ውዕሎ ዝኽርን ናይ ሽምዓ ምውላዕ መደብን መቃልስትና ይብራህ ቀሺ ኣፎርቂ (ወዲ ወርቁ)

Ойын-сауық

Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 165

  • @selamselam2569
    @selamselam25692 ай бұрын

    ሓቀኛታት ኣቦታት ከምዚ ጌሮም ሓቦ ክሁቡ ኣቢ ብስራት እዩ ሞ እግዚአብሔር አምላክ ጸሎትኩም ኣይፈለየና ። ንሓውና ይብራህ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንመላእ ቤተሰብን መቃልስትን ጽንዓት ይሃብ ።

  • @elsajefter5596
    @elsajefter55962 ай бұрын

    ጸሎት ካህናትናን ብኽያትን ንብዓትን ጋዓርናን ዪቀበለና ኦ ኣምላኸይ ዪኣኽለኩም በለና 🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg18262 ай бұрын

    ብሰላም ዕረፍ ጀግና ክብር ሓወና ወዲ ወርቁ ንመላእ ቤተሰብን ፈተውትን ፅንዓት ያሃብኩም😭😭😭

  • @efremkidane6597
    @efremkidane65972 ай бұрын

    ናትና ሕራነ ንናጸነት ምምጽእ እዩ። ናይ መቃልስ ዕላማ ምስ ነጽንዕ፡ ጹኑዓት ሙኻና ነራጋግጽ። መንግስተሰማይ የዋርሶ ን ጅግና መቃልስትና ፡ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብ። ንሕና ድማ ኣብ ዕላማና ንጽናዕ።

  • @user-oe4dh3pg9j
    @user-oe4dh3pg9j2 ай бұрын

    ክብሪ ይሃብኩም ተበዓት ኣቦታትና ቃለሂወት የስመዓልና 🙏ንኡሰይ ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ 🙏ነታ ውልዶ መርዓት ዝኾነት ክብርቲ በዓልቲ ቤት ስዉአ ወዲ ወርቁን ምሉኣት ስድራቤትን ጽንዓት ይሃብኩም 🙏ፍትሒን ሰላምን ንህዝብና 🙏

  • @user-zq9td2lp8r
    @user-zq9td2lp8r2 ай бұрын

    ፈጣሪ አብሕቅፍኡ የንብሮ💔😭 ንቤተሰብ እግዚአብሔር አምላክ መፀናንዒ መንፈስ ይላአከልክም

  • @teklemahari9006
    @teklemahari90062 ай бұрын

    እዚኦም እቶም ናይ በሓቂ ኣቦታት

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82822 ай бұрын

    ንወድና ይብራህ መንግስተሰማያት የዋርሶ፡ ንኹሎም ቤተሰብን ብጾቱ ደላይ ፍትሒን ጽንዓት ይሃብኩም ይሃብርና፡ ሰላም የውርደልና!!!

  • @YowhanesKahsay

    @YowhanesKahsay

    2 ай бұрын

    ጸግብኩም ምድረ ዓጋመ ጉዛይ ድሕሪ ሕጂ ድማ አርትራ ቅበጽዋ ደቂ ትግራይ ትዕወት

  • @YowhanesKahsay

    @YowhanesKahsay

    2 ай бұрын

    ባዕልኩም ኢኩም ቀጥልኩሞም ለካብጥ

  • @YowhanesKahsay

    @YowhanesKahsay

    2 ай бұрын

    አብ ቀብሪ ፈከራ

  • @fthi3585
    @fthi3585Ай бұрын

    አቦታትና አቦታት ሐቅን ረትዕን ፍትሒን እኹም እግዚአብሔር ምሳኻትኹም ይኹን 🙏🙏🙏❤️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @zewditeklegergiz7043

    @zewditeklegergiz7043

    Ай бұрын

    ንበርት ንወዳ ወርቁ አምላክ መንግሰተ ነዋርሶ ንበዓልት ቤቱ ጽንዓት አምላክ ይሃባ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @medhin8187
    @medhin81872 ай бұрын

