"ዕብዳን ቤተ ክርስትያን ኤርትራን ትግራይን" {ንህዝቡ ዘይመስል መራሒ ዕቡድ ከልቢ እዩ}

"ዕብዳን ቤተ ክርስትያን ኤርትራን ትግራይን" ብቀሺ ማርቆስ ደባስ ዕለት/4/ታሕሳስ/2023/ፈ

Пікірлер: 133

  • @yuhtyuh9107
    @yuhtyuh91077 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር አቦና ምኽሮምን ተግሳጾም አይለየና ጓሎም ካብ ትግራይ

  • @teklutesfahanes9305
    @teklutesfahanes93057 ай бұрын

    ክብረት ይሀበልና ኩቡር አቦይ ቀሺ ዘመንኩም ፈጣሪ ይባርኮ❤❤

  • @yeheysokubazgi8702
    @yeheysokubazgi87027 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ብኣግኡ ክእረም ዘለዎ እዩ፡ እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም

  • @elizabethamene323
    @elizabethamene3237 ай бұрын

    ፅቡቅ መልእክቲ አቦና ቃለ ህይወት የስምአልና❤እዚ መልእኽቲ ክተሓላፈ እዩ ናብ አቦታት ትግራይ

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k7 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐና ክብር አቦና❤❤. እታ ቦንደራ ትግራይ ተገይራ ዘላ ንክቡራት አቦታት ምስ ታሓተቱ መናእስይ እዮም ገይረምዎ ለምንታይ እንተበልወም ዝኹሉ ዝተሰዉኡኩ ንቦንደራ ኢትጰያ አይኮነን ሰለዚ እቲ ናይ ኢትጰያ አልዒልና ቦንደራና ክንገብር ኢና ንምንታይ ሐዚ አይትገቡሩን ትብሉና እናቦሉ አናፈራሩሑ መናእሰይ እዮም ገይረምዎ ዘይእዘዙ መናእስይ. ይሕዘን እዩ ብሓቂ😢😢😢😢😢😢

  • @user-nr7ev1ow6e

    @user-nr7ev1ow6e

    7 ай бұрын

    እቲ መልእክቲ ናይ ኢትዮጲያ ንምንታይ ይግበር ኣይኰነን። እዞም ኣቦ ናይ ኢትዮጲያ ይኩን ናይ ትግራይ፡ & ናይ ኤርትራስ ናይ ቤተክርስያን መለለዪ ክሳብ ዘይኮነ ናብ ቤት-ክርስትያን ክኣቱ የብሉን ኢዮም ዝብሉ ዘለው።

  • @negassih6042
    @negassih60427 ай бұрын

    እግዚአብሔር ብምህረቱን ብፀግኡን የብዝሓልኩም ኣባ ቀሺ ማሪቆስ : ሃቅኩም እወ ብሓቂ ፅላለ እዩ:: ኣምላኽ ከማካትኩም ዝኣመሰሉ ህዝቦም ዝናብዩ የብዝሓልና: ኣሜን::

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14647 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና አምላክይ ብመንገድካ ምርሓና❤❤

  • @majorteklu
    @majorteklu7 ай бұрын

    ኣምላኽ ኣዛረበኩም ኣቦይ ቀሺ ህግደፍን ህዋሓት ዘይ ይፋላለዩ ናይ ሓንቲ ሳንቲም እዮም ኣምላኽ ንኽልቲኡ ህዝቢ ንዓኡ ዝምጥን መራሒ ይፍጠረሉ 😢😢😢

  • @zenawiwoldehawariat6511
    @zenawiwoldehawariat65117 ай бұрын

    ብትኽክል ብሓቂ ገሊፅክሞ ደስ ዝብል አገላልፃ ሰማዒ ክረክብ ካልኦት እውን ክከታተልዎ እሞ ናብ ንቡር ክምለስ ተስፋ ንገብር 😢ቃለ ሂወት የስመዓልና ቀሲስ ደባስ።

