Jun 12/2024 ሓድሽ ኮኮብ በሪቑ ተሓበን ጻዕዱ መቀበሊ ይግበረሉ
#eritreanmovie #eritrean #asmera #eritv #aanmedianetwork #eritreanfilm2022 #diletmedia #filfiltv #sahelmedia #fenqlerimedia #eritreantiktok2024 #eritreanmovie #eritreanmusic2024 #habesha #eritreanfilms #zena_tigrigna #hdmonanebarit #@nebiresom4006 @elimnebi #massawa#ዜና
Пікірлер: 398
መርሐባ ጥዑም ደሃይ ጅግና ወዲ ኤረ ሕቡን ብሃገሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።🙏🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷
ፍልፍለይ ብራቮ እንባሕ እስከ ንበል ዓቢና ንእሽቶና ኤርትራዊ አብ ኩሉ ስዒሩ ይወጽእ አሎ ተመስገን ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ወዲ ኤርይ ምዕሩይ ንኺድ ጥራይ ብርሃን እዮ 🇪🇷💪💪💪🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷👍👍👍🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷💐💐💐🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
ፍልፍል ጡዑም ዳሃይ❤🇪🇷🌹💪💪ጻዕዱ❤🇪🇷🌹💪 ኣሰይ አዛ ጓለይ ዎራሲት❤🇪🇷🌹💪
🇪🇷❤️ ተነጊሩ ዘይውዳእ ታሪኻዊ ጅግንነት ❤ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና 🇪🇷❤🇪🇷❤️
ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና ዓወት ንሓፋሽ💪👍🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
ፍልፍል ሓውና ጽቡቕ መድብን ምስ ጡዑም ደሃይካ❤ሑቡን ወዲ ኤረ ❤ክብርን ሞጎስን ጅጋኑ ሰማእታትና❤❤
መርሓባ ገዛና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓብ ወዲ ኤረይ ሓላል ኣነስ ቅድሚ ሕጂ ወልሓንቲ ከይ ፈልጥኩ ምስ ትግራይ አየ ኔር ሕጂ ግን ካብ ፍልፍል ቲቪ ተማሂር ምስ ሃገረይ ኣለኩ ይጥዓም ይሕሰም ምስ ሃገረይ አየ ወትሪ ሃገረይ ❤❤❤❤❤❤❤
@BahreNeGash
Ай бұрын
Welcome back to rejoin your Eritrean people. It's good you finally made the right decision. Keep it up. 👍
@rigat9
Ай бұрын
❤❤❤🫡🇪🇷👏
ሰላም ቅሳነት ጥዕና ናዓካ ወዲ ኤረይ ጥዑም ደሃይ 🇪🇷❤️👍🙏🏽ዘለዓለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማዕታትና 🇪🇷🙏🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷ወትሮ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽
ዘላእለማዊ ዝኽሪ ንስዋአትና ዓወት ን😢ሓፋሸ❤❤❤😢😢😢🎉🎉🎉❤ጀጋኑ
ዓሊ ሰዒድ ዓብደላ ኣላህ ይርሓመክ።
ሰማእታትና ህሉዋት'ዮም ኣብ ልብና🙏🏽 ብጽንዓትና ይደበሱ::
ሳሕሊኖ ከመይ ገርካ ክትርይኦም ሐንቲ አይሐዝናን ደናቁር እዮም እዚኦም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
እሰይ ቴዲእነካ ነዚ አብቃአካ የኔ ልጅ ተባረክልኝ ጌታ ህዝባችን ምድራችን ይባረክልን🙏🌹❤❤❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Eritrea 🇪🇷 for Eritrean 🇪🇷
Eritrea, our lovely country .🇪🇷
ንኪድ ንኤርትራና
መርሓባ ጅግና ወዲ ኤረይ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማኣታትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌
Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🌷🌷🌷🕊🕊🕊
ማራየ ዝፈትዎ ንወሊ ስዒድ ዓብደላ ጂግና ክጸንሕ ነይርዎ ነዚ ሕጂዘከይድ ዶሎዲብሎማሲ ብዓቢትግሃት ምሰርሐነይሩ ዓሊ ስዒት ክዝከር ማራየ ዝነክዕ ሐርበኛ አይነብርንዩ ታሪኩዩ ዝዝከር ሰማእቲ ኤርትራና ወትሩ አብልብና ሰፈርኩም ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ
ዝልኣለማዊ ዚኪሪ ንሰማእታትና
መርሓባ ፍልፍል ፍልፍልይ ጀግናጥዕም ደምፂ ።
Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ወዲ ሃገር ❤
Eritrawinet kibur meninet Thank you wedi Ery 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Absolutely you are right 👍✅💯🇪🇷❤️🇪🇷
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ❤🎉❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለአለማዊ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ኤረይ ንስኽን ግርማኽን ❤❤❤
Abssa Wed Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽🙏🏿❤️💪🏾👏🏼👏🏼
☝አብ ገነት ንበሩልና ኩሉኩም ሰዋአትና ኩሉ ግዜ ምሳና አብ❤አለኩም
ሰማእታትና ብተወፋይኖቶም ይመስገኑ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ሰምእታተይ ኣብ ዘለኽሞ ቅሰኑ ዓወት ንሓፋሽ