    ነፍሱ ይምሓር 😥 ጽቡቕ ሰሪሑ ከይዱ ብሓቂ ወርቂ ዝኾነ ሰብ ። ኣኻእሎ ይሃብኩም ቤተሰብ 😢

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz2 ай бұрын

    ይብራሀይ ብሩህ የእሙሮ ብሰላም ዕረፍ እህህ ንመላእ ቤተሰብን መቃልስቱን ፅንዓት ይሃብኹም ኣጆኹም የሕዋተይ💔😥😭😭😭🙏🙏

  • @Gal_tgray
    @Gal_tgray2 ай бұрын

    ኣነስ ኣይከኣልኩን 😢ካብዛ ዓይነይ ምክዋል ኣቢኒ እምበር ንኡስ ሓወይ 😭💔😭😥ኹሉ ይመውት እዩ ከም ናትኻ ዘሕሚም ግን-- 💔😭ምስ ቅዱሳን የንብርኻ ንኡሰይ ወትሮ ኽምስማሶ አፀልምቶሞ እቲ ስሓቅ ዝመልኦ ገዛኩም እዞም ጨካናት 💔😭 ይትረፍዶ ብቀረባ ዝፈልጡኻን መሓዙትካን ንብርሑቅ ንፈልጠካ ኳ ልቢና ተጎዲኡ ደላይ ሰላምን ፍትሒን ነይርካ እቲ ኹሉ ሰናይ ስራሕካ ድሕሪ ሞትካ ርኢየዮ ኡፍፍ💔🥺 ዘመነ ቃኤል ኣቤቱ ምሕረትካ አውርደልና ጎይታ 🤲 ንደቂኻን በዓልቲ ቤትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንመላእ ቤተሰብን መሓዙትን መቃልስቱን ፅንዓት ይሃብኹም እግዚአብሔር ሰላሙ ይሃበና ንኹሉ ደላይ ሰላም ዝኾነ ወዲ ሰብ !!!

  • @mylife-1125
    @mylife-11252 ай бұрын

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓውና ንኩሉ ንስድራቤትን መቃልስቱን ንኩሉ መንእሰይ ንህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት የሃብኩም የሃበና ባሕርን ሳህራን ሽግርን መከራን ሓሊፉ |ሓሊፍና ኣብዚ መጽዮም ዘርእና ከጽንቱና ውልቀ መላኪ ስርዓት ህግደፍ ከሎ ሰላም የለና ኩላትና ነቂሕና ንወደብ መናእሰያት 💙💙💙💙💙💔💔💔💙💙💙💙

  • @Mhkldhjd
    @Mhkldhjd2 ай бұрын

    ዋውው ከምዚኦም ካህናት ካብዘይ ዝርኢ ነዊሕ ግይረ ግዲስ ተገሪመ ኣቤት ትብዓት 😢😢 ከምዚኦም ሚልዮን ይወለዱ ንዓማጺ ዝቃወሙ ኣምላክ ይባርኽኩም❤❤

  • @elsajefter5596
    @elsajefter55962 ай бұрын

    ባሓቂ ኣቦታትና ሎሚ ኮሪዕና ክብሪ ዪሃብኩም 🙏🙏🙏🙏💙🌿💙🌿💪🤴ዪብራህ ሓወይ ባሓቂ ምኻኣል ኣቢና ናትካ ሓዘን

  • @AwetBerhe-de1lj
    @AwetBerhe-de1lj2 ай бұрын

    መንግስተ ስማይ የዋርስካ ንኡስይ ንምላአ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ።

  • @alemdesta454
    @alemdesta4542 ай бұрын

    አበይኮን ጸኒሐ ዘይፈልጠካ ሐዚ ፈሊጠካ ግን ናትካ ግን ይፍለ እዩ ጎይታዋኒ😭💙

  • @user-ce3in3we5f
    @user-ce3in3we5fАй бұрын

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ማዓረይ ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ😢😢😢😢😢😢

  • @hanihealthylifestyle6439
    @hanihealthylifestyle64392 ай бұрын

    Eway Asey des kbluka ezom Kahn btaemi zhgus kemzi kahnatna dew kblu ab gidnina Egziabher solotom smae 🙏

