ኣቲንንንንንንንንንንን ሰላማውያን ይሕዋተይ ነዓይይይ ልባ ሓረሮ ከም ዳካ ቡን ዝኾንኩ ሓፍትኽንባ ጸሊትክን ዘክራኒ ይሕዋተይ ኣብ ማእከልክን ክኸውን እባ ጸሎትክን ደግፋኒ ፈተነ ዛዓለምሲ ምሳኺን ኮይነ ክሰግሮ ኣቲን ሰላማውያን ክንደይ ኮን ኢኺን ተዓዲልክን ሃፍታማት ካብ ኩሉ ዓለም ሃፍታማት ይሕዋተይ። ብክርስትና ሽመይ ወለተ ጽገ ወይኒ ኢልክን ሓደራ ሓደራ ይሕዋተይ ጸሎትክን ዘክራኒ ኣብታ ብኸውታ ለይቲ ኣነ ሓታተና ዝሕርንኸላ ከማኽን ቡሩካት ከኣ ትጽልያላ ለይቲ ዝክራኒ ሓደራኽን
Amen amen amen kal hiwet yesmialna adetatina xolotikin ayfeleyena niay dikimti galkin kea ab xeletikin zekirani w
❤❤❤
ኣዴታትና ዓንዲ ቤተክርስቲያና
2ይ ቆረንቶስ 13 14፤ ጸጋ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ፍቕሪ ኣምላኽን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኵላትኩም ይኹን። ኣሜን።
ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን። በረከት ናይ ቅዱሳን፡ኣዴታትና ኣይፈለየና!
Amen adressen tfeltyo do tkoni kdwlel delye neyre
ብሓቂ ደስ ዝብል ኢዩ፡ ኣምላክ ይመስገን።
ብሕቂ ደስ ዝብል አዩ አምላኽ አብዚ ግዜ አዘአ ክምዚ ምርክብኪን ብድቂ አምላኽ ሐረይኩን አዩ ዓለም ሎሚ መይታ አያ አሙ ብሪዒቲ ደአ ንአብነት አነ አብ ውጺኢ አየ ዘሎኩ ክምዚ ግና ዕድል አምነ አለኩ
We Eritrean always with you ,pray for mama eritrea
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎተንን በረከተንን ኣዴታትና ኣይፈለየና
ቅዱሳን ኣዴትትና ጸሎትክን ትብጸሓናን ይርደኣናን።
ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብምሕረቱ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ቅዱሳን ብተራዳእነቶም ይብጽሓክን። ንቤተክርስቲያን ድማ ብጸሎትክን ኣይትረስዕዓ እዚ ዘሎ ሽግር መከራ ክዛዘም ምእንቲ።ብሓቂ እዚ ትገብሮኦ ዘለኽን ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብክን። ጸሎትክንን ምህለላኽንን ኣብ እግዚኣብሔር ይብጽሓ እምበር ቀሊል እዩ እዚ ዘሸግረክን ዘሎ።ክፍታሓ እዩ ግዳ ጸሎት ኣብዝሓ።
Amen amen amen egzabehar amlik mulu baraket yawerdalkin ab xoltkin zakerana adetaten
ኣሰይይይይይ ኣሰይይይይ ኣሰይይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰምዓልና
Amen amen Amen qal hiwet yesmealna xolot nay Adetatna ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ክብራት ኣደታትና ኣብ ጽሎትክን ዘክራና
ተመስገን ኣምላክ ፣ስለ ቲ ኩሉ ነገር ይክበር ይመስገን ። አሞ ሓገዝ ናይ ሰብ ጻጋን ሰብ ሕልና ዚኮንና ።ሓቦ ንበል ዓስቡ ድማ ዓቢ አዩ። ኩሉኩም ድማ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ክብረት ይሃበልና።
ብሓቂ ናይ ቅድሰቲ ድምያና ቅዱሳን ኣደታትና ፆሎተንን በረከተንን ኣይፈለየና ብሓቂ አግዚኣብሔር ይሓግዝክን ንዓናዉን ብፆለትክን ይምሓረና ✝️🤲🤲🤲 ገዳምና ድማ ብፆለትክን ብፆሎት ቅድሰቲ ድምያና መፈፀምቱኡ የርአየና ፈጣሪ መን አባ ኣሎ ናይዚ በረከት ተቀባሊ ዝተሓባበረኒ ሓፍትኩም ካብ ሰዕዲ ዓረብ ዝቅበል ሰብ ዝፈልጥ ተሓባበሩኒ 🤲
እዝጋቢሀር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኪን🙏 እዝጋቢሄር ኣምላክ ንዓይ ንሕማቅ ድማ ከምቲ ዝበልክንኦ ዝክእሎ ክገብር ዓቅምን ጸጋን ክሕበኒ🙏 ፍካዱ ይኩን
እግዚኣብሔር ብጸሎትክን ይርድኣና ኣዴታተይ
Amen amen amen bereket nay kdusan adetat mskulna ykun nhagerna selam yewrdelna kal sga kone yekenyelna🙏💒🙏!
