ካብ ኣምላኽ ኣይትህደም

Ойын-сауық

ኣዳላዊ፡ ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር

Пікірлер: 231

  • @zaidteklay797
    @zaidteklay7973 жыл бұрын

    ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ ኣነ ድኽምቲ ሓብትኹም ከምቲ ሓደ ነብሲ ቅትለት እንዳፈተነ ሃንደበት እዝኣብሂር ሰብ ልኢኹ ካብ ሞት ዘድሕኖ::ኣነ ውን ሎሚ ኣምላኽ በዛ ትምህርቲ ጌሩ ካብ ክፉእ ሓሳብን ተግባርን ከምዝድሕን ጌሩኒ እዩ ሞ ምስጋና ይኹና::በዚ ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ተዋሂቡኒ ዘሎ ናይ ተስፋ መንፈስ ክቕጽል ጸሎትኩም ኣይፈለየኒ::

  • @bahlbisbhatu2368

    @bahlbisbhatu2368

    3 жыл бұрын

    ኣምላክ ምሳኺ ይኩን ዝሓፍተይ

  • @zaidteklay797

    @zaidteklay797

    3 жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @meadishow3855

    @meadishow3855

    3 жыл бұрын

    ጸሎት ቅዱሳን ክብርቲ ሓፍትና ኣጆኺ ፣ ኣምላኽ ከኣ ምሳኺ ይኹን ።

  • @zaidteklay797

    @zaidteklay797

    3 жыл бұрын

    ኣሜን🙏ጽቡቕ ልምዲ ንሂወት የጥዕያ ከምዝበሃል:ብኡነት ዋላ ኣብእንደኽመሉ እዋን:ስለዝለመድናዮ መዝሙር ድዩ ስብከት ሃሰስ ኢልና ምስማዕና ኣይጽላእንዩ: ምኽንያቱ ምስ ሰማዕናዮ ስለ ዘነቓቕሓናን ናብቲ ጥዑም ናይ መንፈሳዊ ዕብየት ስምዒትናን ድልየትናን ስለዝመልሰና::ልክዕ ከምቲ ወተሃደር ዕጥቁ ዘይፈሊ ንሕና ድማ ቃል ኣምላኽ ምስማዕን ምንባብን ኣይነቃርጽ::

  • @fioryhebte8788

    @fioryhebte8788

    Жыл бұрын

    Egzabher yemsgen, haftey mirey , xolote kudsani ayfeleyki.

  • @user-kv3jg8fz5p
    @user-kv3jg8fz5p2 жыл бұрын

    ኦ'ጎይታ ሓደ ከምፓፓ ሺኖዳ ንህዝቡ ዘፍቅር ዝምዕድ ተባዕ ምሁር ተዛራቢ ትግርንኛ ዝኾነ ኣቦ ኦርቶዶክስ ኣተንሳኣልና 🙏 ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዛሓልኩም ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር!

  • @user-mm8di8gn7l
    @user-mm8di8gn7l2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ብቃንቃና ክንማሃር ናብ ትግርኛ ተርጊምኩም ዘቅረብኩምልና ፀጋ እግዚብሔር ይሕደርሜኩ

  • @user-nc5fe9jn9q

    @user-nc5fe9jn9q

    6 ай бұрын

    Amen nay behaqi

  • @fishayemisghna5191
    @fishayemisghna51913 жыл бұрын

    ዝኸበርካ ኩቡር ሓው ናይዚ መደብ አዳላዊ (አዳለውቲ)አምላኽ ይባርኩም። እዚ ስራሕ ቀሊል ደይምኻኑ ይርደአኒ ፣ክንድምንታይ ብሃረርታ ንጽበየኩም ምኻና ተኽእሎታት እንተሎ ሰሙናዊ ንጽበየኩም።

