረአካ ወዲ ሪመይ ውቅሮዋይ ዓዲ ጥበብ🤴💘💝💝💞💞💞💓💓❣️😊

  • @meriweldat7638
    @meriweldat76382 ай бұрын

    ኩሉም ጀጋኑ ኢኪም ❤መፍለዩ የብልኩምን ዜማ ያረድ ቀፅሉሉ❤

  • @aronataklti4661
    @aronataklti46612 ай бұрын

    ዓመት ሙሉእ ተኸታቲለ አብ መጨረሻ ዛሽጣራ ለይትቀሪ አሸናፊ ደስታ ቀዳማይ 💪💪💪💪💪💪

  • @selam3lyna286
    @selam3lyna2862 ай бұрын

    Saron and Zenabu did great 👌👏👏👏

  • @danielhailemariam5971
    @danielhailemariam59712 ай бұрын

    Saba and Rahel were the best to me❤ Rahel ናይ መድረክ ንግስቲ❤ Saba ከዓ ዝገርም ናይ ድምጺ power ኣለዋ። ተኣምረኛ ቆልዓ እያ❤

  • @surafielwedihazemo561
    @surafielwedihazemo5612 ай бұрын

    Fthi n ashenafi tewhade kabtom 3 qedamot kwexie ygibieo eyu

  • @BirtawitDaniel
    @BirtawitDaniel2 ай бұрын

    Gena frdi,Ashu kedamay kwetse neyrwo

  • @baroktigraway9375

    @baroktigraway9375

    2 ай бұрын

    ስህተት ኣሹ ሓውና ሎሚ ልክዕ ኣይኮነን ልክዕ ዓመት ሙሉእ ፅቡቅ ኔሩ ማለት ይከኣል ግን ከኣ ሎሚ ማርያምን ተጋግዩ ሕሰብዮሞ ሑመራ ዝብል ስርሑ ኣገራሚ ኔሩ ኣነ ከማን እዝ ቆልዓ ንካልኦት ተወዳደርቲ ኣንኢስዎም ፀኒሑ ለሚ ግን ኣይግድን ተደርቢሹ እታ ውድድር ከኣ ናይ ዝሓለፈ ፐርፎርማንስ ኣይሕሰበልካን its all about today ዝናቡ ዝበሃል ቆልዓ ኣዘንጊዕዎ ዕቁር ዓቅሚለዎ ልምዲ ዘለዎ ይመስል ይቅርታ ግን ሲስ💛❤️

  • @gebreslasegebremedhin5386

    @gebreslasegebremedhin5386

    2 ай бұрын

    nay ashu nay lomi derfy hirya tikikil aykonen

  • @sasesase-vl3yj
    @sasesase-vl3yj2 ай бұрын

    Zinabu is the winner

  • @-vb2cb
    @-vb2cb2 ай бұрын

    🎉🎉🎉እንዃዕ ኣብፂሓኩም ንመላእ ተጋሩ ክብሪ ንሰምኣታትና

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    2 ай бұрын

    Kbri njeganuna ❤

  • @amendani2644
    @amendani26448 күн бұрын

    በጣሚ ዘህዝን አሹ በድልክምዎ አሹ አንደኛ አነ በወገነይ ስልክ ቁፅሪ ሀቡኒ ክሽልሞ እየ አሹ አንደኛ ደያኑ ልክዕ አይኮንኩምን አሹ number one ❤❤❤❤❤❤❤

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978Ай бұрын

    C congratulations!!!!!!!!

  • @amanuelmarkos1069
    @amanuelmarkos10692 ай бұрын

    ቐፅልሉ ዜማ ያሬድ ! እንኳዕ ደሰ በለካ ዝናቡ ኣባዲ 😊🎉

  • @user-tq8pj4rt9y
    @user-tq8pj4rt9y2 ай бұрын

    Ashenafi deserves to win

  • @baroktigraway9375

    @baroktigraway9375

    2 ай бұрын

    how ?

