ከያኒ ትግራይ ሑሩር እዩ ፡ ገዛይ ፈቲሾሞ ፡ ዶ/ር ቴድሮስ አድሐኖም ሸሊሙና | ኣርቲስት ተስፋይ ገ/ዮውሃንስ (ጓል ሃገረሰብ)

Музыка

#tigrignamusic #tesfay #aura #ora #ኦራ #music #tigray #ጓል_ሃገረሰብ #ethiopianmusic #habeaha #eritreanmusic
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ከያኒ ትግራይ ሑሩር እዩ ፡ ገዛይ ፈቲሾሞ ፡ ዶ/ር ቴድሮስ አድሐኖም ሸሊሙና | ኣርቲስት ተስፋይ ገ/ዮውሃንስ (ጓል ሃገረሰብ) | Aura multimedia tigrigna music
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 20

  • @tigraywinbkalsi.3574
    @tigraywinbkalsi.35746 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-si7wy1hc9l
    @user-si7wy1hc9l6 ай бұрын

    Tesfesh nice to see you in this platform and thanks to the host

  • @Elsakidanu
    @Elsakidanu6 ай бұрын

    tesfshey atum abeyti seb tbeb mhuratn teakibkum tgray adhunlna 😢 wshtna ynebealo dekimuna 💔

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g6 ай бұрын

    ተስፍሽ ለባም ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😊

  • @Fafa-us6cj
    @Fafa-us6cj6 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @amanuelbahta3708
    @amanuelbahta37086 ай бұрын

    Nice to see you Lifay bro 🖐

  • @imissmama3978
    @imissmama39786 ай бұрын

    ተስፋይ ዝገርም ስነ-ጥበባዊ ,ዩ። በጃኹም ባ እታ ሪም ጥበብ ትብል ሸውኩም ጀምርዋ❤😊 ናይ ጥበብ ብቕዓትካ ሰፊሕ ,ዩ ግን ትሰርሕ የለኻን።

  • @SgtgSgtgw
    @SgtgSgtgw6 ай бұрын

    ተስፋይ ትግራይ ካብ ትኾርዓሎም ብሉፃት ሰባት ሓደ እዩ

  • @shalom5798
    @shalom57986 ай бұрын

    ተስፍሽ መኽሰብ❤

  • @SfgCbjj-ej6ql
    @SfgCbjj-ej6ql6 ай бұрын

    አነ ቀዳማይ ምስክር እየ። አብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ አብ 90 ታት አብ እቲ ቢሮ ብ ቸርቸዘር ብዘመን አቶ አርአያ ዘሪሁን ግዜ ን አስታት 4 ዓመት ሰሪሔ እየ። እቲ ግዘ ንትግራይ ብፍላይ ንሰርከስ ትግራይ ዓብይ ወርቃዊ ግዘ እዩ ነይሩ። ሰርከስ ትግራይ ንትግራይ ዘመናዊ ሙዚቃ ፣ ሰርከስ፣ ማርሽ ባንድ ን ዘመናዊ ሙዚቃ ዓብይ ዘይትካእ እጃም ተፃዊቱ እዩ። ነዚ ኹሉ ለውጢ አመራርሓ አርአያ ዘሪሁን ን ዝተወሰኑ ጉዱሳት አመራርሓ ማልት ፅብቕ ግደ ነይርዎ። ነቲ ቑኑዕ አመራርሓ ብዋናነት በስራሕ መካየዲ ሰርከስ ትግራይ ን ቴክኒካል ሓላፍነት ብሞራል ብትግራዋይነት ስሚዒት ብሙያዊ ብስለት ዝመርሓ ተስፋይ ሰርከስ እዩ ነይሩ። ። ናይ ተስፋይ ሞራል ጀግንነት አብ ትንሳኤ ሙዚቃ ትግራይ ለይትካእ ግደ ነይርዎ። አብ ሰብሒ ንጉስ ዝተሰርሐ አዳራሽ ብሓይሊ ተስፋይ እዩ ተሰሪሑ። አቶ አርአያ ካብ ካልእት ሓለፍቲ ስራሕ ብዝበለፀ አብ ተስፋይ ዓብይ እምነት ነይርዎ ። ተስፋይ ናይ ተግባር ሰብ እዩ። ሰርከስ ንሓግዝ ተስፋይ ልናገረሎ ኹሉ ሓቂን ካብ ለቡን እዩ። ተስፍሽ አዮኻ ከምዛ ናይ ጎሓትኻ ብልቢ ሕልኽ ስራሕ የ ቐንየለይ

  • @mikiketema4698
    @mikiketema46986 ай бұрын

    ጓል ሃገረ-ሰብ ❤ (ብልቢ) ካብ ብቖልዓይ ክሳብ ሕጂ ዘፈትዋ ደርፊ እያ። ዘይትደግመና ግዳ ተስፍሽ

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g6 ай бұрын

    ዋይ ዋይ ዋይ ሕዚ ሰርከስ ትግራይስ ብቃላት ተዛርብካ ይውዳእ ድዪ ኮይኑ???ኣነ ኣብ ኣክሱም ኣክራባት ነይረ ብግለይ ዓበይቲ ኣሕዋተይ ርእየ እየ ርአ ክእሎዮ።ካብ ዘይርስዖ ክረምቲ እናመፃእኩም ትሚሁሩና ዝነበርኩም😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😭😭😭😭

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g6 ай бұрын

    ተስፍሽ በጃካ ከይትሰምዖም ሕዚ ሰርከስ ትግራይ ክተቅፅሎ እተፈቅደሚልካ ፅቡቅ እንተዘይ ኮይኑ። ብግልካ ካብ ጉዱስ ሕድሕድ ትግራዋይ እስካብ ግለ ሰብ ዘዝካኣለና ክነዋፅእ ብግልካ ሰርከስ ሕውየት እልካ ኣጣይሻ።በጃካ ግዜ የብልናን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዘምሀርካዮም(ዘምሀርናዮም) ይበልፁና ኣለው።በጃካ በጃካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AfariMoranSleuth.ExportedSalt
    @AfariMoranSleuth.ExportedSalt6 ай бұрын

    ሓምየን አዐርዩ ይሕረር ዙለማኒ ደንቆሮ

  • @zxvcnzbxvczmx
    @zxvcnzbxvczmx6 ай бұрын

    ስቱድዮ ተዝስተካከል:: ድምፅ ብዙሕ አይኮነን:: ካብት ገዛ ተትወፅ ፅቡቅ ነይሩ :: እንተ ተስፋይ ግርም ስራሕ ሰርህካ::

  • @tigray460
    @tigray4606 ай бұрын

    ታላቅ ሰው !!!!

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho6 ай бұрын

    ሻዕውያ ትኾት ህግደፍ ልለአኸካ ሐሻዊ

  • @tigraywinbkalsi.3574
    @tigraywinbkalsi.35746 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @hailukiflom5328
    @hailukiflom53286 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @tigraywinbkalsi.3574
    @tigraywinbkalsi.35746 ай бұрын

    ❤❤❤

Келесі