አሜን እግዚአብሔር ይመስግን ብፅልተክ ሓስብን ውልተይውህንስ ቡልክን አሜን
ጸጋኡ የብዝሃልክን ኣዴና ብጸሎትክን ይግዛና
Egziabher yemesgen, adetat xelot kin ayfeleyena
እግዚአብሄር ይሓግዝክን! ምኽርኽን ክንጽበ ኢና፡ስራሕ ኢደ ጥበብክን ክንጽበ ኢና።
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣዴታትና ብጸሎትክን እግዚኣብሔር ይርደኣና።
Egziabher Amlak asab libikn yefexmkinn edmen tienan yhabkin
አዴታትና ፀሎትክን ይርድአና ነዚ ገዳም ንምህጋዝ (go fund me ) እንተዝክፈት ፅቡቕ ኔሩ እሙናትን ፍሉጣትን ዝኮኑ ሰባት እንተዝአሊዎ ፅቡቅ ምኮነ አቕምና ምወፈና
ሰላም ኩብሩ ሓወይ ኩሉ ፍቃደ ኣምላክ ክምዚ ዝብለካዮ ናብቲ ተለፎናት ኣለካ እሞ ድወልኻ እንተትርክብም ፅቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን እስክንድር ሓወይ በሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ሰብ በብዓቅሙ እንተ ዘወፊ ጽቡቅ ነይሩ ነዴታትና ተስፋ ንዓና ከኣ ምርቓ ምኮነና ነይሩ ክንሕግዝ እንተደሊና ግን ተሌ 07 137059 ኣላትና ካብኡ ኢየ ኣውጺአያ ከም ፍቃድ ኣምላክ ጸሎት ኣዴታትና ኣይፈለየና።
Brovo xbuku hasab u betami Egzibher ayni lebonana yekfetelna
Eskindir Habte I am speaking with Nuns, if they allow us, we will do...
