ሃንደበት ዝቐሃመ ተስፋ ሃገር ግን ድማ ፃዕራም መንእሰይ

✅ ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
✅ መንእሰይ ገ/መድህን ተስፋይ ብስፖርቲ ኣትሌቲክስ ሽም ሃገሩ አብ መድረኽ ዓለም ንኸፀውዕ ተስፋ ገይሩ ኣብ ዝንቀሳቀሰሉ እዋን ብሃንደበት ኣካሉ ለሚሱ።
✅ ሙሉ ገ/መድህን እውን ኣብ ሓይሊ መብራህቲ እናሰርሐ እናሃለወ ብሃንደበት ፖል ኤሌክትሪክ ወዲቑዎ ኣብ ዓራት ካብ ዝውዕል ፀኒሑ።
✅ ካብ ሃንደበታዊ ሓደጋ ኣምላኽ ይሓሊኹም።

Пікірлер: 81

  • @user-wt7fn6qb2z
    @user-wt7fn6qb2z3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የወርደልካ ክቡር ሓቡር ሓውና ገብርቲ ፀቡቅ እግዚአብሔር ኣብዚሑ ያሃብኩም

  • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
    @Yonas_Wedi_Humera_Tigray3 жыл бұрын

    እንቃዕ ኣብጸሐኹም ናብ ቅዱስ ዮውሃንስ ህዝብ ክርስቲያን ርሑስ ኣውዳኣመት ይግብረልና ፈጣሪ🌻🌻🌼🌼❤🤲🏿

  • @maysondavis2827

    @maysondavis2827

    3 жыл бұрын

    i guess Im asking randomly but does anybody know a method to log back into an instagram account..? I was dumb forgot the account password. I would love any tips you can give me.

  • @mebrimekisen5676
    @mebrimekisen56763 жыл бұрын

    ናይ ገረመዲሂን. ስልኪ እባ ተሓባበሩኒ 👏

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    3 жыл бұрын

    0908815530 ገ/መድህን

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s3 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍ አሕዋተይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኬም መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንካዕ ካኣ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ህዝበ ክርስትያን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና

  • @user-jm4rc6bw4b
    @user-jm4rc6bw4b3 жыл бұрын

    ኣፍፍ ኣምላክ ምሕረት የዉርድልኩም

  • @haftshrashford5016
    @haftshrashford50163 жыл бұрын

    ፈጣሪ ንሑሙማን ምህረት የውርደልኩም መምህር ሙሉ ደማ ኣብዝከድካዮ ለምለም ርገፅ ፈጣሪ ናይድካምካ ይክፈልካ

  • @yfjguffuighfug3020
    @yfjguffuighfug30202 жыл бұрын

    ሓወይ ወድነይ ፈጣሪ ዝሰኣኖ የለን ሞ ምሕረት የውርደልካ

  • @user-un8lg8ms6o
    @user-un8lg8ms6o3 жыл бұрын

    በስመ ኣብ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ኣየ ዓለም ንገሊኡ ፀልማት ንገሊኡ ብርሃን ኡፍፍፍፍ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም

  • @saba_Gal_Maykadra_Tigray
    @saba_Gal_Maykadra_Tigray3 жыл бұрын

    ብሩኽ ኣውዳኣመት ንኩለኹም ኣመንቲ ክርስቲያን

  • @user-wt7fn6qb2z
    @user-wt7fn6qb2z3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የወርደልካ ሙሉ ሓውና እና ገብረ መዲሂን ኣሕዋተይ እቲ ክሉ ዝካኣሎ ኣምላክ ክምሕረኩም እዩ ኣይዘኩም

  • @aziebtekle2165
    @aziebtekle21653 жыл бұрын

    ኣምላክ ምሕርት የዉርድ ወገናተይ

  • @gtgttg407
    @gtgttg4073 жыл бұрын

    ማዓራተይ ምሕረት የውረደልኩሙ

  • @user-jm4rc6bw4b
    @user-jm4rc6bw4b3 жыл бұрын

    ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @lave9644
    @lave96443 жыл бұрын