  • @shishaygebremedhin5703
    @shishaygebremedhin57037 ай бұрын

    🙏🙏🙏💒👈ቃለሂወት ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ

  • @wabo6374
    @wabo63747 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕይንቲ ልቦናና ይኽፈተልና😢😢

  • @halewbelom6192
    @halewbelom61927 ай бұрын

    ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦና ጽቡቕ መአረምታ❤❤❤❤❤

  • @kmtabproduction1096
    @kmtabproduction10967 ай бұрын

    ሰላም ኣምላኽ ኣቦታትና ምሳኹም ይኹን ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ኣቕሪብኩም። እቲ ተግሳጽ ንኩላትና ኢዩ። ኣነ ንባዕለይ ካብዛ መደብ ብዙሕ ተማሂረ። ቀጽልሉ

  • @sesawha9301
    @sesawha93017 ай бұрын

    ክብረት ይሀበልና ቀሲስ ኣስተምህሮትካ ኩልሻዕ ረዚንን ምቁርን እዩ።

  • @ngstik2kahsu699
    @ngstik2kahsu6997 ай бұрын

    ኩብር አቦና ብዙሕ ማዕልቲ ናበይ ከይዶም ናበልኩ ሓድሽ ቻናል ግዲ ከፊትኩም ሎሚ እየ ረኺበዮ እንካዕ ዳሕና መፃእኹም በርቱዕልና ደማ አነ ብአኹምን ብአባ ሰረቀ ብርሃንን ዓውይ ተስፋ ኣለኒ ምስ አምላክ ንህዝብና እቲ ሓቂ ክተምህርዎ ክተፃናንዕዎ ናብ ቁኑዕ መንገዲ ክትመርሕዎን ተስፉ እየዝገብር ።

  • @GTesfa-yj9cd
    @GTesfa-yj9cd7 ай бұрын

    ብሓቂ ግቡእ ተግሳፅ። ካብ ክብርታትና ዘውርደና ዘሎ ስሑት ኣካይዳን፤ መቕዘፍትታት ዘውርደልና ዘሎ መሕፈርቲ ጌጋታትን ብወነ ክንእርም ይግባእ።

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i7 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-177 ай бұрын

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና የቐንየልና ክቡር ኣቦና ኣርማ ቤተክርስቲያን መስቀል እዩ ክትኸውን ዝግባእ።

  • @zewdiembaye9621
    @zewdiembaye96217 ай бұрын

    ኣቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤❤❤❤❤

  • @yohannesberhe6306
    @yohannesberhe63064 ай бұрын

    ኣቦና ንዓናን ንቤተክርስትያንናን ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @zix6743
    @zix67437 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት ያስመዐልና ክብር አቦና ፀጋኡ ያብዘሐልኩም❤❤

  • @Hantiya03
    @Hantiya037 ай бұрын

    Abbo Qeshi, Qale Hiwot yasmeElna. Tikhiki'khum, awuyi mestewuAali'khum!

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya28217 ай бұрын

    ምልክትና መስቀል እንበር ባንዲራ ኣይኮነን ኣነ ክም ሓንቲ ትግራወት እቕዎም እየ ብጣዕሚ ዓገብ መበረ ሰላማ ክምዝኣስተካኹሎ ኣኣምን እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስትውዓል ልቦና ይሃበና መምህርና የቅንየልና❤