  • @yonasberhane4323

    @yonasberhane4323

    3 жыл бұрын

    Xbuq hasab eyu amlak xegiu yebzhalkum pls qexlwo

  • @user-ef6yx9cn4x
    @user-ef6yx9cn4x3 жыл бұрын

    ተመስገም ኣምላከይ ነዚ ትምህርቲ እዚ ክሰምዕ ናብዚ ሰዓት እዚ ዛብቅዓኻኒ።

  • @teshemetewelde8072

    @teshemetewelde8072

    3 жыл бұрын

    ተመስገን አምላክና ነዚ ትምህርቲ እዚ ክሰምዕና ናአብዛ ሰዓተ እዚ ዛብቅዓኻኒ አሜን አሜን አሜን

  • @user-ef6yx9cn4x

    @user-ef6yx9cn4x

    3 жыл бұрын

    ፀሎቶም ኣይፈለየና ዝሓወይይይይ ብናይ ኣቡነ ሺኖዳ ትምህርቲ ሂወተይ ቀይረ እየ

  • @freedomoferitrea9001

    @freedomoferitrea9001

    3 жыл бұрын

    @@user-ef6yx9cn4x ብሓቂ ሂወት ዝቅይር ትምህርቲ ኢይዩ ዘለዎም ነቶም ዝትርጉሙልና ዘለዉ ካ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃቦም

  • @dehabashmelash6073
    @dehabashmelash60733 жыл бұрын

    ትምህርት ናይ ፖፕ ሽኖዳ ተስፋ ዘውህብ አዩ አግዛብሄር ይመስገን

  • @zaidteklay797
    @zaidteklay7973 жыл бұрын

    ፍቁር ብጹእ ኣቡነ ሽኖዳ❤️ብሓቂ ጥዑም ንተስፋ ዝቖረጸ ሰብ ተስፋ ዝህብ ሂወት ዝዘርእ ትምህርቲ::ብጸለቶም ይርደኣና ኣምላኽ::ነዓኹም ነቶም ትትርጉሙ ድማ ገልግሎትኩም ይባርኽ:ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም::

  • @user-nc5fe9jn9q

    @user-nc5fe9jn9q

    6 ай бұрын

    Amen

  • @meronkibrom2523
    @meronkibrom25233 жыл бұрын

    የሕዋተየ ልብና ኣይንትርሮ፡ ኣምላክ ይኩሕኩሓና አዩ ዘሎ አሞ ማዕጾ ልብና ነርህወሉ፡ መታን ኣብ ግዜ ሓጢያትና ከርሕወና ናይ ዘላለም ሂወት ክህበና። ኣምላክ ምሳና አዩ ዘሎ ነስተውዕል አንተሎና፡ ንመንፈስና ነፍቕራ ልክዕ ከም መንፈስ ብጻይና፡ መታን ጽባሕ ንግሆ ከይረፍደና። ኣምላክ ምስትዉዓሉ፡ ጥበቡ ይዓድለና! ኣሜን! ፈጣሪና ኩሉ አዩ ዝከኣሎ። የፍቕረኩም አየ💕. ፍቅሪ ኣምላክ ምስ ኩላትና ህዚቢ ይኩን።✝💟☮

  • @meadishow3855

    @meadishow3855

    3 жыл бұрын

    ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @user-sq7ue8le8b
    @user-sq7ue8le8b3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት ይስምዑልን እሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ፀጋ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅር ድንግል ማርያም እይፍለይን እባን ዕድሜና ጥዕና ይሀብሉን ፤እሜንንንንንንንንንንንንንንንንንን

  • @tgraweyt
    @tgraweyt11 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ክብር ኣቦና 👏♥️እግዚኣብሄር ይክበር ይመስገን

  • @danielniguse5321
    @danielniguse53212 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏 🙏 🙏 ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኣቦና ጸግኡ የብዝሐልኩም። ✝️ ⛪️ ✝️

  • @user-qk1zk6vw8z
    @user-qk1zk6vw8z2 ай бұрын

    ❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና ሽኖዳ በረከቶም ይሕደረና ነዚ ቃል እግዛቢሄር ብቃንቃ ትገርኛ ኣተርጚምኩም ዘስማዕኩሙና ቤት ፍቅሪ እግዝኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ናይብሓቂ ተስፋ ዝዉህብ ቃል ቀጽልዎ

  • @samuelisaac5050
    @samuelisaac50503 жыл бұрын

    may God bless all eritrean orthodox,our brothers and sisters in Christ.with love from Egypt

  • @degengere4885
    @degengere48853 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና፡ብጣዕሚ ኢና ነመስግን

  • @user-bx5tq5sr1g
    @user-bx5tq5sr1g2 жыл бұрын

    _ናይ ብሓቂ ኣቦዋይ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ_

  • @mooabo9545
    @mooabo9545 Жыл бұрын

    ብሓቂ ኣቦና💚💚💚💟የክበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @weletekidanknweletkidanse2342
    @weletekidanknweletkidanse23423 жыл бұрын

