ውዕሎ ግምባር ጀግና ስውእቲ ተጋዳሊት ጀሚላ ዓ/ቓድር

Ойын-сауық

#tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic#habeshatiktok #wedding #new 2024#ehiopia#eritrea

Пікірлер: 25

  • @belayberhe
    @belayberhe3 ай бұрын

    ጀ ሚ ላ ብሓቂ ጀሚላ ናይ ቆናጁ ቆንጆ ሃርበኛ ጅግና ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና

  • @Abi1One-gm4xm
    @Abi1One-gm4xm3 ай бұрын

    ዋዕሮ ብሰላም ዕረፊ ክብርን ሞገስን ንስዋእትና💊💊💊

  • @awelkeirnurhussen7586
    @awelkeirnurhussen75863 ай бұрын

    ረቢ ይርሓመላ ልጀና ይበላ ዋዕሮ በይዛ ህዝቢ

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel49423 ай бұрын

    ምእንተ ህዝቦም ክብሉ እታ መተካእታ ዜብላ ክብርቲ ሂወቶም ዘወፈዩ ጀጋኑና ክብርን ሞገስን ይግበኦ!! Rip.

  • @user-zk1om5rt6e
    @user-zk1om5rt6e2 ай бұрын

    በሰላም ትዕረፍ :: ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንኩሎም ጀጋኑ ሰማእታትና :: ትግራይ ሰብ አለዋ ::

  • @user-rb5uy5hd9x
    @user-rb5uy5hd9x2 ай бұрын

    ❤❤❤ ጀማላ ነባር ተጋዳሊት እያ

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe85303 ай бұрын

    ዋዕሮና✊✊✊

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye78033 ай бұрын

    Thank you for your service, my hero ❤❤❤

  • @tiruembaye4890
    @tiruembaye48902 ай бұрын

    ብሳላም ዕረፊ ዛሓፋተይ❤❤

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch442 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብጹቡቕ ትገልጸካሽምሒዝካ ባሓቂሚሐ ዞሮቕሮቕ

  • @Slas-gr1np4ht9o
    @Slas-gr1np4ht9o2 ай бұрын

    ዋዕሮ ተጋዳሊት ነይራ ፅንዓት ንቤተሰብ

  • @mebratgebreyesus7200
    @mebratgebreyesus72003 ай бұрын

    Rip tgadalit jemila hisabu

  • @user-mq3dp5jj7l
    @user-mq3dp5jj7l2 ай бұрын

    ረቢ ልጀና ይበላ ቁርአን ንሀገርኩም ንመሬትኩም ተጋደሉ ኢሉ እዬ

  • @mebratgebreyesus7200
    @mebratgebreyesus72003 ай бұрын

    ጀግና ክልተ ምዕራፍ ጓል ሒሳቡ አብ ሰላም ዕረፊ!!

  • @user-pw2hl7qu6o
    @user-pw2hl7qu6o3 ай бұрын

    🎉

  • @mebratgebreyesus7200
    @mebratgebreyesus72003 ай бұрын

    በርትዑ ሚሐ ኢንተርቴይመንት!

  • @Kevin_Tv7
    @Kevin_Tv73 ай бұрын

    Wediney, you’re doing such a great job 👏 keep it up, ቅያ ኣሕዋትና ክሳብ ብኣግባቡ ብመፀሓፍቲ ደረጃ ዝሕተም ንስኻ ድማ ሓፀርቲ መስተንክራዊ ውዕሎታት TDF እንዳፅሓፍካን ብዩቱብ እናበተንካን ፅናሕ:: ከምዚ ምዓት ተመልካቲ እካ እንዳሃለወካ, ኣነ ጥራይ ተመልካቲኻ እንተዝኽን ነይረ ዋላ ስራሕኻ ደው ክተብል ኣይመኽረካን:: ንማንም ከይትሰምዕ !! ከም ኣሕዋትካ ፀማም ተዋጋኣይ ብምኻን ሕድርኻ ኣውፍይ ታሪኾም ሰንድ:: ክብሪ ይግብኣካ ሓወይ:: ዘልኣለማዊ ክብሪን መጎስን ንተጋደልቲ ትግራይ !! ሳላኦም 🥰🫡

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8833 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MeseleKinfe
    @MeseleKinfe2 ай бұрын

    ሚሐ ማለት እኮ ብማሕበረሰብና ንፉስ ዘይዓቁር ማለት እዩ ። ስለዚ ምስቲ ተቅርቦ ታራኽ ኣይምጥንን እሞ ሽም ቀይር

  • @sollomon2172
    @sollomon21722 ай бұрын

    ጓል ሕሳቡ ኣብ ውድብ ሓዳር ምስተፈቀደ ናይ ኣርትሲት ኢሳያስ ኣረፋይነ ኣፍቃሪት ዝነበረት ሓላይ ንብጾታ ዝኾነት ዋዕሮ እያ ብሰላም ዕረፊ

  • @HRIPSIMEDesign-em2gj
    @HRIPSIMEDesign-em2gj2 ай бұрын

    ሚሐ ኣብ ኣውሸራ ስራዊት ትግራይ ዘብልዐ ባንዳ ታሕዙ ተወስዱ ተብሃለ ግና ኣሎ ብህይወት ለምንታይ ፍትሒ ዘይዋሃብ ደም ስዋኣት ከይከስስ

  • @HaftuTesfay-bk1ho
    @HaftuTesfay-bk1ho2 ай бұрын

    እዚ ዝትርኽ ዘሎ ኣብቲ ዝተሰወአትሉ ቦታ ነይሩ ዲዩ?...ንዝነበርና'ንዶ ሕተቱ?

  • @miheentertainment

    @miheentertainment

    2 ай бұрын

    ብርሃነ (ወዓካፅ ) ዝተፅሓፈ እዩ

Келесі