ከም ሰዶም ምኾንና ንጎመራ ምመሰልና ኔርና Eritrean Orthodox Tewahdo Church

Ойын-сауық

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ ስነ-ጥበብ ዝተዳለወ ናይ መድረኽ ድራማ """እግዚአብሔር ጎይታ ሠራዊት ገለ ሒደት ትርፊ እንተ ዘይኃድገልና ከም ሰዶም ምኾንና ንጎመራ ምመሰልና ኔርና""" ኢሳ 1፡9 ትብል መንፈሳዊት ድራማ ተኸታቲልኩም በረኸት ርኸቡ

Пікірлер: 237

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 Жыл бұрын

    ኣሜንንንንንንን ኣሰይ ይሕዋተይ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ቃላት ኳሉ ዘይብለይ ናይ ብሓቂ ንፉዓት ዓድና ገዛ ከፈተ ብእምነት ዘይቀየረ የለንን ሓጺነ ነቢዔን እየ ኣምሪረ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ክሕደት እምነት ይሰውረና ይሕዋተይ ነዛ ጽሕፍተይ ተንቢቡ ደቂ እመ ብርሃን ደቂ ዓዶም፡ንቅዱሳን ዝኾንኩም ኣፍቀርቲ ድንግለይ ሓደራኹም ካብ እምነት ስድሪ ፍንኪት ከይቢል ምስ ደቀይን ስድራቤተይን ጸሎትኩም ደግፉኒ ሓደራ ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🏾🙏🏾😭😭😭💠⛪☝🏾💠🙏🏾🙏🏾🙏🏾😭👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🕊️🌍💐🇪🇷🌿

  • @teklitkidane8444

    @teklitkidane8444

    Жыл бұрын

    ጸሎት ቅዱሳን ምሳኹም ይኹን

  • @hanibalwedidawit3534

    @hanibalwedidawit3534

    10 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    6 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @samuelhailemichael2799
    @samuelhailemichael2799 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ደቂ እመብርሃን ምስትውዓል ዝሓትት ዘመን እዩ፡ በረኸታን ጣዕሚ ፍቕራን ናይ እመብርሃን ኣይፈለየና

  • @01tigray

    @01tigray

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🤲💛

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    6 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @user-bd6xx4fp8c
    @user-bd6xx4fp8c Жыл бұрын

    ብሓቅ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ደቅ እምብርሃን ቀፅልው ክውራተይ ኣንስ ብናይ እምብርሃን ክምስክር እየ ግንስ ታይ እለ ከም ዝምስክር የፍልጦ ኣደይ ማርያም ትሓግዝን ክምስክረላ ብሓቅ 🌾🌾🌾🌾🌾👏👏👏👏👏💒💒

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane693811 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረከታን ረዲኤታን ጣዕማን ፍቅራን ናይ ኣደና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ናይ ብሓቂ ውሽጥካ ዝትንክፍ ትምህርቲ ሰምዕና ብፍላይ ናይ ኣደና ብርክቲ ኮይና ትህቦም ዝነበረት ትምህርቲ ደስ ዝብል እዩ ሰናይ ቅንኢ ቀኒአ ብሓፈሻ ንኩልኩም ጸግኡ ይብዝሓልኩም ብድጋመ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 Жыл бұрын

    ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ ነዛ ርህርህቲ አዴና እንተ ዘይሓድገልናስ ኢንታይ ምኮና እል አነ 😢 በረከታ ምስ ኩላትና ደቃ ይኩን

  • @user-zz2xm1eu3q
    @user-zz2xm1eu3q5 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን፫👏💐🌷

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw10 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ደስስስስ ዳብል ቲምህሪቲ ዩኡ ፀጋኡ ያብዘሐልኹሙ ቃላ ህወት ያስመዐልን ተመስገን ኣምላኸይ ዳዝ ቲምህርቲ ፅብለ ክሰመዕ ዘብቀዕኻን አሜን

  • @ghebremariamshishay8159
    @ghebremariamshishay8159 Жыл бұрын

    አሜን ስለ ቃላቱ አምላክና እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ ንኩላትና ነቶም ንከታተል ውን ንክንነብረሉ አምላክና እግዚአብሔር ብምሕረቱ፡ኣደ ብርሃን ብጸሎታ ኣይፈለዩና።