  • @selamLove-wk3mw

    @selamLove-wk3mw

    2 ай бұрын

    ሎሚ ኣሹ ልክዕ ኣይነበረን

  • @Feeli123
    @Feeli1232 ай бұрын

    Ashu ab mewedaeta zur derfi aymeretsen ember dereja nay mhaz edl neyrwo eu....znabu mnm hto yeblun ygbo eu nay solomun bayre maere kndey kebid mkuanu abzom tewedaderti eye astewielyo znabu free koynu kderfo teazibe.....bzkone znabu next kabaka bzuh tesfa alena Nay saba lewti it's so Amezing wddr ktjmr kela na hji zelo confidence huge difference keep it

  • @user-lx9bv5md8w
    @user-lx9bv5md8w2 ай бұрын

    Znabu nay bhaqi kab adnaqika Ertreawi❤❤❤❤❤

  • @desnetkbrom
    @desnetkbrom2 ай бұрын

    ዝናቡ ጅግና ኣነስ ካብ መጀመርታ ናትካ ደጋፊት እየ ኔረ እንቋዕ ከኣ ቀዳማይ ወፃኻ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @zekariasgiorgis7734
    @zekariasgiorgis77342 ай бұрын

    All the competitors are best................But comparatively Znabu is some how unmatched.

  • @MuleSolomon
    @MuleSolomon2 ай бұрын

    ዝናቡ ይግበኦ ኢዩ100%❤ ዜማ ያሬድ ኽሳብ ሐዚ ፅቡቁ ነይርኩም ሎሚ እዚ ቪድዮ ዘይንፁሩን ዝተቆራረፀን ኮይኑ ረኺበዮ::

  • @zekariasgiorgis7734
    @zekariasgiorgis77342 ай бұрын

    This is what I was dreaming for so many years.............................Thank you Zema Yared organizes.

  • @user-og3rk8du2h
    @user-og3rk8du2h2 ай бұрын

    ኣሹ 😢 ብሉፅ ተወዳዳሪ ነይሩ ራሄል እውን

  • @Asmara-Entertaiment
    @Asmara-Entertaiment2 ай бұрын

    He deserve it ....ዝናቡ 🎉🎉🎉

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre3682 ай бұрын

    I’m really despondent ashenaf he should be at least 3 place but wish him good luck in the future his young we wetness in overseas so many not the winners they become really successful better than the winners

  • @gebrtinsafisehaye7739
    @gebrtinsafisehaye77392 ай бұрын

    Thanks zema yarad

  • @zekariasgiorgis7734
    @zekariasgiorgis77342 ай бұрын

    zgerm srah, Thank you Zema Yared!

  • @user-tq8pj4rt9y
    @user-tq8pj4rt9yАй бұрын

    ኣሹ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tq8pj4rt9y
    @user-tq8pj4rt9y2 ай бұрын

    Ashuu ❤

  • @Debasweldu
    @Debasweldu2 ай бұрын

    Congratulations alle the best 🎉

  • @Beniferentertainment2023
    @Beniferentertainment20232 ай бұрын

    Znabu texebeyo nere txbitey tegahidu he is talented 🎉🎉🎉🎉

  • @user-qi2po4cn4o
    @user-qi2po4cn4oАй бұрын

    Zedayo congra wedi rimey🎉❤❤🎉🎉🎉

  • @SeyfeTsehaye
    @SeyfeTsehaye2 ай бұрын

    Wow

  • @Kaleab12197
    @Kaleab121972 ай бұрын

    Sari ❤❤❤❤

  • @akilove3701
    @akilove37012 ай бұрын

    ዋውውውውውውው ዝናቡ❣️💞💞💘💘💘💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey64182 ай бұрын

    Fact: All competitors have successfully qualified as singers. The ranking is not deemed crucial. It is important to acknowledge that everyone has performed exceptionally well and has seized the opportunity. Congratulations to all the competitors, judges, idea initiators, and everyone involved in this significant project of preserving our Tigrigna music industry for Tigrigna-speaking people from Tigray and Eritrea. Great job!