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ ዝሓወይ ኣብ ወጻኢ ብዙሓት እሙናት ናተን ኣባላት ማለት ተለኣኽቲ ኣለውወን እዚ ሓሳብ ናብአን ክበጽሕ ንሰን ክርእይኦ ክሓስባሉ ጽቡቕ እዩ።
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸሎትክን ሰሚዑ ይተዓረቀና
Amen amen amen kal hiwet yesmalna 🙏🏽✝️❤️💒🙏🏽✝️❤️💒🙏🏽❤️✝️💒
ኣሰይይይይ ቃለ ሂወት የስማዓልና
ብሓቂ ኣብ ልቢ ኩላትና የብቁሎ ቅዱስ ጽኑዕ ኣስተምህሮ ኣብኩሉ ስራሕክን ኣምላክ ይሓግዝክን፡ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዱስን ኣደታትና በረኸትክን ይክፈለና።
Amen amen amen bereketomn selamomn ayfeleyen amen amen amen
Amen Amen Amen kale yasemalen enata
Amlak Yhegizikn Yewitey Edimenn Tenn yhebkn Xelatn ysimaj kalehiwet Yesimana🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣሜን እግዚኣቢሔር ምስአን ይኹን ኣዴታትና
Kale hiwet ysmalna kuburat Adatatey marey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣብ መጽሓፍ ሂወት ይጽሓፈልክን።በረኸትክን ጸሎትክን ኣይፈለየና።
እዝግኣብሄር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ፍጻሜኽን የጸብቀልክን መድሃኔ ኣለም 🙏🙏🙏
ኣጆክን ኣዴታትና ሰስና ጸሎትክን ኣይፈለየና።
እሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ኣደታትና ደናግል ኣምላክ ንዓክን ዝሃበና ክብርን ዝስጋናን ይኩኖ ኣብ ጾለትክን ዘክራና ።
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒
Amen amen amen kalehiwet yesmealna egzabher amlak xegeu yebzhalkn adetatna👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤
Ab Eritrean eshr mwxae xeqitom aymhrunan eyom ezia. Kthalf alewa eshr mwxae gn bereket eyu amlakn baelu eyu azizu ab kulu adi abat nebsna kzareb alewo ❤❤❤❤
ጾሎትክን በረከትክን ኣይፊለየና ኣብ ጾሎትክን ይጸንብረና 🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen Qal hiwet yesmalna yhwat hadraken kdusan aditat ab xelotkun zekrana
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡራን ኣዴታት።
Amen Amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏👏👏💒💒👏
ኣደታትና ኣብ ጸሎትክን ዘክራና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 kalehiwet yesmalna 💕💕💕
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ተባዓት ኣዴታትና ጸሎክን ኣይፈለየና ህዝብና ለጋስ ሓላል ኩሉ ክኸዉን እዬ ብመዓልቱ
ኣዝዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ ዩ ቢጣዓሚ ጾሎትክን ንኹሉና ይጠቅመና ዩ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina naybhaki dese zibil Egizabheri Amlak Teguue yebzhlikom yebzhlikin Amen Amen Amen
ኣዴታትና ፆሎትክንን ረዲኢትክን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣብ ፆሎትክን ሕሰባኒ ወለተ ኪዳን ደካማ ሓጥያተኛ እናበልክን ክቡራት ኣዴታተይ
Amen(3),bereketn xelotn nay kudusan adetat ayfeleyena.
Hruyan merietu egziabiher egziabiher amlak harikn , kindey teadilkn neza nay alem kontu gedifkn semayawi zmerexkn ,teharikn dikn wela harikno abet teadilkn 🙏neay kea ab nay alem zsake😥 zeleku eye emo xelialey ,kemakn kkewn haderakn xelialey 🙏
ኣቤት ታዓዲልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ጀመርቲ ዘይኮንክን ፈፀምቲ ይግበርክን ክብራተይ
Amen Amen Amen xolotkn bereketkn ayfeleyena
እግዚአብሔር ቤቴ ይፅነቹሁ ቃለ ህይወት ይሥማልን
Aseyyyy ኣዲታትና ጸጋን ክብርን ይዓድልክን ክስብ መጠረሽታ ኣብ ቢቱ የብርክን
Tsehayalem Andemariam ⚘️ ❤
AMEN AMEN AMEN GOD BLESS You 💒💒💒🙏🙏🙏👈❤❤🥀🥀🥀
አምላክ ጽግኡ የብዝሓልኺም ኣሜን ።⛪️💒💒 ገደማትን ሃገርን ይብርክ ።
ቃለ ሂወት የስማዕልና ይቅረታ ግን ኣበይ ኢዩ እዚ ቦታ"
ab asmera eyu zhawey
@@user-fp2hh6db9d የቀኔለይ ዝ ሓፍተይ እንካዕ ናብ ባዓል ሕዳርጼን ኣብጻሓና ካኣ!