    ኣምላክ ምሕረቱ ይላከልኩም

  • @user-fj1ry9lc7s
    @user-fj1ry9lc7s3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ ሓውኹም ናብ ስራሕኩም እትወፍርሉ ሰዓት ቀረባ እዋን ይግበረልኩም አሜን መምህር ሙሉ አነስ ቃላት የብለይ ነአኳ ከመስግን ዝከድኳዮ ኩሉ ፀዕዳ ይፅናሕኳ አብ ሂወትኳ ሓጎስ ደስታ ራህዋ ቅሳነት ኩሉ ዝመለአ ናብራ ይግበረልኳ ፈጣሪ

  • @user-il1qc3sc4u
    @user-il1qc3sc4u3 жыл бұрын

    ኡፍፍ ከም ሎምስ ኣይረኣኩን ዋይ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ

  • @lave9644
    @lave96443 жыл бұрын

    ዋይ ሃወይ ኣምላክ ምሕረቱ ይለኣከልካ ሙልየ ኣምላክ ይባርክካ

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d3 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍፍ በጣዓሚ ይሕዝን ጌታ ሆይ ምሕረት ላአከሎም መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh3 жыл бұрын

    ምሕረት የውርደልኩም ማዓራተይ። 🤲🤲🤲 ሙሉዋይ ተባረኽ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ድማ። 🌾💐🌾💐🌾💐🌾💐💐💐🌾💐🌾🌾💐

  • @user-dv8fw2jb9i
    @user-dv8fw2jb9i3 жыл бұрын

    መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንአሕዋትና እውን ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም ኣምላክ ንዋህብቲ እውን አብዝሑ ይሃቦም ኣምላክ

  • @bdwsw533
    @bdwsw5333 жыл бұрын

    ምሕረት ይውረደልኩም

  • @museimusei3952
    @museimusei39523 жыл бұрын

    ምሕረተ የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ መድህኒኣለመ

  • @yirgariesom8340
    @yirgariesom83403 жыл бұрын

    My God blessed you teacher mulu

  • @brhananatey2780
    @brhananatey27803 жыл бұрын

    Eway ahwatey mearey egzabhir amlak mehretu yleakelkum uffffff kebid eyu etom tebetatiku zelekum egzabhir amlak ab ade werqu yexhafelkum Melu hawna dma kulu gize eme amlak xlala texlelka 🙏🇪🇷

  • @user-wb2qj4vv2o
    @user-wb2qj4vv2o3 жыл бұрын

    እህህህህ ኣየ ዕድል የሕዋተይ ኣብየት ኣብየት እግዝግዮ ምሓረና ኩሩስቶስ ምሕካም ተሪፉዎምስ ገንዘብካ መንዚዖም ከይዶም ኣብየት ክንደይ ኣነዋሪ ኢካ ትርኢ ኣየ 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭 እዋይ እወ የሕዋተይ ልዑል እግዛብሄር እዩ ምሓራይ እሞ ጸሎትን ማጨሎትን እውን እቲ ዝዓበየ እዩ እሞ ኣጆኩም ኩቡር ሓውና መምህር ሙልእ እውን ጸግኡ የብዝሓልካ ንዓኹም ክኣ ምሕረት የውርደልኩም 😢😢😢😢😢🤔🤔🤔

  • @selammajor3259
    @selammajor32593 жыл бұрын

    ewy medinalem aboy mhret yewrdelka fetari

  • @user-jw7vn6mn5t
    @user-jw7vn6mn5t3 жыл бұрын

    መሕረተ የውርደልካ ሓወይ መድህኒኣለም

  • @conjuconju3439
    @conjuconju34393 жыл бұрын

    እቲ ምምሕዳር ብጣዕ ዝጨነወ ምዃኑ እዩ ዘርእየካ ጎረባብቱ እውንተኾኑ ንምንታይ ክሳብ ሎሚ ሱቅ ኢሎም ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ

  • @user-jn7sj3jb4d
    @user-jn7sj3jb4d3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ የሕዝን ቤት ፍርዲ ዓድና😢😢😢