    Abet kalat yebley nezi tergumka tekrib zeleka sebsi kemey egzabiher wala hanti keyegudele bisemayn midrin ybarka hawey mearey❤️❤️❤️❤️

  • @Welldoing1980
    @Welldoing1980 Жыл бұрын

    ኣሰይ ቃል እግዚኣብሄር ኣምላኽናስ ክንደይ ክጥዕም ዩ። ክርስትያን ክቡር። ኣቤት ክጥዕም ቃል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትና ንዘልኣለም ይመስገን።

  • @tvfreedomofspeech9358
    @tvfreedomofspeech93583 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ብጹእ ኣቦና ፡ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኩም, ካብ ምዓርን ጸባን ዝጥዕም ቃል ኣምላክ ስለ ዝምሃርኩሙና ✝️።

  • @amanyobel7761
    @amanyobel77613 жыл бұрын

    Sey sey elelelellelelel nisika kem zytigedifeni qal eteweley goyta ...ane dae buzuh gize endiye telime...xega egizabihear misana yikun amen amen amen...

  • @robelmtrd
    @robelmtrd Жыл бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam2503 жыл бұрын

    ኣቤት ክጥዕም ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ኣምላክ ናስ የስምዐና ኣሎ ኣምላክ ይመስገን ተዓዊቶም ነዚ ትምህርቲ ህዞም ዝዓበዮ በጃኩም ብሃንቀውታ ንጽበ ክትውስክልና🙏⛪

  • @user-xi5iw7mr4c
    @user-xi5iw7mr4c2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማዓልን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meseretyoutub2030
    @meseretyoutub203014 күн бұрын

    Yekenelna kal abona shenoda tergimkum zemxakmulna…betami ab hiwety zeqeyereni..Goytanan Medhaninan eyesus korostos emesgen..ab shegren xebeban xelewu ka xegeu yebzhalom…Amen(3)

  • @user-ts8vn3ub4g
    @user-ts8vn3ub4g3 жыл бұрын

    ኣቦና ዕድሜን ጥዕና ይሃብኩም ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @yohannesmedhane9034

    @yohannesmedhane9034

    3 жыл бұрын

    Kab zmotu 11 amet koynu hawey bxelotom yzekuruna dea.

  • @user-ur5ub1ee3h

    @user-ur5ub1ee3h

    3 жыл бұрын

    @@yohannesmedhane9034 2006 eyom aerfem abona gen " qudusan abtatna adettna aerfom da Ember meytom aybhalen eu

  • @SamitusamituSamboy

    @SamitusamituSamboy

    3 жыл бұрын

    Qale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏

  • @trhasmeharihagos9666

    @trhasmeharihagos9666

    3 жыл бұрын

    ንዓኩም ዝሃበና ኣምላክ ቅዱሳን እግዚኣቢሄር ዝተመስገነ የኩን።እንቋዕ ናትና ኮንኩም።ሰሚዕና ንምትግባር የብቃዓና።ኣነስ እንቋዕ ክርስትያን ኮንኩ።

  • @user-lu4bl7lt9t
    @user-lu4bl7lt9t3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና. እቱ ዝሰመኣናዮ ንክንትግብር ልቢ ይሃበና

  • @regatfusuhu7713
    @regatfusuhu77132 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ እግዚአብሔር የሰመዐልና

  • @user-wt7fn6qb2z
    @user-wt7fn6qb2z2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @brhanearegawi1606
    @brhanearegawi1606 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት ያስምዓና ክቡራት ኣቦታትና ናብ ትግርኛ ተርጉምኩም ዘቅረብኩምንልና የቀንየልና(ኣሜን(3)።

  • @ablelablel3240
    @ablelablel32403 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰሚዕኻ ዘይምኖ ቃል ኣምላኽ ዋላ ሚልዮን ጊዜ ደጊምኻ ዘይምኖ ቃል። ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @dasatdasat213

    @dasatdasat213

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰሚዖክ ዘይምኖ ቃል ሂወት ይስመዕልና

  • @sabaabraha342
    @sabaabraha3423 жыл бұрын

    Thank you for translating pope shenoda's sermons. I use to watch it with subtitles but it is amazing to be able to hear it in Tigrigna. God bless you❤❤

  • @selamnewhabety4113
    @selamnewhabety41133 жыл бұрын

    ቃል ህወት ይሰመዓልና አቦና

  • @fyoritekileab9850
    @fyoritekileab98503 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዓልና ኣቦና መዓረይ እኖ እዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕንቲ ልብና ይኽፈተልና ኣሜን