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey64187 ай бұрын

    ብጣዕሚ ይበል ዘብል ትምህርትን ሃናጻይን ዩ ቐጽልሉ ቐሺ ማርቆስ። እዚ ነገር ልዕሊ ዕብዳን ዩ፡ ብስሩ ግና እቶም ናይ ትግራይ መራሕቲ ንህዝቦም ዘየምስል ታይ ምኽንያት ኣለዎም ብጅካ ድንቑርናን ዘይምብሳልልን ዩ። ባህሊን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ዩ ንዚ ኹሉ ጅግንነት ህዝቢ ትግራይ ኽጋነጸፍ ዘኽእሎ ትግራዋይ እምበር ምዕራባዊ ፖሎቲካ ኣታሓሳስባ ኣይኮነን። ብዝኾነ ናይ ትግራይ መራሕቲ ኣጉል ድንቑርና ንህዝቦም ዘይምኽባር ዩ ዘምስል እምበር ሃይማኖትን ፖሎቲካን ከም ዝፈላለ ኣጸቢቖም ይፈልጡ ዮም። ከምቲ ዝበልክምዎ ግና ናይ ህልኽ ፖሎቲካ ዩ ዘሎ ኣብ ትግራይ።

  • @user-mv1od7cm5i
    @user-mv1od7cm5i7 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣቦይ ቀሺ ዘመንኩም ፈጣሪ ይባርኮ ኣሜን!

  • @GherAreaya-mh4fc
    @GherAreaya-mh4fc7 ай бұрын

    ሓቂ እዩቃለህወት የሰመዐልና ምህረ ፈጣሪ ንየማን ይመልሰና ልቦና ይሃበና

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k7 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና እቲ ህዝቢ እውን ኣብ ዕውልውል እዪ ዘሎ ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይሃበና

  • @baburasmara6312
    @baburasmara63127 ай бұрын

    አቦና ማርቝስ ሐቀኛ አቦ ዕድመንጥዕናን ይሀብካ thank you ❤🎉።

  • @user-sy2qg8iq2r
    @user-sy2qg8iq2r7 ай бұрын

    እግዚኣቢሄር ምሕረቱ ይሃበና ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ።

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack7 ай бұрын

    God Bless you Service Abouna marcus

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen65837 ай бұрын

    ባሓቂ ኣቡና ክብረት ያሓበልና እተይ ሓቂ ኩሉ እልኩምዉ ክብረት ይሃበልና እግዛብሔር አምላክ ኩሉ ህዝቢ ናብተይ ናይ ሓቀኛ መገዲ ይመረሐና

  • @weghta3315
    @weghta33157 ай бұрын

    Yes we proud of you 🌍💖Our father God bless you 🙏❤♥

  • @yemanehaile6892
    @yemanehaile68927 ай бұрын

    ክቡር ኣቦና ናይ ሂወት ቃል የስመዐልና🙏ናይ ባሓቂ ዝምጥን አርእስቲ ሃይማኖታዊ መግለፂ ሂቦሞ ዕብዳን ጥራይ'ውን ኣይኮነን ናይ ዕብዳ ዕብዳን እዩ ! እዙይ ድማ ናይ መራሕቲ ሃይማኖትን ናይታ ቅድስትን ቤተክርስቲያን መማሓደርትን ጌጋን ጥፍኣትን እዩ ናይቲ ቤተክርስቲያን ሕግን ደንብን እንታይ ይዝረብን እንታይ ይኽደንን ክነግርዎም ነርዎም:: እቲ ክብር ባንዴራና 'ውን ናይ ባዕሉ ዝኽበረሉ ግዜን ቦታን ኣለዎእዚ ክቡር መልእኽቶም ካልኣይ ከይድገም ክማሃሩሉ ክቡር እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይግለፀሎም🙏

  • @Fekarkun
    @Fekarkun7 ай бұрын

    ኣቦና ጽቡቕ ተግሳጽ ኢዩ ቃለ ሃወት የስምዕልና የስምዕልና መስተውዓሊ ልቢ ይዑድለና 🤲👌

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy8447 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ! ምኽሮም ግቡእ እዩ ! ኣቦታትና ክስተኻኸል ዝግብኦ ከስተኻኽሉ ንዝመጽእ ዓመት ኩሉ ተኣሪሙ ከምንርኢ ኣይጠራጠርን::

  • @abbeyene
    @abbeyene7 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምእልና ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @genettewelde6372
    @genettewelde63727 ай бұрын