  • @user-vb2fh3bq8l
    @user-vb2fh3bq8l2 ай бұрын

    waw❤❤❤❤

  • @aregawigebremedhin9925
    @aregawigebremedhin99252 ай бұрын

    znye for me u are above any musician

  • @user-fx3ce3wh4e
    @user-fx3ce3wh4eАй бұрын

    አሹ ቀዳማይ 💕

  • @HelenyKidus
    @HelenyKidus2 ай бұрын

    ❤❤

  • @Temu99-ms8oe
    @Temu99-ms8oe2 ай бұрын

    Znabu 💯

  • @akliluabrha5534
    @akliluabrha55342 ай бұрын

    Zema yared❤❤❤❤❤ Keep it up

  • @fhcbfjtnf-fn1qi
    @fhcbfjtnf-fn1qi2 ай бұрын

    yadaway❤🤗

  • @YohannesTekle-xx2gw
    @YohannesTekle-xx2gw2 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-vb2fh3bq8l
    @user-vb2fh3bq8l2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-sk7ey4qs3e
    @user-sk7ey4qs3e2 ай бұрын

    ይበል ዜማ ያሬድ ቀፅሉሉ

  • @user-gu7vx4sk1x
    @user-gu7vx4sk1x2 ай бұрын

    Ashu ❤😢😢😢😢

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima35982 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @GgGg-hk8gw
    @GgGg-hk8gw2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Meme-en1vu
    @Meme-en1vu2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤wowoooo

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu10152 ай бұрын

    wawwww

  • @ashenafizeray879
    @ashenafizeray8792 ай бұрын

    Ashu is the best

  • @Hlnaaaa
    @Hlnaaaa2 ай бұрын

    The best judges ever Those winners deserved

  • @user-fv3ti7tg2s

    @user-fv3ti7tg2s

    2 ай бұрын

    Nay lomi endei Gen ashu yeleyal Top 3 tezekewed des mebeleni

  • @yumunzemenay
    @yumunzemenay2 ай бұрын

    Saba should be 1

  • @saramm8772
    @saramm87722 ай бұрын

    😍😍😍

  • @YohannesTekle-xx2gw
    @YohannesTekle-xx2gw2 ай бұрын

    ኣሹ ደርፊ ኣይመረፀን ሳባ ግምታትና ሓሊፋ ብቕዓታ ኣመስኪራ ላ ጅግና እያ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @edon7537
    @edon75372 ай бұрын

    አሸዋይ😢😢😢😢😢

  • @user-iv6jo5jy4e
    @user-iv6jo5jy4e2 ай бұрын

    Ashu ❤❤

  • @FiyoriAssefa-eg7cn
    @FiyoriAssefa-eg7cn2 ай бұрын

    Are zenu bitaemi eka jigna

  • @hopetube435
    @hopetube4352 ай бұрын

    What a performance ❤❤❤kulekum tkielu ekum🎉

  • @user-tb5jb8vn1d
    @user-tb5jb8vn1d2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-bh6ov9xp4u
    @user-bh6ov9xp4u2 ай бұрын

    Znabuuuuuuuu❤

  • @Richhaylu
    @Richhaylu2 ай бұрын

    ጋዘጠኛ ሎማዓንቲ ዝኾነ ነገር ኮይና ላ ክተንብብ ኣይከኣለትን ካብኡ ከዓ ውልቃዊ ሕክምና ንጥቅምኩም ካብ ተፋልጡ ነቶም ብሰንኪ መድሃኒት ዝሃልቁ ዘለዉ ውቅዓት tdf ኣሕዋትና ሓግዝዎም እቲ ዝደልይዎ መድሃኒት ኣባኹም አዩ ዘሎ please ክትሕግዙ ሞክሩ