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky96139 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️

  • @ftwi9191
    @ftwi9191 Жыл бұрын

    ቃል ህወት ኣስምዓልና ከምዚ ገርኩም ንተጎልጉልና ኣሕዋትና ድማ ዕድመን ጸጋን ኣብዝሓልኩም

  • @user-ez9ef2wr5z
    @user-ez9ef2wr5z2 жыл бұрын

    በእዉነት ቃለ ህይወት ይሰማልን ስለ ሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን የሁ እንድ ንሰማ ያደረግከን ተመስገን 🙏🙏🙏🙏

  • @vanabarakat6617
    @vanabarakat66173 жыл бұрын

    Amen amen amen ✝️🙏🙏🙏

  • @user-tk7fs1gk6j
    @user-tk7fs1gk6j6 ай бұрын

    ብመጀመርያ ነቲ ኩሉ ዝኽእል እግዛቢሔር ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ ። ቀጺለ ድማ ነዚ ተስፋን ድሕነትን ዝህብ ናይ ኣቦና ሸኖዶስ 3ይ ትምህርቲ ተርጉምኩም ኣጽፊፍኩም ተቕሩቡልና ዘለኹም የሕዋት ብሓቂ የመስግነኩም ኣምላኽ ድማ ጸግኡን በረኸቱን የብዝሓልኩም ቀጽልዎ ። ኣነ ካብዚ ናይ ኣቦና ትምህርቲ ኣዚየ እየ ዝፈትዎ ትምህርቶምን ቃሎምን ልክዕ ከም መግቢ እየ ቀጻሊ ዝምገቦ ንኣቦና ድማ ኣብቲ ዘለውዎ ገነት ዘልኣለማዊ ብርሃን ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ ይኹነሎም እብል ። መድሃኒ ኣለም ምስ ኩላትና ይኹን ፍቕርን ሰላምን ይሃበና ፈጣሪ። ኣሜን

  • @filmonkidane3042
    @filmonkidane30423 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ተፈተውቲ ኣሕዋተይ ጥዑም ትምህርቲ በረከት ብጹእ ወቅዱስ ፓፕ ሽኖዶ ይሓልወና

  • @gezenashow9884
    @gezenashow98842 жыл бұрын

    ዓይኒ ሊቢና ይክፈተሊና ነት ዚምህሪ ከእ እግዝኣቢሃር ጸግኦ የብዝሕሊ

  • @zaidteklay797
    @zaidteklay7973 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏 ❤️🌹💒🌹❤️🙏

  • @user-lo8lg5jd1f
    @user-lo8lg5jd1f3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር አቦና አብ ፀልትኩም ዘኩሩና ክቡር አቦና ፅጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላክና ክቡራት አቦትተይይይ

  • @HhGg-kk6hx
    @HhGg-kk6hx3 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ይስመዐልና ክቡር ኣባና።

  • @bnebay
    @bnebay3 жыл бұрын

    The voice sound translat men it's perfect

  • @medhanietesfamariam7768
    @medhanietesfamariam77683 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ብሓቂ ተስፋ ዝህብ ህያው ዝኮነ ቃል ኣሰይ ብሓቂ ተስፋ ረኪበ ነዛ ስብከት ምስ ስማዕኩዋ እቶም ከምዚ ጌርኩም ተቅሩቡልና ድማ ኣምላክ ዓስብኩምን ድካምኩምን ይሃብኩም ኩሉ ከምዚ ጌርኩም ከተቅርቡልና ድማ ወላዲት ኣምላክ ትደግፍኩም ።

  • @frewyniembaie9965
    @frewyniembaie99653 жыл бұрын

    Amen 3🌻🌻🌻

  • @user-be3cx7wz8g
    @user-be3cx7wz8g Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኩቡር አቦና በረከትኩም ይሕደረና 🙏💐