  • @luwamnega6042
    @luwamnega60422 ай бұрын

    Eway abzi qtlet ztehababerkum weylkum ahh welidkum aytelaku. Bfelay wetawi temesilka zdewelkalu.abteltel yenberka higdef welidkum aytelaku

  • @ngzieksebo1224
    @ngzieksebo12242 ай бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ ኣብ እስራኤል 7 ድዮም 8 ሰባት የሕዋትና ኤርትራውያን መይቶም ኣለዉ እዚኦም ካህናት ከኣ ወዲ ወርቁን ሓደ ከኣ ብቐዳማይ ዝሞተን ይብሉ ኣለዉ ነቶም ኣልኦት ዘይፈልጥዎም ድዮም ኮይኖም ቀሺ ዶ ወደይ ሙዉት ይፈላሊ እዩ መስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ

  • @tisionebrawit9067
    @tisionebrawit90672 ай бұрын

    ወራዙት ካህናትና ንስኹም ምስ ገደፍኩማ ዓድና ረኺሳ:: ይቅረ ይበለልና ዓወት ንውፁዕ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን:: ኣብ ሕቑፊ ኣብርሃም የንብርካ ንኡሰይ ንዘልኣለም ይብራህ::🌿🌿🌿🌿🩵👑👑👑💙💙💙

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq2 ай бұрын

    Much much Respect to Our Fathers sons of Patriarch Abune Anthonios Thank you so much for your Bravery and the followers of Orthodoxy Towahdo church should follow our brothers

  • @imissmama3978
    @imissmama39782 ай бұрын

    ✔️💙💙☝️🤴 ንኺድ።

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952Ай бұрын

    ፈጣሪ ከይወዳኣኩም ንሰላም ኣውጁ

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82822 ай бұрын

    ካህናትና ከምዚኣ ኢልኩም እንተመሪሕኩምና ብዘይ ሕደር ውዓል ሰላም ክነግስ እዩ ኣብ ሃገርና፡💚🩵💚🩵

  • @user-bv3mn1hj8o
    @user-bv3mn1hj8o2 ай бұрын

    ንእሰይ መንግስተ ሰማይ የዋርሰካ😭💔😭

  • @senunak7580
    @senunak75802 ай бұрын

    Rest In Power My Precious brother 🕯💐

  • @merimeri762
    @merimeri7622 ай бұрын

    ንእሰይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ 😢😢😢😢😢

  • @okubaygebresyesus227
    @okubaygebresyesus2272 ай бұрын

    እዝጊኣቢሄር ኣምላኽ ምሳኩም ይኩም ኣቦታት ክብሪ ይሃብኩም

  • @user-mf1iy7zg2d
    @user-mf1iy7zg2d2 ай бұрын

    ናይ ሂድኩም ይሃብኩም ፀናዓት ይሃብኩም ንመላአ ቤተ ሰብ😭😢

  • @afeworkitesfu572
    @afeworkitesfu5722 ай бұрын

    ትግራይ ትወት ዳ በለ ኣጥፊእኹም ሓክሊ, ድሙ መሰኪን ከኣ ኣደዳ ሞት ይኾኑ, መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 😭