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr3 жыл бұрын

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም

  • @meazaabraha7194
    @meazaabraha71943 жыл бұрын

    ተባረክ ተባረክ

  • @naxnetkidane288
    @naxnetkidane2883 жыл бұрын

    Mulu hawey egziabihier newih edmen tenan yhabka naana metan ktemena

  • @zem1988
    @zem19883 жыл бұрын

    ፍትሓዊ ሰብ መምህር ፣

  • @fgdf3277
    @fgdf32773 жыл бұрын

    ዋይ ኣነ ኣሕሕሕሕ😢😢😢😢😢

  • @user-cq2xj8fe2z
    @user-cq2xj8fe2z3 жыл бұрын

    እፍፍፍ ክንደይ ኢካ ትሪእ መምህረይ እፍ እውይ ኣሕዋተይ ፈጣሪ ምሕረት ይኣዝዘልኩም ላብ ንብርኩም ትምለሱ ይግበረልኩም ፈጣሪ ኣይስኣኖን ውኣይ ባዕሉ ምሕረቱ ይኣዝዘልኩ መምህረይ ዕደመይ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዞም ኣብ ስደት ኮይኖም ዝልኡክውን ኤሪትራውያን ኣሕዋትና ተጋሩ ኣሕዋትና ፈጣሪ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩ ፈጣሪ ይወስከልኩም ናትኩም ትገብርዎ ዘለኩም ክንገልጾ ኣንክእሊ ውኣይ ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩም ዝዓበየ ምስግና ናዓኪም ኣሕዋተይ🙏⛪🙏🕌🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kahsayngus5978
    @kahsayngus59783 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ምሕረቱ የሃቦ ምስክናይ

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x3 жыл бұрын

    አፈፈፈፈ አሕዋትይ እግዚኦ ማሕረን ክርስቶስ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ያውርደለኩም

  • @miyerigaltgray8774
    @miyerigaltgray87743 жыл бұрын

    Efffff hwateyy mhret yewurdelkum 😢😢😢😢😢

  • @ksanetgebremedhn4667
    @ksanetgebremedhn46673 жыл бұрын

    Egziabhier mhret yewrd

  • @Robielm
    @Robielm3 жыл бұрын

    ኣብ ሂወተይ ልበይ ዝተንከፈኒ ሓወይ እግዚኣብሔር ናይ ንጉሳት ንጉስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልካ።😭😭😭

  • @frefer7772
    @frefer77723 жыл бұрын

    🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 መልካም 🌻🌻️ 🌻🌻 አዲስ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay59313 жыл бұрын

    መምህር ሙሉእ ሓግዙልና ሰበስልጣን ትግራይ

  • @tuutttet1854
    @tuutttet18543 жыл бұрын

    ምሕረት ይውረደለኩም አሕዎተይ ማዓረይ

  • @user-gt1dl9jp9z
    @user-gt1dl9jp9z3 жыл бұрын

    ዋይ ኡፍፍፍ ኣሕዋተይ ማዓረይ ምሕረት የዉረደልኩም 😭

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay59313 жыл бұрын

    እግዚኣቢሄር ይምሓርኩም ወገናተይ

  • @bete_sayda_media
    @bete_sayda_media3 жыл бұрын

    ዘመንበረ ፅዮን ትግርኛ መንፈሳዊ ቻናል

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub3 жыл бұрын

    Hayalu Egziabher Amlak mhretu ylakelkum ahwatey 😢😢🙏

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot3 жыл бұрын

    O amlake mhrtka laklom

  • @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray
    @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray3 жыл бұрын

    Rhus awdamet ygberelka bro 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼2013🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼

  • @samraselam1206
    @samraselam12063 жыл бұрын

    God bless you Brother 🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay59313 жыл бұрын

    መምህር ሙሉእ ብሩኽ

  • @okbazgiherhaile8174
    @okbazgiherhaile81743 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን! ብዙሕ ኢዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት ኢሉ ደሪፉ ክቡር ስነጥበባዊ ነ/ሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ። ኣቱም ሰባት፡ ገለ ሰብ መሊኡ ዝፈስስ ዘለዎ ተረፉ ክጉሕፎ ክትርኢ ከለኻ ገለ ከኣ ወላ ነቲ ዝጉሓፍ ውን ዘይረኽቦ ክትርኢ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን። ወዲ ሰብ ብ ሕልና ኢዩ ዝነብር። እዞም ትማሊ ዝጎዩ ዝነበሩ ሎሚ ብርኮም ጠሊምዎም ዓዲ ዉዕል ኮይኖም ዘለዉ ኣሕዋትና ውን እኮ፡ ከምዚ ክገጥሞም ይሓስቡ ኣይነበሩን። so, ንዓና ውን እንተኾነ፡ ጽባሕ እንታይ ከም ዝረኽበና ኣይንፈልጥን ኢና እሞ፡ ኣሕዋት ኣሓት ንዝተጸገሙ ሰባት ዓቅምኻ ምብርካት፡ ናይ ሕልና ዕጋበት ኢዩ። ክቡር ሓው መ/ም ሙሉ ከኣ ስለቲ ዘይ ሕለል ጻዕርኻ፡ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ኮይኑ፡ ንዓኻ ከኣ ካብ ልቢ ነመስግነካ።