    መስተወዓሊ ልቦና ይዓድሎም መራሕቲ ሃይማኖትን መራሕቲ ህዝብን እግዚአብሔር ንህዝቢ ዝኮኑ መራሕቲ ይፍጠረሉ ጸጋኡ የብዘሐልኩም አቦ ቀሺ

  • @minnina6985
    @minnina69857 ай бұрын

    የዘመኑ መጥመቁ ዮሓንስ! እግዚአብሔር ይባርክዎት። ይበርቱ።

  • @asteartewele7132
    @asteartewele71327 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ትክክለኛ ዘረባ የቅንየልን

  • @berihu07
    @berihu077 ай бұрын

    ክብረት ይሃበል ኩቡር መምህርና🎉 እንታይ ጎዶሎ ተረኺብና ኢለ ነይረ ኣነ ካዓ😮ብሓቂ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን🙏

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy8447 ай бұрын

    ዝመክርን ዝግስፅን ኣቦ ኣየስእነና! ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም የንውሓልና ! ❤❤❤

  • @tesfayhagos5762
    @tesfayhagos57627 ай бұрын

    አቦይ ቀሺ ማርቆስ መጀመርያ ንዓኹም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ብሕልፊ ትግራይሲ ካብ አቦታቶም አብርሃ ወ አጽብሃ ታሪኽ ክመሃሩ ነርዎም ስለዚ ከምትዝበልኩሞ ፖለቲካን መንፈሳዊን ተሐዋዊሱዩ ንባዕሎ መራሕቲ ሃይማኖት ንባዕሎም ሐላፍነቶም አይዋጽኡን ዘለዉ እግዚአብሔር የብርሃሎም

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i7 ай бұрын

    እግዚኦ ምሓረና ክርስቶስ😢😢😢😢😢😢

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri7 ай бұрын

    ኣቦና ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ከም ወትሩ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢኹም ትልግሱልና እሞ የቀንየልና። ኣነ ከም ኩላሳዕ ዝብሎ ህውሓትን ህግደፍን ሓደ ዓይነት ኣተሓሳስባን ኣረኣእያን ኢዩ ዘለዎም። ስለዚ ኸኣ ኢዩ ንህዝብና ኣብ ሕሰምን ውግእን ወረ ውግእን ጽልእን ቂምታን ሒዙ ኣብ ኩናት ተሸሚሙ ክነብር ፈሪዶሞ ዘለዉ😢😢😢።

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane67567 ай бұрын

    Thank you our father !! Wedi-Tigray.

  • @tesfaykasa145
    @tesfaykasa1457 ай бұрын

    ብትክክል አቦ ቀሺ ልጳጳስ እኮ የኮነይ ቢሒወቱ እና ሃለወ አስከሬኑ ዉን ተኮነ ካብ ጳጳስ ጥራሕ እዩ ዝሕዞ ካሂናት ስጋ ወልደ አምልክ ዝፍትቱ ይለፅግዖስ ምእመናት ወላ መራሒ ይኩን አብ ቤተ ክርስትያን ስልጣን የብሉይ ብሱሩ እዉን አብ ቤተክርስትያን መንግስቲ አምላክ ጥራሕ እዩ ዝስበክ በስመ አብ ኢሎም ዘጅምሩ ብቅልፅማ ኢሎም ዝዉድኡ ስብሓትለእግዚአብሔ ቀርዩ ጠቅላላ ናመንግስቲ አካላት ከም ሕዝቦም ቃለ እግዚአብሔር ሰሚዖም ይክዱ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13597 ай бұрын

    behake. Eyu. Memhar. Kale. Hiwet. yesmalena. Uaye. Gud. Egziabher. mehaeret. Aurdelena. ✝️☝️🙏🙏🙏🌿💛🌿❤️🌿🤦‍♀️

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei7 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 kale hiwot yesmean Abona.

