ምኽሪ ኣበው ብምኽንያት ክብረ ብዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ጽዮን part 2

Пікірлер: 32

  • @shimendiamsalu162
    @shimendiamsalu1624 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Kale yesmaelna abotatna Egziabhier amlak xegeu yebzahalkum

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe62162 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና ፀጋ አብ ልዕል ፀጋ ያብዘሐልኽም

  • @merhawitgirmay740
    @merhawitgirmay7404 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna nay bhaki

  • @user-pf9hi1so4f
    @user-pf9hi1so4f3 жыл бұрын

    በስመ ሥላሴ ይቀጢቀጥ ከይሴ ስላም ስድራ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከመይ ኣለኩም ሊቃውንቲ ኣቦታታና የሕዋተይ ኩሉኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብኩም ናይ ባሓቂ ከማኩም ይብዝሓልና ትነብሩሉ ሃገር እንዶ ኣረሕኩም

  • @rigatrigatkalab2483
    @rigatrigatkalab24834 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Kali hiwet yeman kuburati abutatina amlaki yebarukum

  • @meramera6026
    @meramera60264 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦታት

  • @user-cj5yb6pu7v
    @user-cj5yb6pu7v4 жыл бұрын

    Amiennn qal hiwet yesmealna bdgame qale senay yesmealna fqurat Abotatey egziabhier amlak xegeu yebzhalkum nana khshena kuburat Abotatna mkrkum ab lbna yehdro egziabhier amlak 🙏💒🙏

  • @mulugetaaraya2362
    @mulugetaaraya23624 жыл бұрын

    ናይ ብሐቂ ኣቦታት ንሰይጣ ቦታ እትከልእ ስለ ዝኮነት ካብዚ ንላዕሊ ክትሕይሉ ባዓል ሙሉእ ተስፋ ህዝብኩም እግዚአብሔር አምላክ ጽግኡ የብዝሐልኩም ኣቦታት ኣሜን ።

  • @user-zo8ri2mr1j
    @user-zo8ri2mr1j4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ናይኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣቦታትና

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh76804 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የስመኣልና ኣቦታትና👏👏👏❤❤❤

  • @yebioberhe6118
    @yebioberhe61184 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን ኣቦታትና ከምዚ ተኣኪብኩም ብዛዕባ ድሕነት ዝብኹም ፡ህዝበ ክርስትያን ኣገባብ ኣከያይዳን ኣተሓሕዛን ብሰፊሑ ዝመሓርኹምና ፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፡ ኣብዚ ሰዓት'ዚ ህዝብና ኣብ ቀራና መገዲ ስለዘሎ ብዝከኣለኩም ነቲ ቅኑዕ ናብ የማን ዝወስድ ሒዙ ክቕጽል ጻዕርኹም ቀጽልዎ። እቲ መንጣሊ ካብተን ኣባጊዕ ገዚዑ ክወስድ ይቀዳደም ኣሎ። እግዚኣብሄር ከድሕነና ብጸሎትን ምህለላን ንጸውዓዮ ።

  • @awetwulud1483
    @awetwulud14834 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna abotat

  • @yosiefyemane5924
    @yosiefyemane59244 жыл бұрын

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna abotatna

  • @user-cy9lz1pe6c
    @user-cy9lz1pe6c4 жыл бұрын

    ብሩካን ኣቦታት ቃል ሂወት የስመዓልና።

  • @zigeredag8459
    @zigeredag84594 жыл бұрын

    Ezi ena nafikna abotatna nefsna tewy ala fthwa. Elllllllllllllllll⛪⛪⛪❤❤❤

  • @museteklehaymanot963
    @museteklehaymanot9634 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmealna

  • @Yoflowy
    @Yoflowy4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ጸጉ የብዝሐብኩም

  • @TheZoma1961
    @TheZoma19614 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @yassim9143
    @yassim91434 жыл бұрын

    Xbuk gbaie abotatna bhaki

  • @hm3183
    @hm31834 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @desaledanel9450
    @desaledanel94504 жыл бұрын

    ፀጋ ተዓደሉ አገልግለትኩም ይባረክ

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Abotatna edmen tienan yhabkum Fetari

  • @mihreteabandebrhan9742
    @mihreteabandebrhan97424 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦታትና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጽንዓትን ትዕግስትን ይዓድልኩም ብስራሕኩም ነቲ ክቡር ስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብምስዓብኩም እንተ ተጸረፍኩም ዓስቢ ኣለኩም። ምክንያቱ ነዚ ክቡር ስም ኢኩም ተጸዊዕኩም።