  • @tesfabrhanabel9321
    @tesfabrhanabel93213 жыл бұрын

    Amen. Qal Hiwet Yesmalna🥰💐🙏🏿 Amen Amen Amen 😞🙏🏿

  • @user-rn4zw6sb2m
    @user-rn4zw6sb2m3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያስማዕልና ክቡር ኣተርጓሚ ናይ ብሓቂ ሂወት ዝቅይር ናይ ኣቦና ቅዱስ ፓፕ ሽኖዳ ሳልሳዊ ኦ ጎታና ኣምላክና መዳሓኒትና እዩስስ ክርስቶስ ሆይ ዝስማዕክዎ ንበርከት ንፈሪ ግበረለይ በፀሎትኹም ሕስቡኒ ከምዚ ናይ ኣቦታትና ስብከት ኣብዝሕኹም ኣተርጉምልና እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዛሓልኩም ብጥዕና ብዕድመ ይሓልወልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @senaitsenaitabadi4258
    @senaitsenaitabadi4258 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል የስመዐልና በረኸቶም ይሕደረና🙏💒

  • @user-vq7oz5kj8f
    @user-vq7oz5kj8f2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ከመይ ጡዑም ዝኮነ ቃል አምላክ ሰማዕኩ አምላኬ ኩሉ ይካአለካ እዩሞ ብመንገድካ ምርሓኒኒ ካብ ናይ ዓለም ፍቅሪ አዉፂኢካ ፍቅርካ አሕድረለይ ተመስገን ተመስገን ተመስገን አምላኬ

  • @user-zi4op3qd4t
    @user-zi4op3qd4t2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር አቦና

  • @user-cc1sq6ov5d
    @user-cc1sq6ov5d4 ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l8 ай бұрын

    አቦና አብ ሕቁፊ አብርሀምን ኢሳቅን የንብርኩም በረኸትኩም አይፈለና አቱም ተርጉምኩም ትምጉቡና ዘለኹም ድማ ፀጋ ይብዛሐልኩም የቐንየልና

  • @Zemen271
    @Zemen2712 жыл бұрын

    ነዚ ቃል ኣምላኽ ናብ ትግርኛ ቶርጊምኩም ዘቕረቡብኩምልና እግዚኣብሄር ዓስብኹም ይሃብኩም ነቦና ከኣ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም በረኸቶም ይሕደረና ኣሜን

  • @habtomsuyim4278
    @habtomsuyim4278 Жыл бұрын

    Egizabher Amilakina mihretu yewridelina amen!

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje29672 жыл бұрын

    Amen amen amen semaeti zeykone tegberti ygberna fetari

  • @user-ur5ub1ee3h
    @user-ur5ub1ee3h3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ጾልቱዂም ኣይፍልይና ባሓቂ ስሚዕኻ ዘይጽግብ ስብክት

  • @saraweldmichael5077
    @saraweldmichael5077 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesimana Egzabher Amlak 🤲🙏🙏🙏🏤🏤🛎🛎🛎

  • @dehabtesfamariam9052
    @dehabtesfamariam90525 ай бұрын

    Amen amen amen kali hiwet🙏🙏🙏⛪💒

  • @mu5gyu266
    @mu5gyu2662 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ክን እግዚአብሔር አምላኽ ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ብቃንቃና ክንማሃር ናብ ትግራይ ተርጊምኩም ዘቅረብኩምልና ፀጋ እግዚኣብሔር ይሕደርሜኩ

  • @robelmtrd
    @robelmtrd Жыл бұрын

    Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.

  • @Taemo767
    @Taemo7672 жыл бұрын

    ድንቅ ትምህርቲ እዩ ብሐቂ❤

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg2 ай бұрын

    ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-dm4lg7sd9y
    @user-dm4lg7sd9y4 ай бұрын

    Amen Amlak Msana Ykun ❤️🙏🏾😊

  • @mlaytakele7018
    @mlaytakele7018 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏

  • @fifififi1776
    @fifififi17763 жыл бұрын

    Temesgenka Egziabher, ezi timhrets nay behaki menfeska Argiu tesafa yhibeka. Nezi tergimukum teqrvulna zelwku kea Egziabher xegiu yebzhalkum.

  • @edenkidane2969
    @edenkidane29692 жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN KAL HIWET YESMALNA 🙏🙏🙏

  • @aronmeron4753
    @aronmeron47533 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hewit yesmaelna

  • @Samuelsolo907
    @Samuelsolo9073 жыл бұрын

    Amen Amen Thanks you for all the videos.

