🔴ዝኽሪ 2ይ ዓመት ቅዱስ እንጦንዮስ 2ndyear memorial His holiness abune Antonios Eritrean orthodox tewahdo church

©mdre Canaan orthodox Channel
Subscribe for more ‪@Mdrecanaan‬

Пікірлер: 43

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun72325 ай бұрын

    ኣሜንንንንንንንን ኣባየ ናትኩም መስጣዶ ይኸውን ፋሕ ጭንግራሕ ዝኣትወና ዘሎ ኣባየ ነዓይ ነዛ ዘማዊት ውላድኩም እባ ምስቲ ንጉስ ዘልኣለም ኣታርቁኒ ኣብ ቤቱ ኣብ የማኑ ስለ ዘለኹም ርኣይዋባ ኣባየ ዛመሬት ርኣይዋባ ዛሃገርኩም ዓዲ ቅዱሳን ዓዲ ሰማታት ኣባየ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾😭😭😭😭😭😭😭😭💐🕯💐🕯💐🕯

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin74605 ай бұрын

    ❤️🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤️ አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏 እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና. ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና .ብፀሎቶም ይምሓረና 🌿💐🙏🌿💐🙏🌿💐🙏

  • @user-if2oz2wt9e
    @user-if2oz2wt9e5 ай бұрын

    በረኸት ኣቦና ቁዱስ ቡጹዕ ኣብነ ኣንጢኖስ ይሕደረና ነብሲ ምውታን ይምሓር ነብሲ ህልዋን ይዓቅብ

  • @lillynuguse4758
    @lillynuguse47585 ай бұрын

    Amen(3) kal hiwet yesman kubur Diyaqni Berye hawey. 🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤ O' Kudis Abona bexoltkum tezekerna Amlak berktkum kekflna❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏👏💐💐🌷🌷🌷❤❤❤❤❤

  • @user-tt1jt5iu5k
    @user-tt1jt5iu5k5 ай бұрын

    ክብሮም ኢየ ክደግም ኽኸውን ኣብነት ቃሉ ንኽሰብኽ ኸትሕዙኒ ሰረት እዚ ዶ በዚሑ ዓስቢ ዘሕለፍዎ ንሂወቶም እንድዩ ሂወተይ ደልይዎ። ኣሜንንን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ቃለ ሂወት ከኣ ን ኣዳላዊ መደብ። ምስ ሞቱ እንተተዛረብና ዋጋ የብሉን እቲ ክፍጸም ዘለዎ ሕድሪ ጥራይ ኣጽኒዕና ክንትግብሮ ሓግዙና ክቡራት ኣሕዋት ብእኦም ዝድቅስ ኣኣምሮ የብልናን። ንኣልዛር ዝተቐበለ ኣምላኽ ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃቦም።

  • @edeneden889
    @edeneden8895 ай бұрын

    በረከቶም ይሕደረና ኣቦና ቡጹእ ኣቡነ እንጥንዮስ 🎉🎉🎉

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam125 ай бұрын

    በረከት ቅዱሳን አቦታት ምስ ኹልና ይሕደር ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን ❤❤❤

  • @Seare200
    @Seare2005 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓና በረከቶም ኣይፈለየና

  • @MidoMiu
    @MidoMiu2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶም ይሕደረና

  • @hiwotiasu9601
    @hiwotiasu96015 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶም ኣይፈለየና 🙏

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw5 ай бұрын

    ኦ አቦይ ዝገብርዎ አይፈልጡንዮም እሞ ሕደገሎም ዝበልካዮ ዘይሕሶ ቅዱስ ቃልካ አበሳናን በደልናን ከይጸብጸብካ ይቅረበለልና ጾሎቶምን በረከቶምን ናይ ቅዱስ ዎብጹዕ ሰማዕት እምበለ ደም አቡነ እንጦንዮስ ምስ ኩላትና ይኩን አሜን💒💒💒🙏

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    5 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @fusfv877
    @fusfv8775 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13595 ай бұрын