  • @gggf5415
    @gggf54152 ай бұрын

    ዋውውውው ዝናብ እቃዕ ሓጎሰካ ይግቦኦ ኢዩ ኣሸናፊ ባዕሉ ተሪፉ

  • @akabsimon426
    @akabsimon4262 ай бұрын

    ደያኒ ፍትሓውያን ኣይኩንኩምን ብሓቂ ኣሽናፊ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብትጎቦኦ ብሓቂ

  • @Birtukan-bp7by
    @Birtukan-bp7by2 ай бұрын

    Znabu🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YohannesTekle-xx2gw
    @YohannesTekle-xx2gw2 ай бұрын

    Saba ግን ብጣዕሚ ትገርም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 What a Talent 😉 Natey 1ይቲ

  • @AsmeTDF
    @AsmeTDF2 ай бұрын

    Congratulation Btsay

  • @aregawidesta4889
    @aregawidesta48892 ай бұрын

    ተዓዚብናኩም

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey64182 ай бұрын

    what is unique about this event is the stage leader was perfect in his presentation though slightly deviated from the native speaker in his pronunciation of a few words. Hope, he will practice them and master them through time. But, overall his knowledge and skill as a journalist are so good. Keep up!

  • @freweynidesta
    @freweynidesta2 ай бұрын

    ኣሹ ካልኣይ ተፀብየ ነይረ ቀፅለሉ ንፉዕ ተወዳዳራይ ነይርካ❤❤❤ን ዳያኑ እውን ሽልማት ተፀብየ ነይረ ዝግበኦም ህርኩታት ሰብ ምያ እዮም ንስራሕትኹም ነመስግን ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @selamLove-wk3mw

    @selamLove-wk3mw

    2 ай бұрын

    ኩልና ን ዳያኑ ሽልማት ተፀቢና ኔርና ኣይገብርዎን እምበር ,ዳያኑ ኣብዚ ዉድድር ዝልዓለ ኢድ ኢዩ ኔርዎም

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md2 ай бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም

  • @user-ho4rt6ph7y
    @user-ho4rt6ph7y2 ай бұрын

    ❤🎉❤🎉🎉❤🎉🎉🎉❤🎉❤🎉

  • @BigT910
    @BigT9102 ай бұрын

    ዝናቡ ፅቡቕ ስራሕ ብሓቂ🎉🎉🎉

  • @solomonkahsay-in2gh
    @solomonkahsay-in2gh2 ай бұрын

    ዝናቡ ጅግና በርትዕ

  • @QueenSaba-fy5fh
    @QueenSaba-fy5fh2 ай бұрын

    ኖኖኖ ዜማ ያሬድ ተጋጊኹም ኣሹ..is.the.best

  • @sisayzegeye3878
    @sisayzegeye38782 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonbeyen5747
    @solomonbeyen57472 ай бұрын

    Wwwwww des zubulu deyanu xbuk fridi zinabu congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @DhayMedia
    @DhayMedia2 ай бұрын

    Sound System Zero ከምዚ ዝኣመሰሉ ድምፃዊያን ሕዝኩምስ ዲምፂ ዝቆፃፀር በዓል ሞያ ስእንኩም

  • @ArayaThaimanot
    @ArayaThaimanot2 ай бұрын

    እንኳዕ ደሰ በለኩም

  • @user-nj8ou8ei4p
    @user-nj8ou8ei4p2 ай бұрын

    በጃኩም በጃኩም ንቀፃሊ ናይ ድምፂ ፀገም ኣሎ ኣሴተካክልዎ👌👌👌

  • @abrhamgereziher6317
    @abrhamgereziher63172 ай бұрын

    ኩሉ ጽቡቕ ግን ንፉዓት ሳውንድማናት ኣይራእናሉን ጽቡቕ ኣይተቐድሐን፡ድምጺ።....

Келесі