Ufff menfesawi kinie amlak aboyyy 🙏🙏🙏
ኣምላክ ይሓግዝክን ፡ወላድት ኣምላክ ድንግል ማርያም ምስ ኻትክን ትኩን ክብራት ኣደታት ።
ጾሎትክን ኣይፈለየና ኣዲታት ኣምላክ ጽጉኡ የብዝሓልክን ።
ጸሎትክን ኣይፈለየና ኣዴታትና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂዉት የስምዓልና አዴታትና አብ ጸለትኽን ዘኽራና አምላኽ ናይ አጎልጉለት ዘብንኽን ይባርኸልን
Kbri engziabher ykun, adetat xelotkin ayfeleyena 💒⛪💒
amen amen amen.
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስማዑልና
በረኸትክን ኣይፈለየና ቁዱሳን ኣዴታትና
Aditeten andi hiwetn xateken ey felyan 🙏✝️🙏🙏✝️
God bless you all ❤❤❤ Egzabher Edeme yehabeken
Amen Amen Amen egziabher amlak xegu yebzhalkn
Egzebher yhgzkn ykrta telfon kin sdedealna emo bakmna knhgz
Egziabiher Amlak mefexemtau yrakn Amen
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna xolotken ayfeleyena ftwat adetatna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna xolot adetatna ayfeleyena
Amen amen amennnn kale hiwet yesmalna kudusan sdra egziabher xelotan bereketan kidsti midana ms kuluna ykun ab xelotkin zekrana semaeti zeykona bereket kinkafel egziabher yhagzena
Adetat edmen tenant yehabkin bxoletkn zekrana amlak ybarkn
Amen amen amen 🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤👏👏👏👏
በረከትችሁ ይደርብን እናቶች
Amen Amen Amen
በረኸትክን ይሕደረና ኣዴታት ፡ ኣምላከ ቅዱሳን እግዛብሄር ምሳክን ይኩን፡
በረከት ረዴኤት ጸሎት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ምድያና ኣይፈለና "ኣዴታት ኣብ ጸሎትክን ዘክራና
ኣሰይይይ ተመስገን ፈጣሪ ክቡራት ኣዴታትና ደስ ክብላኻ ኣምላኽ ይሓግዝክን ንዓይ ንድኹም ወድኽን ድማ ኣብ ጸሎትክን ዘክራኒ
Amen amen amen qale hiwet yesmalna adetatna ab xelotkn zekrana
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ፀሎትክን እይፈለየና
ቅዱሳን ኣደታትና በረኸትክን ይኽፈለና፡፡ን ሃገርና ኤርትራን ቤተ ክርስትያናን ኣብ ጸሎትክን ርድኣና።
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልልልልልል
Igzabiher ymesgen kbru ysfahmengstu ybarek bereketkn yekaflena bselotkn aytreseani kecile Igzabiher bereket yebzahalkn amen nskn nai Eritra bereket ikin
Amen amen amen kal hiwet Yeseemeelna
Amen berkatwken ay felyna
ተመስገን ኣምላኽ ስለ ኩሉ ነገር ። እዚ እግዚኣብሔርሲ ምስ እዚ ኩሉ ሓጢኣትና ማዕረ ክንድዚ ይፈተውና ። ኣብዚ ዘመን እዚ ከምዚ ዓይነት ቅዱሳን ኣዴታት ክተስኣልናስ ካበይ ኮነልና ። ንዘለኣለም ኣለም ክብሪ መስጋና ይብጽሓዮ ። ቃላት የለን መግለጺ ።
Amin3 kale hiwet ysmalna egzabher xegakn yebzhayo ajokin egzabher nmen elwo kntehagagez ena ab etgebro xeletkum zkuruna nay egzabher agelgelti egzabher adi ybarkena
ቃለ ሂወት የስምዓልና።ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣዳለውቲ እዚ መደብ።ኣነሲ ብጣዕሚ ኢየ ዝደሊ ግን ከመይ ይገብር ይኸብደኒ።
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Brukat adetatey edmen tienan yhabkin fetari many agolguletkin edme ybark .nay ndkum wedkin ab xoletkin zekrani amen(3)
Egzabiher amlak xgeu yebzhalkum aditatena abe xletken zekrana::
amien amiem,amien qal hiwet yesmealna qdusan,ahwatna bereketkn,ykaflena egziabhier amlakna.