  • @robiye3496
    @robiye34962 ай бұрын

    ብዘይ ረቡሑ ሰባት ሩቡሕ ሰብ ከስርና 😢 የሕዝን በቃ ከብድካ ዝቆርጽ ሞት ሓዉና ኣጆና ድሕሪ ዝግመ ዩ ብርሃን ዝረአ

  • @user-kj6xf8ki1u
    @user-kj6xf8ki1uАй бұрын

    ብሰላም ዕረፍ😭😭😭😭💔💔

  • @Wedi_yemane
    @Wedi_yemane2 ай бұрын

    😊😊 ኣጆና ስኪ ዝሕሱም ስርዓት ኣዋሪዱና እንድዩ ❤❤😊

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t2 ай бұрын

    ኣነሰ ኣይኮኣልኹን ብዝሓይ ካብዝ ዓይነይ ምክዋል ኣብይኒ እምበር ኹሉ ሞትሎ ዋ ኣይሃምናትኻይ ንኡሰይ 😭😭😭😭😭😭😭 እዝመ ጨካናት ናእዶም ኣይሳኣኑ 😭😭😭😭😭😭😭😭 ኣምዛ ፀልማት ዳስፈርኻ ፀልማት መስፈር ይፍጠረሎም 😭😭😭😭😭😭 እንት እስኻ ጅግና ብጅግነት ድሓልፍኻ እኻ መንግስተ ሰማይ ይኹን ዕፃኻ ወድነይ ኻብደ በልዕኻን 😭😭😭😭😭😭💔💔😭😭😭💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @rediewoldu351
    @rediewoldu3512 ай бұрын

    Menigste semay yewariska. Seneat yehabikum beteseb 🙏

  • @haragtes5360
    @haragtes53602 ай бұрын

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙💙💙

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet44952 ай бұрын

    Egziabher ykebelka hawna

  • @HHh-qq7rl
    @HHh-qq7rlАй бұрын

    Nesey beslam Aerfe😭😭

  • @Hadgembus
    @Hadgembus2 ай бұрын

    ደም ዝፀመኦም ግብረሰዶም አቅሺሽቲ ቸጋሩ

  • @HMA354
    @HMA3542 ай бұрын

    መንግስተ ሰማይ የዋርሰካ ሓወይ 😢😢😢

  • @Medhane-uv2kt
    @Medhane-uv2kt2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-op3en7md2v
    @user-op3en7md2v2 ай бұрын

    ፅንዓት ንኩሉ ቤተሰብ መንግስት ሰማይ ያውርስካ🙏😭😭😭

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay77122 ай бұрын

    ከምዛ ከብ ማዓጣይ ዝወፀ እምበር መሲሉ ተሰሚዑኒ ፁቡቀይ ማሓንጣና ቆሲሉ ኣብ ዝራኣናዮ ሳዓት😭😭😭😭ዋይ ሓዎይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ቡሉፀይ ንኩሉኩም ስድራቤቱን ፈተውቱን ፅንዓት ይሃብኩም🙏😭 ከብዱኩም ደጎላ ይእተዎ እምበር ሐዘን ዚወዲ እዚ ከቢድ እዩ😭 ካብ ሓፍትኩም ትግራወይቲ

  • @ahferomzerzghi5619
    @ahferomzerzghi56192 ай бұрын

    ምንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ

  • @user-kx1li9bo4d
    @user-kx1li9bo4d2 ай бұрын

    ,መንግስተ,,ሰማይየዋርስኻ,ሓወይ ,ካብሕልናናዘይትወፅእ,, 😢😢😢😢😢ኹሉግዘአብልቢ,,ትግራዋይ😢😢

  • @selmatzeggai7643
    @selmatzeggai76432 ай бұрын

    😢😢😢😢ምንግስተሰምይ የዋርካ ንእሽተይ😢😢😢😢😢ሓወይን 😢

  • @trhasgerye9257
    @trhasgerye92572 ай бұрын

    Bselam eref hawey natey abayka ydefae 😢😢😢

  • @bettylove265
    @bettylove2652 ай бұрын

    Btami hazine😭😭😭😭 nhawka bkara😢 ewayy hmaq mealti wielkum😢😢😢 😭😭😭😭😭 Bel hawey ab mdri teqenzika demika deqey sdray endabelka hiwetka yehlifomka 😢😢😢 bel Ab laeli ezgabiher ab semeyawi bota yembrka🙏🏿.