  • @danielgebregergis2915
    @danielgebregergis29157 ай бұрын

    ናይባሓቂ ለባም ቀሺ ነዞም ኣኽላባት ጋህነመእሳት ገሊጸኦም

  • @user-eq3up7qy8k
    @user-eq3up7qy8k7 ай бұрын

    ብዛዕባ ጽዮን ጽቡቅዩዘሎ

  • @weditesfa-cx1ut
    @weditesfa-cx1ut7 ай бұрын

    Amilaki xegiu abona yebzhalkum haqi zideli abzi alo timhrti

  • @weghta3315
    @weghta33157 ай бұрын

    We don't need a flag in our church 😭😭

  • @BahLebi-gd5fj
    @BahLebi-gd5fj7 ай бұрын

    ብሐቂ ፅቡቅ ትምህርቲ

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s7 ай бұрын

    Amen. Aboy. Keshi. Markos. Ngerelna daa. Lkeom. Edmen. Tenan yhabkum

  • @user-gf4ze4ez1s
    @user-gf4ze4ez1s7 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @tesfayissac3642
    @tesfayissac36427 ай бұрын

    ኣንታ ሓወይ ብጣዕሚ ተሐዝን ኣበይ ዓለም ከምዘለኻ ብጣዕሚ ዝገርም ኣተሓሳስባ ኢዩ ዘለካ ምኽንያቱ ኩሉ ጊዘ መስቀል ናይ እምነትና ኣርማና እኳ እንተኾነ ኣብ ትሕቲ ሉኣላዊት ሃገር ኮይኑ ኢዩ ዝኽበር ስለዚ ኩሉ ጊዜ ንሉኡላዊት ሃገር ዝኾነት ባንዴራ መግለጺ ባንዴራ ግቡእ ኢዩ ንስኻ ግን ትምካሓሉን ትኣምነሉ ሃገረ ስለ ዘይብልካ ዝገርም ኣይኮነን በጃኻ ኣፍካ ሓዝ ክብሪ ሃገር የብልካ ኢኻ እምነትካ እውን ታይ ሙኻኑ እንዲዒ በጃኻ እቲ ኣርማ ክርስቶስ ንዝግቦኦ ኣረክቦ

  • @habtommeresie2170
    @habtommeresie21707 ай бұрын

    ኣቦይ ቀሺ ባሻ ደስታን ሃይለ ኣረፋይነን እንተ ሰሚዖሙኩም ጠፊእኩም ኣኪሉኩም!

  • @keshimarkosdebas9872

    @keshimarkosdebas9872

    7 ай бұрын

    ኣይውዕልዎን

  • @user-nr7ev1ow6e

    @user-nr7ev1ow6e

    7 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat89127 ай бұрын

    Amen kale hiwet yesmaelna 🙏

  • @baburasmara6312
    @baburasmara63127 ай бұрын

    ናይ በሐቄ መᎃህር thank you 🎉።

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse10687 ай бұрын

    🙏🙏🙏✅✅✅✅✅

  • @weghta3315
    @weghta33157 ай бұрын

    You are right kibur Abona so very saddddd kle Hewit yesmalna Amen 🙏Amen 💕Amen 💕🙏Amen 🙏Amen 🙏

  • @tesfhans7
    @tesfhans77 ай бұрын

    Matthew 9 ማቴዎስ 37: ሽዑ ንደቀ መዛሙርቱ፡ እቲ እኽሊ ብዙሕ እዩ፡ ዓየይቲ ግና ሒደት እዮም። 38: ስለዚ ነቲ ጐይታ እኽሊ ንእኽሉ ዓየይቲ ኺልእከሉ ለምንዎ፡ በሎም።

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego48027 ай бұрын

    🕊🕊🕊🕊🕊

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian37847 ай бұрын

    Abtanexlas hakikum memher.