Пікірлер: 273

@almazgebrhiwet5160
2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmialna adetatina xolotikin ayfeleyena niay dikimti galkin kea ab xeletikin zekirani w
@anehakiyezefetu6142
Жыл бұрын
❤❤❤
ኣዴታትና ዓንዲ ቤተክርስቲያና
2ይ ቆረንቶስ 13 14፤ ጸጋ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ፍቕሪ ኣምላኽን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኵላትኩም ይኹን። ኣሜን።
ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን። በረከት ናይ ቅዱሳን፡ኣዴታትና ኣይፈለየና!
@desalegebreyohanes8616
3 жыл бұрын
Amen adressen tfeltyo do tkoni kdwlel delye neyre
ብሓቂ ደስ ዝብል ኢዩ፡ ኣምላክ ይመስገን።
ብሕቂ ደስ ዝብል አዩ አምላኽ አብዚ ግዜ አዘአ ክምዚ ምርክብኪን ብድቂ አምላኽ ሐረይኩን አዩ ዓለም ሎሚ መይታ አያ አሙ ብሪዒቲ ደአ ንአብነት አነ አብ ውጺኢ አየ ዘሎኩ ክምዚ ግና ዕድል አምነ አለኩ
We Eritrean always with you ,pray for mama eritrea
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎተንን በረከተንን ኣዴታትና ኣይፈለየና
ቅዱሳን ኣዴትትና ጸሎትክን ትብጸሓናን ይርደኣናን።
ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብምሕረቱ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ቅዱሳን ብተራዳእነቶም ይብጽሓክን። ንቤተክርስቲያን ድማ ብጸሎትክን ኣይትረስዕዓ እዚ ዘሎ ሽግር መከራ ክዛዘም ምእንቲ።ብሓቂ እዚ ትገብሮኦ ዘለኽን ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብክን። ጸሎትክንን ምህለላኽንን ኣብ እግዚኣብሔር ይብጽሓ እምበር ቀሊል እዩ እዚ ዘሸግረክን ዘሎ።ክፍታሓ እዩ ግዳ ጸሎት ኣብዝሓ።
Amen amen amen egzabehar amlik mulu baraket yawerdalkin ab xoltkin zakerana adetaten
ኣሰይይይይይ ኣሰይይይይ ኣሰይይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰምዓልና
Amen amen Amen qal hiwet yesmealna xolot nay Adetatna ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ክብራት ኣደታትና ኣብ ጽሎትክን ዘክራና
ተመስገን ኣምላክ ፣ስለ ቲ ኩሉ ነገር ይክበር ይመስገን ። አሞ ሓገዝ ናይ ሰብ ጻጋን ሰብ ሕልና ዚኮንና ።ሓቦ ንበል ዓስቡ ድማ ዓቢ አዩ። ኩሉኩም ድማ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ክብረት ይሃበልና።
ብሓቂ ናይ ቅድሰቲ ድምያና ቅዱሳን ኣደታትና ፆሎተንን በረከተንን ኣይፈለየና ብሓቂ አግዚኣብሔር ይሓግዝክን ንዓናዉን ብፆለትክን ይምሓረና ✝️🤲🤲🤲 ገዳምና ድማ ብፆለትክን ብፆሎት ቅድሰቲ ድምያና መፈፀምቱኡ የርአየና ፈጣሪ መን አባ ኣሎ ናይዚ በረከት ተቀባሊ ዝተሓባበረኒ ሓፍትኩም ካብ ሰዕዲ ዓረብ ዝቅበል ሰብ ዝፈልጥ ተሓባበሩኒ 🤲
እዝጋቢሀር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኪን🙏 እዝጋቢሄር ኣምላክ ንዓይ ንሕማቅ ድማ ከምቲ ዝበልክንኦ ዝክእሎ ክገብር ዓቅምን ጸጋን ክሕበኒ🙏 ፍካዱ ይኩን
እግዚኣብሔር ብጸሎትክን ይርድኣና ኣዴታተይ
Amen amen amen bereket nay kdusan adetat mskulna ykun nhagerna selam yewrdelna kal sga kone yekenyelna🙏💒🙏!