  • @marymmherashare7188

    @marymmherashare7188

    11 ай бұрын

    aseyyy

  • @user-kx3ss6re4x
    @user-kx3ss6re4x3 ай бұрын

    አሜን ቃለህይወት ያስመዐልና ፀግኡ ተብዘሐልኩም ድንግል ማርያም እታ ቡና ግን ምተረፈት ከምርኢቶ

  • @xhv5054
    @xhv5054 Жыл бұрын

    _አስይይ ተመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር አምላኽ_

  • @01tigray

    @01tigray

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🤲💛

  • @user-dx4pk1my9w
    @user-dx4pk1my9w Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዘሃልኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽልኩምን ይቀድሰልኩምን ኣዚዩ ዓቢ ትምህርትን ህይወት ዝህብ ነዕጽምኻ ዘጥልል ንመንፈስካ ዝሕደስ እዩ ሞ ሰሚዕና ብህይውት ክነብረሉ ናይ መድሃኔ ዓለም ቅዱስ ፍቃድ ይኩን ናይ እመበታችን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረኸታት ጣዕማን ፍቅራን ንዘለኣለም ኣይፈለየና ከማኹም የብዘሃልና መድህን ዓለም ክርስቶስ⛪⛪⛪።

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ማሕበረ ማርያም ዘኤርትራ ኣብ ሃገረ እስራኤል እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ።

  • @azmeraamen6989
    @azmeraamen6989 Жыл бұрын

    አስይይይይ ብሓቂ ቃል ህይውት ይስመዐልና😢መስትወዕል ልቦና ይሃበና

  • @01tigray

    @01tigray

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🤲💛

  • @user-cc1qs7lb2c

    @user-cc1qs7lb2c

    Жыл бұрын

    አሜን፫

  • @fhdfhd8937

    @fhdfhd8937

    3 ай бұрын

    አሜን (3)❤❤

  • @user-zb9ic4wj9m
    @user-zb9ic4wj9m8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሕዋት ቃል ሂወት የስምዓልና ማሕበረ ማርያም ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤❤

  • @shewittesfaslase8743
    @shewittesfaslase874311 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓና ኣዚያ መሃሪት መንፈሳዊት ድራማ

  • @user-kr1zb2kl9s
    @user-kr1zb2kl9s11 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም/ክን እግዚአብሔር አምላክ

  • @sbegge7121
    @sbegge71213 ай бұрын

    ቃል ህያውት የሰመዕልና ፍጣረ ❤❤ክብሩ አባና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay2105 Жыл бұрын

    ማሕበረ ማርያም እስራኤል ኣምላኽ ጸጋኡ ኣብዚሑ ሓድነትኩም ይባርኽ። ጸሎትን በረኸትን እመብርሃን ኣይፈለየና።

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st11 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቃ ቅል ህይውት ያስመዓና🙏🙏🙏

  • @MikiTeame
    @MikiTeame Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣብ እስራኤል ደለኹም የሕዋትን ኣብ ናይ ኤርትራ መንፈሳዊ ድራማን ዓበይቲ ፍልሚታት ምትርጓምን ዓቢ ኣበርኩቶን ዓቢ እጃምን ደልኩም ኢኹም እሞ እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባርኸልኩም ኣብ ኩሉ ዕዮኹም ድማ እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም ወላዲት ኣምላኽ ድማ ወትሩ ብጸሎታ ትደግፍኩም ኣጀኹም ቀጽልዎ።

  • @user-df5fw6zt7h
    @user-df5fw6zt7h Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይ ብሓቂ ንኪላትኩን ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ❤❤❤

  • @zaidsimon9363

    @zaidsimon9363

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @hawamohamed5922
    @hawamohamed592210 ай бұрын

    አሜን ፫ቃለ ህይወት ያሰማልን 💚💛❤🇪🇷🙏🙏

  • @Selam-ko8gf
    @Selam-ko8gf Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡራት ኣሕዋት ኣዝዩ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ከምዚ ዓይነት መንፈሳዊ ትምህርቲ ግዜ እንተረኪብኩም ስርሑልና ጸጋኩም የብዘሓልኩም ኣምላክ

  • @01tigray
    @01tigray Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ንፎታይኡ ዝትአመነ እዩ ቃል ህይወት የሰመዕና የሕዋት አብ ቅድስት ቤተክርስቲያን የንብርኩም የሕዋት የያቆብ ለሊት ይግበርልና 🤲❤