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x3 жыл бұрын

    አንካዕ አብፀሐኩም ኢትዮጵያዊያን ኤርትራዊያን አሕዋትይ

  • @konjokonjo8565
    @konjokonjo85653 жыл бұрын

    slamica ybizah milu hawina

  • @awetgirmay1312
    @awetgirmay13123 жыл бұрын

    Memhr mlue kalat seinalka naka zkewn bel Egziabher aezizu ybarka::

  • @user-bs8db6iu6j
    @user-bs8db6iu6j3 жыл бұрын

    ❤❤💔

  • @mleatdestadesta7993
    @mleatdestadesta79933 жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-ip7us7gt3l
    @user-ip7us7gt3l3 жыл бұрын

    😭😭😭😭😭እፍፍፍፍፍፍፍፍ የሕዝን😭😭😭

  • @makdasadonya7290
    @makdasadonya72903 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ

  • @bbdvdwbdb7060
    @bbdvdwbdb70603 жыл бұрын

    👍❤👍❤👍❤👍❤ 🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 መልካም 🌻🌻️ 🌻🌻 አዲስ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊

  • @tsegahailay4717
    @tsegahailay47173 жыл бұрын

    😭😭😭

  • @temesgen1378
    @temesgen13783 жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @frefer7772
    @frefer77723 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍፍ ብሰመ ኣብ

  • @lmlmhou2187
    @lmlmhou21873 жыл бұрын

    Ewey hawey mulue mihret yewerdelka hawey natey enkae abethkum ruhs beale keduse yewahanes yigeberlina

  • @Betelhem153
    @Betelhem1533 жыл бұрын

    Lbeyn rAseyn tetekife

  • @wedasekidane7348
    @wedasekidane73483 жыл бұрын

    M moo moo on

  • @luwamtesfaslasie2809
    @luwamtesfaslasie28092 жыл бұрын

    Memhr mulu ka ajoka amlak msaka ykun

  • @merhawitembaye7473
    @merhawitembaye74733 жыл бұрын

    Mulu 🙏🙏🙏🙏🙏💚💚💚💚💚💚🙏🙏❤️❤️🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💕💕💕💕💕

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay59313 жыл бұрын

    መምህር ሙሉእ ከም ክርስቶስ ፍቅሪ ሂቡ ወንጌል እግዚኣቢሄር ኣብ ግብሪ ዘውዕል ዘሎ ፍሉይ ትግራዋይ እዩ ህዝብን መንግስትን ካኣ ክሕግዙዎ ንላቦው

  • @tesgeg6055
    @tesgeg60553 жыл бұрын

    አበይ ከባቢ እዩ ናይገረመድህን ሰልኩ

  • @tesgeg6055

    @tesgeg6055

    3 жыл бұрын

    ሰልኩ ላአኩልና ሙሉየ ሓውና

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    3 жыл бұрын

    ቅድሚ ሐዚ ኣብ ዝሓለፈ ቪድዮ ኣሎ እዩ። ወይ ድማ እንድሕር ዝ ጥዕም ናብ ሙሉ ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

  • @alganeshteklu6765

    @alganeshteklu6765

    3 жыл бұрын

    Tesge G 090881550 ገ/መድህን እያ

  • @alganeshteklu6765

    @alganeshteklu6765

    3 жыл бұрын

    መ/ህ ሙሉ ነቲ ሰናይ ተግባራትካ ብጣዕሚ እዩ ዘመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርኽኻ ይጽናዕ ውልድካ ይዓምብቡ ዝትባረኹም ስድራቤት :: ርሑስ ሐድሽ ዓመት ይግበርልኹም 🙏🙏🙏

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    3 жыл бұрын

    ናይ ገ/መድሂን ቴሌፎን 0025190881550 እዩ።

Келесі