አሜን እግዚአብሔር ይመስግን ብፅልተክ ሓስብን ውልተይውህንስ ቡልክን አሜን
ጸጋኡ የብዝሃልክን ኣዴና ብጸሎትክን ይግዛና
Egziabher yemesgen, adetat xelot kin ayfeleyena
እግዚአብሄር ይሓግዝክን! ምኽርኽን ክንጽበ ኢና፡ስራሕ ኢደ ጥበብክን ክንጽበ ኢና።
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣዴታትና ብጸሎትክን እግዚኣብሔር ይርደኣና።
@bahtaleake5969
4 жыл бұрын
Egziabher Amlak asab libikn yefexmkinn edmen tienan yhabkin
አዴታትና ፀሎትክን ይርድአና ነዚ ገዳም ንምህጋዝ (go fund me ) እንተዝክፈት ፅቡቕ ኔሩ እሙናትን ፍሉጣትን ዝኮኑ ሰባት እንተዝአሊዎ ፅቡቅ ምኮነ አቕምና ምወፈና
@tesfye12
4 жыл бұрын
ሰላም ኩብሩ ሓወይ ኩሉ ፍቃደ ኣምላክ ክምዚ ዝብለካዮ ናብቲ ተለፎናት ኣለካ እሞ ድወልኻ እንተትርክብም ፅቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ
@alaytewelde8020
4 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን እስክንድር ሓወይ በሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ሰብ በብዓቅሙ እንተ ዘወፊ ጽቡቅ ነይሩ ነዴታትና ተስፋ ንዓና ከኣ ምርቓ ምኮነና ነይሩ ክንሕግዝ እንተደሊና ግን ተሌ 07 137059 ኣላትና ካብኡ ኢየ ኣውጺአያ ከም ፍቃድ ኣምላክ ጸሎት ኣዴታትና ኣይፈለየና።
@biniamabrham3292
4 жыл бұрын
Brovo xbuku hasab u betami Egzibher ayni lebonana yekfetelna
@meharikidanemariam9524
4 жыл бұрын
Eskindir Habte I am speaking with Nuns, if they allow us, we will do...
