ካብ ኣሜሪካ ተጋዳሊት ክሙርዖ ዝመጸ ድያስፖራ መስሓቂ ድራማ ኣብ ሰራዊት ትግራይ( TDF)

Пікірлер: 4

  • @lovetigray7773
    @lovetigray777311 ай бұрын

    ኣዋይ ተጋሩዋይ❤❤❤ ምሃሪት ድራማ ወዮ ድያስፖራ ንሕናዉን ተቃሊስና ክብሪ ይግበአና ንዝበልና ይርአይዋ ታመከራ ሰለማዊ ሰልፊ ወፂእኻ መሊስካ ድሕሪ ስዓታት ናብ ሞቻ ገዛኻ ተመሊስካ በጥ ኢልኻ ምድቃስ😢 ማዕረ ምስ ተጋደልቲ ዝከዉን ግን ዋላ ሓደ የለን❤❤ሰለዚ ጀጋኑና ዝወዳደሮም የለን😢ከብርን ምስጋናን ንእንኮ ሂወትኩም ከይሰሳዕኩም ንዝትዋደቅኹምልና ይኩነለይ❤❤❤❤❤

  • @WushateGezanaMedia19

    @WushateGezanaMedia19

    11 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie Жыл бұрын

    😂😂😂😂❤❤❤

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie Жыл бұрын

    😂😂😂😂❤❤

Келесі