  • @hope758
    @hope7584 жыл бұрын

    ኣሜን!!! እየሃድጋ እግዚአብሔር ለቤተክርስቲያን እስመ ያፈቅራ ፈድፈደ እመኩሉ። እግዚአብሔር ንቤተ ክርስቲያን ኣየሓድጋን እዩ ካብ ኩሉ ኣቡሊጹ ውን የፍቅራዩ። ኣነ ኸኣ እብለካ አሎኹ፡ ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ። ኣብ ልዕሊ እዚ ኸውሒ እዚ ድማ ንቤተክርስትያነይ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይክሕይልዋን እዮም።ማቴዎስ 16፥18 ። ኣምላክ ይመስገን።

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye65614 жыл бұрын

    Egziabhier Amlak tsegu yebzhalkum Abotat 🙏 yqreta kem fqad Amlak hto aletni ktmlusuloy kea bthtna yhatt 1, eza btelfon mbrak giega eyu zbelkuma, nabnet abzi ane zelekuwo ketema kahan yeblnan, etom kahanat kabzi zelekuwo ketema kab 1seat- 2 seat eyom zelewu, entay kngebr alena, kem amaratsi ke?

  • @original5260
    @original52604 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦታት ከም ድፍረት ኣይትቕጸሩለይ'ምበር ኣብዚ ጉባኤ ዲያቆናይ ዘለዉ ኣይመስለንን እቶም ዲያቆናት ደቅኹም እውን እንተተሳተፍዎም ሎሚ ካባኹም ተመሃርዎ ዝሰምዕዎ ጽባሕ መታን ክነብርሉ። ከምቲ ንስኹም ቅድሚ ክህነት ምቕባልኩም ግብረ ክህነት ዲያቆናት ኮሎኹም ዝተመሃርክምዎ ንሶም'ውን ሕጂ ክመሃርዎ እቲ ዝዘተኹሞ ኣብ መድያኳ እንዳመሃረ ዲያቆናት ክሳተፍዎ ነይርዎም እብል! ብቪድዮ ዘይቀረጽክሞ ክወጽእ ዘይፍቀዶውን ነይሩ ክኸውን ይህሉ፥ እቶም ዲያቆናት ንዝመጾም ሓላፍነት ክፈልጥዎ ሕጂ ክምሃርዎ ምተመረጸ።

  • @banarufael6748
    @banarufael67483 жыл бұрын

    ኣከባ ድዩ ኔሩስ ወላኣብክብረባዓል እዩ፡

  • @habtomdebru2154
    @habtomdebru21544 жыл бұрын

    ኣብዚ ሆላንድ ዘይሓፍር ቀሺ ፍስሃየ ትዛረቦዎን ብግብሪ ትገብርዎን ሰማይን ምድሪን ሱቅ ኢለ ኣይኮንኩን ዝዛረብ ዘልኩ ገንዝብ እንተኣክበ ብዕሉ ይፈልጥ ዝብል ዘረባ ዝዛረብ ብኣፍካ ካህን ምካን ትርጉም የቡሉን

  • @Diakon1
    @Diakon14 жыл бұрын

    ታሪክ ሓደ መንእሰይ kzread.info/dash/bejne/p3Vr0cOHoNjNnLA.html

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay72774 жыл бұрын

    ኦርቶዶክስ ዘሕፍር ኮይኑ አቦታት ነንሕጅሕድኩም ብሞቆምያ ደም ትፋሰሱ አለኩምአብ ውሽጢ በተክርስትያን ካባካትኩም እንታይ ክንማሀር ብጀካ ብጥቅሚ ጥራይ ኢኩም ካህኔት ንይ ኦርተዶክስ ካህናት ጳጳሳት ሐሰውቲ ምስ ናይ ይቅሬታ

  • @user-fl7iq4ex1v

    @user-fl7iq4ex1v

    4 жыл бұрын

    ክብርቲ ሓብተይ ኤልሳ ምጽራፍ ጌጋ

  • @bettytes5322

    @bettytes5322

    4 жыл бұрын

    @Alsa Tsfay Ageb.... girim eba yikreta endabelka dileyka tserfi miwrad, entekone b nay 1-2 gega nikulom aytilekim.

Келесі