@Ereytsda
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ ዝሓወይ ኣብ ወጻኢ ብዙሓት እሙናት ናተን ኣባላት ማለት ተለኣኽቲ ኣለውወን እዚ ሓሳብ ናብአን ክበጽሕ ንሰን ክርእይኦ ክሓስባሉ ጽቡቕ እዩ።
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸሎትክን ሰሚዑ ይተዓረቀና
Amen amen amen kal hiwet yesmalna 🙏🏽✝️❤️💒🙏🏽✝️❤️💒🙏🏽❤️✝️💒
ኣሰይይይይ ቃለ ሂወት የስማዓልና
ብሓቂ ኣብ ልቢ ኩላትና የብቁሎ ቅዱስ ጽኑዕ ኣስተምህሮ ኣብኩሉ ስራሕክን ኣምላክ ይሓግዝክን፡ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዱስን ኣደታትና በረኸትክን ይክፈለና።
Amen amen amen bereketomn selamomn ayfeleyen amen amen amen
Amen Amen Amen kale yasemalen enata
Amlak Yhegizikn Yewitey Edimenn Tenn yhebkn Xelatn ysimaj kalehiwet Yesimana🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣሜን እግዚኣቢሔር ምስአን ይኹን ኣዴታትና
Kale hiwet ysmalna kuburat Adatatey marey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣብ መጽሓፍ ሂወት ይጽሓፈልክን።በረኸትክን ጸሎትክን ኣይፈለየና።
እዝግኣብሄር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ፍጻሜኽን የጸብቀልክን መድሃኔ ኣለም 🙏🙏🙏
ኣጆክን ኣዴታትና ሰስና ጸሎትክን ኣይፈለየና።
እሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ኣደታትና ደናግል ኣምላክ ንዓክን ዝሃበና ክብርን ዝስጋናን ይኩኖ ኣብ ጾለትክን ዘክራና ።
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒
Amen amen amen kalehiwet yesmealna egzabher amlak xegeu yebzhalkn adetatna👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤
Ab Eritrean eshr mwxae xeqitom aymhrunan eyom ezia. Kthalf alewa eshr mwxae gn bereket eyu amlakn baelu eyu azizu ab kulu adi abat nebsna kzareb alewo ❤❤❤❤
ጾሎትክን በረከትክን ኣይፊለየና ኣብ ጾሎትክን ይጸንብረና 🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen Qal hiwet yesmalna yhwat hadraken kdusan aditat ab xelotkun zekrana
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡራን ኣዴታት።
Amen Amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏👏👏💒💒👏
ኣደታትና ኣብ ጸሎትክን ዘክራና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 kalehiwet yesmalna 💕💕💕
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ተባዓት ኣዴታትና ጸሎክን ኣይፈለየና ህዝብና ለጋስ ሓላል ኩሉ ክኸዉን እዬ ብመዓልቱ
ኣዝዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ ዩ ቢጣዓሚ ጾሎትክን ንኹሉና ይጠቅመና ዩ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina naybhaki dese zibil Egizabheri Amlak Teguue yebzhlikom yebzhlikin Amen Amen Amen
ኣዴታትና ፆሎትክንን ረዲኢትክን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣብ ፆሎትክን ሕሰባኒ ወለተ ኪዳን ደካማ ሓጥያተኛ እናበልክን ክቡራት ኣዴታተይ
Amen(3),bereketn xelotn nay kudusan adetat ayfeleyena.
Hruyan merietu egziabiher egziabiher amlak harikn , kindey teadilkn neza nay alem kontu gedifkn semayawi zmerexkn ,teharikn dikn wela harikno abet teadilkn 🙏neay kea ab nay alem zsake😥 zeleku eye emo xelialey ,kemakn kkewn haderakn xelialey 🙏
ኣቤት ታዓዲልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ጀመርቲ ዘይኮንክን ፈፀምቲ ይግበርክን ክብራተይ
Amen Amen Amen xolotkn bereketkn ayfeleyena
እግዚአብሔር ቤቴ ይፅነቹሁ ቃለ ህይወት ይሥማልን
Aseyyyy ኣዲታትና ጸጋን ክብርን ይዓድልክን ክስብ መጠረሽታ ኣብ ቢቱ የብርክን
Tsehayalem Andemariam ⚘️ ❤
AMEN AMEN AMEN GOD BLESS You 💒💒💒🙏🙏🙏👈❤❤🥀🥀🥀
አምላክ ጽግኡ የብዝሓልኺም ኣሜን ።⛪️💒💒 ገደማትን ሃገርን ይብርክ ።
ቃለ ሂወት የስማዕልና ይቅረታ ግን ኣበይ ኢዩ እዚ ቦታ"
@user-fp2hh6db9d
4 жыл бұрын
ab asmera eyu zhawey
@zeraykifle1465