  • @tesfomiyob382
    @tesfomiyob3827 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @weghta3315
    @weghta33157 ай бұрын

    Thank you so very much

  • @almazberhane4968
    @almazberhane49687 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mikeyemane6553
    @mikeyemane65537 ай бұрын

    Anta tigrawy hasewe Kashe entay yetweka nay tigrayka gebare gahafe Yehuda eka Neska Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 ne Erterawyn 💪💪💪💪

  • @mikihabitegergsh1166
    @mikihabitegergsh11666 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ከምዚ ከማካ ጥዑያት ሰባት ጉዶም ቀሊዑ ዘውጽኦም እንተረኪብና ጥራይ ኢና ናብቲ ቅኑዕ መገዲ ክንምለስ ንኽል በሎም ሃይሶም ጥራይ ግዶም ሲ ክወጽእ ኣለዎ ምኽንያቱ እንተ ዘይ ወጹ ድኮነ ሰብ ክርኦ ዝኽእል የለን ህዝቢ እንተ ሪኡዎ ጥራይ ኢዩ ዓገብ ክብል ዝኽል ኪሉ ነገር ኣውጽኣዮ መታን ክንፈልጦ ?

  • @heidshop4103
    @heidshop41037 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @rahelhabtugebreger7704
    @rahelhabtugebreger77047 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢😢

  • @habteabtedla5967
    @habteabtedla59677 ай бұрын

    Edime yihabkum about keshi

  • @user-sb1kt5rt7r
    @user-sb1kt5rt7r7 ай бұрын

    ብግዝበሄር አፈኻ ትለጎም አሰላማይ

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay98057 ай бұрын

    ትክክል👍👍👍👍👍👍

  • @user-tz2xh3qm7z
    @user-tz2xh3qm7z7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-sm8ox8nh5y
    @user-sm8ox8nh5y7 ай бұрын

    ✅✅✅✅

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan39707 ай бұрын

    ብመሠረቱን ብትኽክለኛ ናይ ሃይማኖት እምነት; ቀሺ ማርቆስ ሓቆም እዮም ባንዴራ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ኣብቲ ካንሸሎ ናይቲ ቤተ ክርስቲያን ክትስቀል ይኽእል ይኸውን እዩ:ባንዴራ ንታቦትን መስቀልን መሪሑ ክጎዓዝ ግና ትኽክል ኣይመስለናን::

  • @user-hc4ss4zr1v
    @user-hc4ss4zr1v7 ай бұрын

    አብ ናይ ቤተክርስቲያን በዓል ፖለቲካዊ መራህቲ መድረክ ሂብካ ሀለውለው ቤተክርስቲያን ትግራይ ዘህፍር ተግባር እዮም ፈፂሞም ከም ተጋሩ ሀፊርና ብለቂ እግዚአብሔር ነዞም ጉዳም ጨካን አጨፍጨፍቲ መራህቲ የልግሰልና ወያነን ሻዓብያን ። ቆብዕ ዝተከደኑ መብዛህትኦም ናይ ህወሀት ልኡክ ካድሬ እዮም። ህወሀት ሻዓቢያ የልግሰልና እዋይ ህዝብና መከርኡ መዓስ እዩ ዝውዳዕ😢

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife70736 ай бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-eq3up7qy8k
    @user-eq3up7qy8k7 ай бұрын

    እወ ብዘዕባ መራህቲ ሓቅኹም።

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy42197 ай бұрын

    Enqae dehan mexaekum abona 😊💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @tsegaygebremedhin2233
    @tsegaygebremedhin22337 ай бұрын

    O goyta Egzaibhier amlka aglgltka nata kidsti bietka zikun Lakiii.

  • @elizabethamene323
    @elizabethamene3237 ай бұрын

    አሜን

  • @hayelekidane2069
    @hayelekidane20696 ай бұрын

    Egziabher ykre ybelena ember shbetu asekafi eu .entay da menxter gerom ke kabzi kulu seb nsatom fuluyat menxter gerom there is some thing hide.