  • @user-sf2qd6cg9i
    @user-sf2qd6cg9i10 ай бұрын

    አሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ❤❤

  • @SenaitSeni-yi3ut
    @SenaitSeni-yi3ut10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዓልና ከምቲ ልብይ ሊዲ ዝከፈተ ልብና ይከፈተሊኒ

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye12936 ай бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna brukatey nzrdo abi melikti yu egziabher amlak edmen tinan yhabkum ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @user-up4vk3kv8m
    @user-up4vk3kv8m9 ай бұрын

    ኣሰይይይይይ ናይ በሓቂ ቃል ሂወት የስማዐና ክቡራት የሕዋት ❤❤❤❤❤

  • @mezerberha5269
    @mezerberha52699 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk Жыл бұрын

    ብሓቃ ቃል ሂወት የስመዕልና ክብራት አሕዋተይ ብሓቃ ማሃሪት ድራማ ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኩም❤❤❤❤

  • @WarsayBrhane-mg9em
    @WarsayBrhane-mg9em Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ጸጉኡ የብዛሕሉኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 Жыл бұрын

    ❤❤❤ ማሕበር ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን መድሃኒኣለም ቃለ ሂወት የስማዓልና መንፈሳዊ ሂወት ኣብ ኢስራኤል እቲ ዝበለጸ ኢዩ ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ምሳኩም ትኩን ❤❤❤

  • @AdhanomBereket
    @AdhanomBereket5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ቃለ ህይወት የስምዓልና ።

  • @membereyemane683
    @membereyemane68311 ай бұрын

    ❤❤❤❤Temesgen Amlakey ,Emebrhan thalwena brukatey❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒✝️

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት ያሰመዑልና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤

  • @rahwa8035
    @rahwa803511 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና እግዚኣብሔር ጽጉኡ የብዛሓልኩም

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v Жыл бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኹም ፍቅራት ኣሕዋተይ❤❤ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም😍😍✝️✝️😘💘💘

  • @teweldeokubay8326
    @teweldeokubay83264 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይባርኽኩም። ናብ ፍጻሜ የብጽሕኹም 🙏❤🙏

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 Жыл бұрын

    ኣሜን/3/ ቃል ሂወት የስመዓልና በረኸታን፥ ረዲኤታን፥ ፀሎታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግለ ማርያም ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስቲያን ይኹን 🥰😇🙏🏾💓

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አብታ ቅንዕትን ጥንታዊትን እምነትና የፅንዐና አማላድነት ናይ እመብርሃን እኖ ጎይታና አይፈለየና

  • @user-xg6rh5zi7j
    @user-xg6rh5zi7j11 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኹም

  • @semhareylove3503
    @semhareylove350311 ай бұрын

    Egziabher yimesgen Naybhaki xegiu yebzhalikum Naybhaki amxikma nayzom menafikan😢🙏💪

  • @user-qp4qx6zw5r
    @user-qp4qx6zw5r Жыл бұрын

    ኣሰይይይ ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም/ክን እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋተይ⛪️🕯

  • @yordanosnegasi9312
    @yordanosnegasi931211 ай бұрын

    Selam egziabiheir nakum yken burukat sdra agziabiher ምፍቀርቲ ኣደና ቅድስተ ቁዱሳን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያ ደቂ ኣዶም ንቅዱሳን ብሃቂ ኣዝዩ መሃርን ገሳጽን ትምርቲ ኢኩም ትሕልፉላ ዘለኩም እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብሩካተይ ካቡኩም ብዙሕ ኢና ንጽቦ እሞ ኣጀኩም በርትዑ እግዚኣቢሄር በረከቱ የብዝሓልኩም ኣሜን

  • @mizugaltigray183
    @mizugaltigray18310 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኀልና🤲🤲🤲🤲👏👏🥰🥰🥰

  • @okbaykeleta6183
    @okbaykeleta6183 Жыл бұрын

    ብሓቂ መሃሪትን ኣንቃሒትን መንፈሳዊት ድራማ ፡እግዚኣብሄር በረኸቱን ጸግኡን ኣዕዚዙ የዓድልኩም ።

  • @rahel2601
    @rahel26012 ай бұрын

    ቃል ሂይወት ያስመዓልና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @merhawimebrahtom6254
    @merhawimebrahtom625411 ай бұрын

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 Kal hiwet yesmalna amlak nay adna kdsti dngl Maryam ayfelena