    Berketkum.yedarena. Kudus. Abona. ✝️☝️😢🙏🙏🙏

  • @rufealtesfamariam4750
    @rufealtesfamariam47505 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @averyava8008
    @averyava80083 ай бұрын

    Abona xolotikum aifeleyena amen amen amen

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z5 ай бұрын

    _በረከቶም ይሕደረና ክቡር ኣቦና ዓለም ለኣምላኽ ዝተቀበለት ጨካን እንድያ✝️_

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    5 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu78415 ай бұрын

    Amen ❤️ 🙏 amen ❤️ 🙏mangst semay yewarsk amen ❤️ 🙏

  • @binyam4451
    @binyam44515 ай бұрын

    Amen berekotm ybtshana

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe11325 ай бұрын

    በረኸት ናይ ብጹእዎቁዱስ ሰማእቲ አቦና ምስ ኩልና ይኩን :አሰአሰሮም ክንስዕብ ከም ቲ ትብዓቶም ትብዓት ከም ቲ ጽንዓቶም ጽንዓት ክህልወና :ቁዱስ ፍቃዱ ይኩነልና አሜን 🙏🙏✝️✝️✝️✝️💙

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    5 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @elsagebremariam4766
    @elsagebremariam47665 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓና በረከቶም ይሕደረና

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39295 ай бұрын

    በረከት ኣቦና ይሕደረና

  • @HMA354
    @HMA3545 ай бұрын

    በሰላም ዕረፍ ክብር አቦና😢😢

  • @asnn7253
    @asnn72535 ай бұрын

    Kudus abona brreketukum msana ykun

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan5 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna dyakon hawey egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    5 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @user-yu9nf7no6f
    @user-yu9nf7no6f13 күн бұрын

    Aboy halaleyy

  • @user-jr9pk1ze2f
    @user-jr9pk1ze2f5 ай бұрын

    ንሕና ዕድለኛታት ኢና ሃዋሪያ ናይ ዘበና ሪኢና ፡ በረከቶም ይከፍለና ። ተስፋ ንገብር ናይ ኣቦና ከምቶም ሃዋሪያ ወይ ጻድቓናት ኣብ መጽሓፍ ክሰፍር ስሞም።

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    5 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @freweinitekle9179

    @freweinitekle9179

    5 ай бұрын

    ናይ ግድን ንኩሉ ጊዜ ኣሎዎ

  • @yonashaile8341
    @yonashaile83415 ай бұрын

    AMEN AMEN AMEN

  • @Lily-js6pc
    @Lily-js6pc5 ай бұрын

    Amen

  • @lettenseabraham3267
    @lettenseabraham32675 ай бұрын

    ኣ ቦና ኣ ቦ ሓቅን ብቅዱስ ብሓቅን መቁሕ ተንኸል ዓመጽቲ ዝሰዓሩ ወትሩ ኣብልብና እዩ እቲ ሓቀን ዝክሮም ምሳና ይንበር ኣሜን

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    5 ай бұрын

    Amen🙏

  • @lettenseabraham3267

    @lettenseabraham3267

    4 ай бұрын

    ኣ ቦና ኣ ብ እምነ ትና ጸ ንዕና ክነብ ር ዓ ቢ ትም ህርቲ ዩ ገድ ፎ ልና ና ብ ወለ ዶታት ናይ ጽ ንዓይ ታሪክ ንወሎዶታት ገዲ ፎም። ❤❤❤

  • @amlakeitemesgen8302
    @amlakeitemesgen83025 ай бұрын

    Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qi9qw3mu3k
    @user-qi9qw3mu3k5 ай бұрын

    ኣቦይ ኩሉ መዓልቲ ኣንደበት ኩም ኣብ ልበይ ይመላለስ ኣሎ

  • @user-yl3gx4vw7e
    @user-yl3gx4vw7e5 ай бұрын

    🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-pf8sb7vb6o
    @user-pf8sb7vb6o5 ай бұрын

    ብሰላም ዕረፉ ኩቡር ኣቦና ብረቶም ይሕደተና❤❤❤

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    5 ай бұрын

    Amen 🙏

Келесі