"ካብ ቤተ ኽርስትያን ትግራይን ካብ ኣባ ሠረቐ ብርሃንን እንታይ ንጽበ"
ሰላምኩም ይብዛሕ አቦይ ቀሺ ማርቆስ ናይ ብሐቂ ቃለ ሂወት የስምአልና ጽቡቅ አገላልጻ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ፈጣሪ❤❤❤
አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏
ኣባ ማርቆስ የቕንየልና ነቲ ፅርሩይ ህልና ምኸሩኹም❤❤❤ .ካብ ጓል ትግራይ.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ንኩለና ኣሐጎሰና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏ተመስገን እግዚአብሄር ኣምላክ ነዛ መዓልቲ እዚኣ ዘርኣኻኒ🙏🙏🙏❤❤ብፁእ ኣቦና ኣባ ሰላማ በረከትኩም ይሕደረና🙏🙏🙏የኽብረልና ክቡር ኣቦና ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏ንኣቦና እግዚአብሄር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና🙏🙏🙏ብጣዕሚ ዝፈትዎምን ዘኽብሮምን ኣቦይ❤❤❤
Abouna Marcus God Bless you🙏🙏🙏
በሓቂ ካብ ኣቦና ሰላማ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ትግራይን ምድረ ባሕርን ብዙሕ ለውጢ ኢና ንፅበ ።
የቅኒየልና አባ ጥዕም ትምሕርት ሰሚዕና እግዚአብሔር የንብረልና
ክብረት ይሃበልና ክቡር መምህር ምህረይ ቀሺ ማሪቆስ ከማኹም ዝበለ ይብቆል ይብዛሕ
ኣምላክ ይመስገን ህዝቢ ክርስትያን እንቃዕ ሓጎሰና
My father Aba Markos thanks a lot for the bright explanation and advice. Wedi Tigray from Canada
ክቡር ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ደባስ:ቅዱስ ዝኾነ መልእኽትን ለበዋን እዩ ሞ ቃለ ሂወት የስመዐልና::
እንቋዕ ደስ በለና ንህዝቢ አመንቲ ክርስትያን ቶዋህዶ !!
ሓቂ ዋጋኣ ወርቂ፡ ሽታኣ ጽድቂ፡ ብሓቂ ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ምሉእ ይግበረሎም፡ ናዓና ድማ ከምኡ አርእየና፡ እዞም ወርቂ ኣቦና ኣቡነ መቃርዮስ ከለው፡ ክተኽሉልና❤❤❤❤🎉🎉
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ናብዚ ኽብሪ ዘብጽሖም
Kale hiwet yesmealna Aboy keshi. 💗💗💗
አሜን ቃለ ህይወት የስማዓና
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐና ክብር አቦና❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሄይወት የስምዓለይ
Amen Amen Amen
የቅንየልና ኣቦና ❤❤❤
Kal hiwet yesmialna abona. Des zibli asmikumna egziabher zitemesgene yikun agolgulotkum yibarek 🙏🙏🙏❤❤❤
አቦና አምላኽ ይባርኩም ካብ ፈተነ የድሕንኩም ፈጣሪ
አሜን❤❤❤አቦና ፀግኩም የብዝሕ
Kle Hewit yesmalna kibur Abona 💕🙏🌷♥Amen 🙏 Amen 🙏 Amen
😮ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር አቦና አቦና በረከቶም ይሕደረና ሰናይ አገልግሎት ይግበረሎም ይግበረልና ክቡር አቦና
Abouna Yiftuhuni, God bless your heart and service.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቦና፡ ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን ስለ ብጹእ ኣቡነ ሰላማ ፡ ነገር ግን ካልኣ ዘይኮነ ሳልሳይ ኣቡነ ሰላማ እዮም ዝኾኑ ዘለዉ መስለኒ ጌጋ ይኽኣለይ።
Kale hiwot yesmealna kibur abona keshi markos. Egzabher newih edmen tienan yiadilelna amen 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmana kbur keshi markos 🙏🙏🙏
Amen.amen.amen.
ፍሉይ ትምህርቲ ኣቦይ ቀሺ🥰🥰🥰
Xubuk medeb abo keshi kale hiwet yesmealna
Tebareku Hakegna abona kale hiwot yesimeAlina
behake. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. Behake. Eyu.. Egziabher. yemasgen. ⛪☝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿🤔
Congratulations Aba Selama
አሜን ቃለሂወት የስመዐና ኩቡር አቦና
ኣነ ውን ከምኡ ይሓስብ ነይረ። ክምለሱ የንሎምን ኢለ እቲ ትብዓቶምን ትግሃቶምን ። ወንጌል ክሰፍሕ ክገብሩ ኢዮም ። ብርትግርኛ
Qalehwete yeseimana GBU ab qesche
ዝተባረኸ
ተመሰገን ቃለ ሂወት የስምዐና ባረከቶም ይብፀሐና ❤❤❤❤❤❤
ትክክል ከወፅኡ እየዝብል ኣነውን
ነቦና ሠረቀ ብርሃን ናይሕጂ ኣባ ሰላማ ኣምላኽ እንኳዕ ኣብዚ ኣብቀዖም ሓጎሰይ ወሰን የብሉን🙏 🎉 🩵 ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ለባም ተባዕ ኣቦና ኣቦ ሓቂ ደስ ዝብል መደብ ቃለሂወት የስማዓልና 🙏 ብስም ኩልና ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን የመስግነኩም 🙏🩵🎉🩵🩵🩵🩵🩵