  • @teklityakob9035
    @teklityakob90352 ай бұрын

    Wawww❤❤❤❤

  • @tekleweynibelay2993
    @tekleweynibelay29932 ай бұрын

    ቡዘሕ ናይ ዝፈትዎም ሰብ ብሞት ተፈሊዮምኒ ሲኢነ እየ ግን እንዲዒ ከምዚ ዓይነት ስሚዒት ግን ተሰሚዑኒ አይፈልጥን ንክቅበሎ ከቢዲኒ እንታይ ይግበር ኮይኑ ካብ ኮነ መንግስተሰማያት የዋርሶ ንዑኡ ጽንዓት ይሃብ ንመላእ ቤተሰብ ንተቃለስትን ደለይትፍትሕን ክኣ ክሳ ቢሂወት ክሳብ ዘለና እቲ ናቱ ራኢ አብ ሾቱኡ ነብጻሓሉ ቃል እንአትወሉ ታሪካዊ ዕለት እዩ ።

  • @hdbhdh9108
    @hdbhdh91082 ай бұрын

    ኣጆኩም

  • @SaraSara-vx7nk
    @SaraSara-vx7nk2 ай бұрын

    Ufffff abet tskane 😭😭atum sebat nhade wedi adam btseftsefa tktel ezgoyo🤲 ane ab hiwetey muluei kemi nazi wedi tesemieuni ayfeltn ahhhhh nasnetkum key menekuma boggg yeblkum 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @simretkesete9505
    @simretkesete95052 ай бұрын

    ኑኡስ ሓዉና ልብና ኢኮ ሰርካና 😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @user-xh7rk5eg7j
    @user-xh7rk5eg7j2 ай бұрын

    mengste semay yewarso🙏

  • @kidanemariamsebhat3327
    @kidanemariamsebhat33272 ай бұрын

    ጸሎትኩምን ምህልላኹም ኣምላኽ ይቀበሎ። ንሓውናን ወደናን ይብራህ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ እዚ ድማ ሰማዕትነት በጃ ሕዝቡ ኢዩ። እቶም በዶው ቀተልቲ ሓውና ኣእምሮ ዘይብሎም ደም ይብራህ ኣይክሰዶምን ኢዩ።መስካ እዞም ምጭዋት ደቁ ኸኣ እቶም ገበነኛታት ኣዶም ኣይስኣኑ። ዘለዓለማዊ ዕረፍቲ ይሃቦ። ጽንዓትን ብርታዐን ንበዓልቲ ቤቱን ደቁን ናይ ቀረባ የዕርኽቱን ፈተውቱን ምሉኣት ደለይቲ ፍትሕን።

  • @jojololo9407
    @jojololo9407Ай бұрын

    ፊጣረ አብሕቅፍኡ የንብሮ 😢😢😢😢😢

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u2 ай бұрын

    ክንዲ ሰላም ፍቅርን ዘዘምረ ናአካ ዶ አዚ ጎይታዋይ😢😢😢

  • @senaitsenu4559
    @senaitsenu45592 ай бұрын

    My God🙏 Broken my Heart 💔

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay2 ай бұрын

    የሕርርካ ሑሩር ግብረሽበራ

  • @user-gd6eq2yh4y
    @user-gd6eq2yh4y2 ай бұрын

    ኣህ ስቃይ 😭😭😭😭ብሰላም ዕረፍ

  • @MerhawitIsaak
    @MerhawitIsaakАй бұрын

    Ha😊sewti deqalalu

  • @salliokbazgi7706
    @salliokbazgi77062 ай бұрын

    Haweye niuseyy haweye kulu fetawika 😭😭😭😭😭

  • @bethlehemgebrehiwet176
    @bethlehemgebrehiwet1762 ай бұрын

    Rest in peace brother 😢

  • @bereboos46
    @bereboos462 ай бұрын

    Neusey abi genetu yenbrka 🙏💙😭💔

  • @aexum1597
    @aexum1597Ай бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤💛❤💙💙💙

  • @user-nk4dl9ut6h
    @user-nk4dl9ut6h2 ай бұрын

    ኣቦታት ኣለውና ባሃቍ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35262 ай бұрын

    ካቢ አሹክ ምድርባት ካቢ ሑሶም ጎሮብዩት ብቓልሲ ኣድሕን ነብስ ሓቕካ ሓዊ ክተት ሓርነት ከም ሞባኤ ኣይርከብንዩ. ወይ ባርያትከውን ወትሕረድኣ ዓላማ ህግደፍ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @yergaalemghebremichael7505
    @yergaalemghebremichael75052 ай бұрын