  • @user-wf6he3nt4e
    @user-wf6he3nt4e Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልኩም ፍቁራተይይ

  • @danutesfay9312

    @danutesfay9312

    Жыл бұрын

    qale hiwet yesmlna xegau yebzhalkum

  • @TesfuMuhur-sk5oo
    @TesfuMuhur-sk5oo7 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቃልል ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይይ

  • @user-cr1kn5jy9q
    @user-cr1kn5jy9q11 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያሰማልን በእውነት ተሎ ተሎ በላችሁ ላኩልን ማሕበር ማርያም እስራኤል

  • @hdbd2172
    @hdbd2172 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ኣይፈለየና አሜን፫

  • @gjcg6332
    @gjcg633211 ай бұрын

    ኣሜይ ቃለ ሂወት የስምዐና😢🙏🤲

  • @almazabraham2717
    @almazabraham2717 Жыл бұрын

    Nay bihaki Qal hiwet yesmulna keburat yehewateye abay melkti eya Amelak xegu yebezehalkum! Ezgabiher Amelakna ab Emenetena yexneana xelot nay Dengel Mareyamn Adnan nay kulom Kedunen ay feleyena Amen Amen Amen❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲💯💯💯💯

  • @AdhanomBereket
    @AdhanomBereket5 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ።

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ቃለሂወት የስምኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኩቡራት ኤሕዋት ንዓና ክኣ ኣብ እምነትና የጽንዓና እመብርሃን ምስ ኩላትና ትኩን🙏🙏🙏

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay64611 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @user-un7bb9sx6i
    @user-un7bb9sx6i Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏💒

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete54789 ай бұрын

    Aseyyyyy deki tewahdo kale hiwet yesmealna ❤❤❤

  • @samera7043
    @samera704310 ай бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቀፅልሉ ብሩካተይ እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤

  • @yriga
    @yriga11 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅንዓና ልቢ ልድያ ዝከፈተ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ፡ ካብ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ብምሕረቱ ይሓልወና አሜን ፫ ።

  • @user-xm7jq7yp5c
    @user-xm7jq7yp5c Жыл бұрын

    Amen🙏kale hiwet yesmaelna🙏💖💖💖

  • @freweyniwoldemichael8332
    @freweyniwoldemichael833211 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዛሐልኩም 🙏❤️

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum yhwateyy ✝️🙏❤️💒❤️🤲

  • @ghenetghe8493
    @ghenetghe84933 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ድስዝብል ምሳጥ ምሃረ ክስሉዎ ስድራ አገዛበሄር

  • @user-xx2xb5pg2r
    @user-xx2xb5pg2r11 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 Жыл бұрын

    ኣሜን ዝሰማዕናዬ ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @hagostesfa2416
    @hagostesfa2416 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ደቂ እመ ብርሃን ❤❤❤❤❤

  • @user-up7tp8il3u
    @user-up7tp8il3u11 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ማሕበር ንፍዓት

  • @mbrhetfitiwi8084
    @mbrhetfitiwi8084 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ጣዕማን ፍቅራን ናይ እመብርሃን ምስኩልና ይኩን ብሓቂ ኣምላክ ንዓኪ እንተዘይ ሓድገልና ከምሰዶምን ካም ጎሞራን ምኮና ኔይርና ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን ❤❤❤

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ አምላክ ምስትውዓል የሃበና ኣሕዋትና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሓልኩም ኣሜንንን 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hdhdjf514
    @hdhdjf51411 ай бұрын

    ቃልህይዎት ያስመዐልና

  • @bahlbibrhane875
    @bahlbibrhane87511 ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna ❤❤❤❤

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 Жыл бұрын

    Aseyyyyyyyyyyy Amen 🙏🏽 Temesgen Fetari qal hiwet ysmalna 🤲🏽🤲🏽🤲🏽❤️❤️❤️✅✅✅

  • @xoxo6720
    @xoxo6720 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🙏

  • @user-dx3th3bm6d
    @user-dx3th3bm6d Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት ማሕበር ማርያም እስራኤል። በሓቂ ጸጋ የብዘሓልኩም ።

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu263411 ай бұрын

    Aseyyyyy bhaqi qale hiwet yesmalna egziabihier Amlak kbrn msganan Ykuno egziabihier Amlak nay Agelglot zemenkum ybarkelkum