❤❤❤❤❤❤ ኣምለከ ይመሰገን❤❤❤
Enkua beselam absahana.Egziabiher Tigrayn Eritrean yitearekena bezom zitekebu Abaselema Birhan.mariyamzion silala tenbirelom miss hizbitat Eritrean Tigrayn ❤🎉❤
እዙይ ኒደቡባዊያንን ሰሜናዊያንን ተጋሩ ዝጠቅም ምኽሪ እዩ እሞ ንስማዓዮም! ናብ ተግባርውን ነውዕሎ!
💗💗💗💗
እቲ ቅኑዕ ሰብ ኣብ ቅኑዕ ቦታ ኣኸለ ትንቢት ተፈጺሙ ።🌹🌷🌼🌻🕍🕍🕍🕍🕍 ተመስገን ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
Well come kbur Abona Keshi markos, nice to see you, where have you been our fother,? Long live to you
ኣሜን ቃል ህይወት የስምዐልና🙏🏾
Amen Amen Amen edema yhabom❤
Amen Amen Amen 🙏
ተመስገን ተመስገን አምላኸ❤❤❤❤❤❤
ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር አቦና❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ዝሃብዎ ምስክርነት ሓቂ እዩ :: ብፁእ ኣባ ሰላማ ሓቀኛ ትግራዋይ ኣቦ ዝልዓለ ብቕዓት ዘለዎም እዩ::
የቐንየልና ቆሺ ማርቆስ ቃል ህይወት የስመዓልና
Amen amen amen🤲🤲🤲🤲
አሜን አሜን አሜን❤❤
እግዚኣቢሄር የኽብረልና ኩቡር ኣቦና🙏
Qale Hiwot yasmeElna !
ፀላእትና ዝበልዎ ናትና አይትድገምዎ
ይትኀፈሩ ወይኅሰሩ ኲሎሙ ፀላኢቱ ብፁዕ ብእሲ ድቀተ ፀሩ ዘይሬኢ ብጣዕሚ ኣና ነምስግን...
🙏🙏🙏🙏🙏
ኣባ ቐሺ ማሪቆስ ❤❤
Amennnn
Very good insight, an interesting perspective aboy keshi markos:) Bteami des zebil eyu nay abona abzi dereja ezi mibtsah kea.
ጽቡቅ መግለጺ: አሜን 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
እትጽበዮ ደኣ መቕዘፍትን ቁጥዐ ኣምላኽን እዩ እንበር ኣምላኽ ንሕዝቢ ትግራይ የርሕወሉ ።
❌❌❌❌❌❌👎🏻
Amen 🙏
God please u love u thank you
❤🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
It's okay abouna he is watching them in spirit.
Mokonnen Mehret 💙 💙 💙 💙
Amen amen amen
Tigray fortunate to have iconic spiritual leaders like Abune Selama.
❤❤❤❤
እልልልልል ተመስገን ተመስገን አምላኸ
አነ ከም ትግራወይቲ ቆሞስ አባ ሰረቀ ብርሃን ፍቅሪ ክሰብኩ ቂምታ ገዲፎም ህዝብ ትግራይ ምስ ኩሉ ህዝብ አዳም ሰላም ክምህሩ ኢና ንደሊ። ሽም ጥራይ ተሸኪምካ ቂም በአሲ ሂዝካ ፀሎት ሽም ቅዱስ አቦና አባ ሰላማ ተሸኪምካ ምካድ ጥራይ ዘይኮነ ይቅረ ክብሉ ዝበደሎም ታሪክ ክሰርሁ አለዎም ምዕንቲ ጎይታና መድሐኒና ክነህጉሶ ታሪክ አበ ሰላማ ስራህ አቡነ ሰላማ ክፍፅሙ እግዚአብሔር ይሃግዞም ።
ኣትዋራዘ ነባ ሠረቀ ብርሃን ኣይግበኦምን ቅዱስን ተባዕን ሓቀኛን ኣቦ እዮም።
እግዚኣብሄር ኣምላክ ንዓለም ብምልኡ ሰላም ይሃበና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏❤❤
ክቡር ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ፥ ን እግዚኣብሔር ዝሰኣኖ ነገር ከምዘይብሉ እዩ እሞ እቲ ዝቕጽል በኸቱን ምስ ናይ ቄድስናኹም ክብሪ ኣኽሊልኩምን ካብ መንበረ ሰላማ ኣኽሱም ብዳግማይ ኣውነ ሰላማ ኢድ ኮምኡ ክትባረኹ ኢኹም ።
❤❤❤❤❤
🤲🤲🤲
🙏🙏🙏💙🌿💙🌿💙🌿💙✅✅✅✅
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark amyen
I’m sure god please u
🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒😘😘😘😘
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Eleleleeeeeee ❤Amen🙏🙏💪
ካብያ ባሃሊኡስ ደጋሚኡ
Abune selama eyom Eric shemetom nabey ketitkayo??
ይደልዎ ለብፁእ ኣቡነ ሰላማ
Xeletomn bereketomn nay abona ayfeleyena💙💙💙💙
💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🌿💙🌿💙
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Haki eyu neyru.memher abona abasereke birhan ab tigray entezkonu tsibuk neyru
እግዚያብሔር ይቅር ይበላቹ ቄስ ማለት ከፖለቲከኛም የከፋ ነው
ይሄ ፖለቲካ ኣይደለም ባኣባታችን የዛሬ ኣባ ሰላማ በዘራቸዉ ብቻ በሃማኖት መሪዎች ነን የሚሉ የአራት ኪሎ ኣባቶች የወረዳቸዉ ግፍ ኣትርሳ የወጋ ቢረሳ የተወጋ ኣይረሳም
Пікірлер: 120

@goodboyhabasi1287
7 ай бұрын

@tiebeghebru2649

@kbromtesfay7100