    Rest in peace 💔💔💔💔😭

  • @selamwollo
    @selamwollo2 ай бұрын

    Rest in Power our dear friend! God will revenge your killers!!! 😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @UfVi-ji4uz
    @UfVi-ji4uzАй бұрын

    ❤🙏🙏👌👌👌

  • @abrahaleezgihish2363
    @abrahaleezgihish23632 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @kibitwolde6
    @kibitwolde62 ай бұрын

    Wedna..hawna jigna..fithawi. ybrah.mengstasemat.yewarsalna

  • @tewelde94
    @tewelde942 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @saharamuhamad2009
    @saharamuhamad20092 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢

  • @asternegasi7594
    @asternegasi75942 ай бұрын

    💙💙💙

  • @hailuweld
    @hailuweld2 ай бұрын

    እወ ሓቂ እዞም ህግደፍ ሰብ መሰል ሰይጣውንቲ ሰብ መሰል እንስሳ ኣሕዋት ቃኤል ሕልና ኣልቦ ኢዮም።

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay69152 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kisanet4715
    @kisanet47152 ай бұрын

    ክክክክ ዋላ እቲ ዘረባኹም ጎረቤታችን ክክክክ

  • @kisanet4715
    @kisanet47152 ай бұрын

    ቶም ዝቀተልኩሞም ኤርትራውያን ከ ሰብ ዶ ኣይኮኑን, ቀሺ ሓጥያት ኢኹም

  • @KokobAndebrahn
    @KokobAndebrahn2 ай бұрын

    ልበይ ተቃጺለ ክኩኡሎ ኣይ ካኣሉኩን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay2 ай бұрын

    ንሐክሊ ድሙ ድማ መዓልትካ ተጽበ

  • @hailuweld
    @hailuweld2 ай бұрын

    ሓቂ ኣቦይ ቀሺ እንታይ ይገበር ዕድል ኣይገበርናን ህግደፍ ኣተሓሳሲባ እንስሳ ዘሎዎም ኮይኖም

  • @saraberhe4528
    @saraberhe45282 ай бұрын

    R.I.P my dear brother 😢

  • @user-eu6vo2zj9p
    @user-eu6vo2zj9p2 ай бұрын

    ክተብዕ እንተ በልኩስ ግን ክሪኦ ኮለኩ ከብደይ ምክኽኣል ኣቢኒ😢😭😭😭 Rip

  • @TsegaTsegaGerezihar
    @TsegaTsegaGerezihar2 ай бұрын

    Mengste semay yewarska mearey

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde84992 ай бұрын

    Nimewati mengstesemay nisdrabet kaa xnat yhab

  • @atsedeGloHalyusn
    @atsedeGloHalyusn2 ай бұрын

    🙏🙏🙏💙💙💙💙

  • @luwamnega6042
    @luwamnega60422 ай бұрын

    Eway hzbii🇪🇷

  • @user-si7lm1vr6x
    @user-si7lm1vr6xАй бұрын

    😥😥😥😭😭💔

  • @user-mk9kj3sc2n
    @user-mk9kj3sc2n2 ай бұрын

    ናብ መሬት ምራድ ያ እንበር ብማዕዶ ኬንካ ዝመጽእ ናጽነት የለን

  • @heyabisak6814
    @heyabisak68142 ай бұрын

    💙🌿💙🌿🙏

  • @senaitsolomon449
    @senaitsolomon4492 ай бұрын

    💙💙💙💔🙏

  • @user-ld9ou3wb8j
    @user-ld9ou3wb8j2 ай бұрын

    🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @RhfSty
    @RhfStyАй бұрын

    😭😭😭😭😭😭 Rip

  • @rezantewelde5279
    @rezantewelde52792 ай бұрын

    🙏🙏🙏🌿💙🌿💙🌿

  • @Huwetghebreamlak
    @Huwetghebreamlak2 ай бұрын

    Akk neusey mengste semay yewarska 😢😢😢😢

  • @Tusfai
    @Tusfai2 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @semerearaya853
    @semerearaya8532 ай бұрын

    Ahhhh nesey

Келесі