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7f3 жыл бұрын

    Amennn kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum Egziabher Amlak! Kabaka emo nabey goytay kab tsnuE fkerka Felfali zara hiwetey erfti nebsey ika Haliye msaka msaka wun motey Mexenaniyey kabaka emo nabey!!!🙏🙏🙏

  • @kibratsehaye3907
    @kibratsehaye39073 жыл бұрын

    Amen( 3) kale hiwet yesmalna abona xelotkum ayfeleyena kebrat yehwat nate medab etedalwu kea egzabher amlak nay zebenkum agelguletkum yehabkum

  • @meazanegatu1890
    @meazanegatu18903 жыл бұрын

    Egziabhir amlka xegeu yebzhelkum nezi hiwet zhb kal knseme zgeberkum ahwat bhaki tebareku amlka zeben agolgulotkum ybarkelkummmm

  • @bbg8739
    @bbg8739 Жыл бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @smnu3721
    @smnu37213 жыл бұрын

    amen amen amen qale hiwet yesmena

  • @Fekarkun
    @Fekarkun Жыл бұрын

    Amen kalehiwet yesmialna 🤲

  • @user-kq5ih8zd9c
    @user-kq5ih8zd9c2 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና።

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae14843 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካል ሂወት የስማኣልና 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒

  • @user-wt5gh5ub2l
    @user-wt5gh5ub2l2 жыл бұрын

    ቃለሂወት የስምዐና በረከቶም ይሕደረና ናይ ኣቦና ንዓኩምእን ዉን ኣቤቱ የብርኩም ዘም ኣሕዋተይ💝💝💝

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39293 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealna Amlak Xolotomn Bereketomn Nay pop Shnoda Ms Kuluna Ykun

  • @sisusisu6778
    @sisusisu67783 жыл бұрын

    Amen qale hiwet yesmealna Abona, thank u hawna kea xegeu yebzhalka Amlak🙏🙏

  • @samriytub7032
    @samriytub70323 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና

  • @user-ui5cl3uv8z
    @user-ui5cl3uv8z3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmeaelna

  • @AD-pi4dk
    @AD-pi4dk3 жыл бұрын

    ኣምላክ ቃል ሂወት የስምዓልና፡ በረከት ናዞም ቅዱሳት ኣቢታትና የካፍለና። ንዓኩም ድማ ክብይራት የሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ናይ ብሓቂ ኣገዳስን ጠቃምን መብፈሳዊ ትምህርቲ'ዩ ሞ ብጃኩም ክቡራር የሕዋተይ ቀጽልዎ። የቐንየለይ

  • @tesfagaberande9878
    @tesfagaberande98783 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስሚዓልና ኣቦና ፖፕ ሾንዳ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ብረክትኩም ይሕደረና ኣሜን

  • @merhawitandehamanot7604
    @merhawitandehamanot76043 жыл бұрын

    Amen kalehiwet yesmealna xegeu yebzhalkum brukat ahwat 🙏🙏🙏

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay99492 жыл бұрын

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @Yafet674
    @Yafet6743 жыл бұрын

    ቃለሂወት የሰመዓልና ብጣዕሚ ለቀንየልና ንቦና ካኣ ዐድመን ጥዕናን የሃበልና

  • @user-ce5sc7mj1r
    @user-ce5sc7mj1r3 жыл бұрын

    አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦታ

  • @fiyorikidane9766
    @fiyorikidane97662 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Kale hiwet yesmealna Abona

  • @destagebremeskel551
    @destagebremeskel5513 жыл бұрын

    Amen kal hiwet yesmealna

  • @selinahailetecle5564
    @selinahailetecle55643 жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena 🤲🤲🤲⛪⛪⛪❤💛💚

  • @tsegaberhe1080
    @tsegaberhe10803 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna

  • @mgbeymeksen5578
    @mgbeymeksen55783 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን 💖

  • @medimedi7287
    @medimedi72873 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yasmalna

  • @pilmopilmoo7871
    @pilmopilmoo78713 жыл бұрын

    ⛪⛪⛪💖 ቃለህይወት የስመዓልና ብጣዕሚ ኢናነመስግን ጸጋኹም የብዝሓዮ

  • @tekleabmelake3453
    @tekleabmelake34533 жыл бұрын

    Amen qale hiwet ysemealna.

  • @mussietinsae48
    @mussietinsae482 жыл бұрын

    Amen amen 🙏 kale hawet yesmailna 🙏🙏🙏

  • @user-jm1bc7fp3r
    @user-jm1bc7fp3r2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና

  • @aserasrar1452
    @aserasrar14523 жыл бұрын

    Amen qal hiwet yesmaelna

Келесі