  • @fkadutsaidi9538
    @fkadutsaidi9538 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና መጽሓቲ እተን ነገረ ክርስቶስን ነገረ ማርያም ተሎፎን ወይ ኢሜይል

  • @user-jd8en4nz2c
    @user-jd8en4nz2c Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ

  • @user-dp6gc7ft3t
    @user-dp6gc7ft3t11 ай бұрын

    ናይ በሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋት በረኸትን ጣዕሚ ፍቅራን ኣማላድነት ምስ ኩልና ይኹን 😍🙏

  • @user-kv7zn6hr1v
    @user-kv7zn6hr1v11 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @user-eu6vq8ql1t
    @user-eu6vq8ql1t Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት አሕዋትና ብሓቂ ተመስገን አምላክ ነዛ ርህርህቲ ቅድስት አደ ዝሃበና ናይ እመብርሃነይ ጸሎታን አማላድነታን አይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን ፫

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot588311 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ዓቢ ትምህርቲ ሚሂርኩምና ኢግዚኣብሀር ጸጉኡ የብዝሓልኩም 🙏⛪🙏⛪🙏⛪ ኦርተዶክጽ ሃይማኖትን የጽነዓልና

  • @abebateklab7089
    @abebateklab7089 Жыл бұрын

    amen amen amen qualehwet ysmalna breket emebrhan miskulatna yqun xegu ybzihalkumdeqe emebrhan ahiwateyyyy

  • @duy6703
    @duy6703 Жыл бұрын

    ባሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐና

  • @atakltielias
    @atakltielias Жыл бұрын

    ❤ ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏❤️🙏.

  • @efremangosom1622
    @efremangosom1622 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ከምቲ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልብና ይኽፈተልና ፈታሪ።

  • @jftwe4fr567
    @jftwe4fr567 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዕልና❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏

  • @natanteweldebrhan4477
    @natanteweldebrhan4477 Жыл бұрын

    Nay bhaki qal hiwet yesmalna xegu yebzhalkum fetari deqi eme brhaney qexelwo 🙏❤️💒🥀

  • @weinikahsay8469
    @weinikahsay846910 ай бұрын

    Amen Amen Amen Desss zebel egzabher Nay agelglot zebenkum ybarkelkum

  • @salamteklesenbet-qz9zk
    @salamteklesenbet-qz9zk11 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna yhwatey meareyy

  • @senuberhe3045
    @senuberhe3045 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና ደቂ እመብርሃን ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣሜንንን።🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌺🌺🌺😍😍😍

  • @fanusyosiefalemu2004-oc6fd
    @fanusyosiefalemu2004-oc6fd Жыл бұрын

    ❤Amen (3)ቃል ሂወት ይሰምዓልና Egzabiher Amlak Tsegau ybzhalkum Nay agolglet zemenkum Ybarek

  • @SelamKflom-qh8qv
    @SelamKflom-qh8qv11 ай бұрын

    Aseyyyy Asena kal hiwet yesmaln bereketan redietn nay dangl mareyem ms kulu yakun

  • @helenykalo1144
    @helenykalo1144 Жыл бұрын

    Aseyyyy kal hiwet yesmaalna Nay emebetachen bereketa axfeleyena xega yebzhalkum ajekum kexlwo❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaslasietesfaslasie5303
    @tesfaslasietesfaslasie5303 Жыл бұрын

    Isaiah 1 (ግዕ) - ኢሳይያስ 9: ወሶበ አኮ እግዚአብሔር ፀባኦት ዘአትረፈ ለነ ዘርአ፡ ከመ ሰዶም እምኮነ ወከመ ገሞራ እመሰልነ።(ኢሳይያስ=1÷9) ኣሜን፡ቃለሕይወት የስምዓልና ኣምላከ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ጸጋኡ ይብዝሓልኩም ደቂ ውመ ብርሃን!!!

  • @AronTeklay-wc5vf

    @AronTeklay-wc5vf

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወትቭየስመዓና ፡ኩብራት ይሕዋት እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ግዜኩም ይባርከልኩም፡

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 Жыл бұрын

    ደቂ ማሕበርና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም!!!

  • @abrhamdaniel9712
    @abrhamdaniel971210 ай бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna ❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kuburat yehwatey egzabiher tsegueu yebzehelkum

  • @temelsomesfun1829
    @temelsomesfun182911 ай бұрын

    Aseyyy bhaki kalehiwet yesmaalna egzabiher mstwaln lbonan yadlena

Келесі