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian37847 ай бұрын

    Wala etidbab ewin bandera eyu zmesil zelo dibab egzabher.

  • @tttfff4025
    @tttfff40257 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @tigestlemlem1531
    @tigestlemlem15317 ай бұрын

    Painful to see Axum Tsion a politician propaganda stage.

  • @TixR-st8ei

    @TixR-st8ei

    7 ай бұрын

    If you are honest, you need to oppose all.

  • @queengamerplaz7904
    @queengamerplaz79047 ай бұрын

    Tebak keshi ekum bhaki n Amlak ember n seb zeyferh elekum aleku

  • @queengamerplaz7904
    @queengamerplaz79047 ай бұрын

    Kbret yhabkum edme yhabkum ktmhruna

  • @habteabtedla5967
    @habteabtedla59677 ай бұрын

    Nay shiwa orthodox ( mahbere kudusan )

  • @weghta3315
    @weghta33157 ай бұрын

    This is wrong 😭😭💔😭💔😭

  • @weghta3315
    @weghta33157 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭

  • @minnina6985
    @minnina69857 ай бұрын

    እስቲ የሚሰማ ቢገኝ

  • @hiwanmegos5114
    @hiwanmegos51147 ай бұрын

    Men tezarbyka bzaeba hagerna tzareb

  • @user-qs8fh6ux1r
    @user-qs8fh6ux1r7 ай бұрын

    ባንዴራ ፀገም የብሉን መለለይ ዓዲ እዩ ስቅ ኢልካ ዓጀውጀው አይትበል ናይ ግብፂ ግሪክ ሩስያ ኩሉ ይገብራ እየን ቱሪስት ብታባንዴራ ሪኦም እታ ዓዲ አበይ ምኻኑ ይሪኡ ይመፁ ዝነበረን ዘሎን እዩ ምንም ዘሕፍር አይኮነን

  • @keshimarkosdebas9872

    @keshimarkosdebas9872

    7 ай бұрын

    ሓወይ ካብ ፅላለን ዘይንቡርን ከይወፃእኻ ስለ ቤተ ክርስትያን ኣይርድኣካን እዩ እሞ ክሳብ ሰብ ትኸውን ኣይትታሃወኽ

  • @brhanehagos1405
    @brhanehagos14057 ай бұрын

    ትግራይ ጽጋማ ኣይተወደኤን ጋና። ምስ ጳፓሳት ተሰሪዖም ወተሃደራት ዓገብ ዝብል ሰብ የለን ዘገርም ።

  • @user-ms5cp1xk7w

    @user-ms5cp1xk7w

    7 ай бұрын

    💔💔💔💔

  • @laylaal7008
    @laylaal70087 ай бұрын

    ናይ ቅድም እዩ አብ አክሱም

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s7 ай бұрын

    Nay. Betekrstnay. Arma. Meskel. Eyu

  • @hiwanmegos5114
    @hiwanmegos51147 ай бұрын

    Nay behaqika dika ezzy kulu bzaeba ertirea orthodox ktiyzarebs men eyu afqidilka subaea atika hatitkado darga nab 7 ametat kedka aleka kitiqild kabaka nihna meimenan niqidmeka bbslet akburot haymanot ni nebsika trah akbra ni hagernan nibanderanan baelatina alenayo kndeyke eka tdeffrrrrrrrrrr

  • @habteabtedla5967
    @habteabtedla59677 ай бұрын

    Ezom kidmit zelewu himeret zibehalu nay higdef yikonu

  • @yoditsahle2046

    @yoditsahle2046

    7 ай бұрын

    ሕግደፍ ጎይታኻዮም ነዚ እመን መጀመሪያ ከም ሰብ ክትስራዕ

  • @habteabtedla5967

    @habteabtedla5967

    7 ай бұрын

    @@yoditsahle2046 ane shermuta aykonkun slezi goytotey kikonu aykielun. Goytay Yesus iyu away seb.

Келесі