yedi eri anbesa 🎉🎉🎉
አወት ንሀፋሽ ትእኦም ዱሀይ ሪመይ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተመስገን ደቂ ኤረይ እሾኽ አይጋእኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም : ዓይኒ አባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ :♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🙏
እዋይ ኣቱም ሰባት እዋይ ዝወለደስ ይህልውዶ ይኮኑ
❤🎉❤🎉❤🎉ኤሊም ጽብቅቲ ጻዕዱ አባሳ
ኣንታ እዚ መንእሰይ እንታዩ ወሪድዎ ንምዃኑኸ እቲ ኣውራጃ ስ ኣብ ዕድሚኦም ኣርኪቦሙሉ ዶ ይገርም መርዚኀዝተፍኡኀተወሊዶሙላ ኤረና ይገርም ዓገብ የሕዋት 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
🎉❤🎉 edmen tenan yhabki eza galey 🎉❤🎉 zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash 🎉❤🎉❤
ክብርን መጎስን ኔጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ አብልብና ትነብሩ ንዘልአለም
Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
God bless Eritrea rid of all the enemies from my holy country.
Aetahelal hizibie Aebzkedo kokob Wilad nebri Aesey Menike Ertirawi ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Godbless you Filfl tv.Hawey👍🏿👍🏿❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙌🙌🙌
Eritrawnet kubur mennet teawet Teawet ❤❤❤
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤ Eritrea 🇪🇷 ♥ ❤ thanks Filfil for your updated information
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ዲቂ ኤረይ ጅግና
@MhrieAnde
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
God bless Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ወዲ ኤረይ ጂግና ኢዚ ትርእዮ ዘሎካ ወያነ ኢዩ ።ቢሽሙ ይፍለጥ ኢታ ትስዕስዕ ደላ እሙ መንቲላ ኢያ ማጨሎት ድወስዳ ኢያ ሲኢና ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንዑሱባትን ዑቡዳትን.🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቀጽል ጅግና🇪🇷🌼
ብሰላም ዕረፍ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤ ፍልፍል መቅሰን 1000 ተፈጠር ❤❤❤❤
ጻዕዱ ብሰላም እንቋ ወጻእካ❤❤❤❤❤
ናይ በሐቂ እንቀዕ ካብ ሃግርና ዋጺኦምልና እዚኦም ስባት ኤርትራዎንት ክቡር መንናት ኢዩ ኣጁካ ፍልፍል ቲቪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
R.I .P Kbrn Mogosen Nsematatna Zewtr Yzekru🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
መርሃባ ጂግና ወዲ አረይ የከንየልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
deqi rimey admen tanan yhabeley fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🎉🎉🎉🎉
ኤሊም ጋለይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ። ዓባይ አርቲስት ከምትኾኒ እውን አይጠራጠርን።
Ertitrewy keber mannet nzlalam tekbrun tehfruen ynber awet nhfxhexh ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Qexilo hiluwin zimexin etizrgiho zena wedi erey jigna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Saedu (White)wedey enqae abizi Abesahaka temesgen Amilak ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘
መርሓባ ስንክሳር ጥዑም ድምጺ ፍልፍል ሶሎሙና❤❤❤❤❤
Asey yeibyeley za gualey Jigna Eritreawit tebarekki shikor Illllllllll❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Thank you 🙏 deki Erey 🙏🙏🙏👍👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷💪💪
@kemaitsemharay2753
Ай бұрын
God Bless you sweety Caeron you Interest Blesslove u ❤
Tsbktey ambblena anbesit ❤❤❤is 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
My love bro🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Ajoka wedi eri belom nezom teref meref agame ❤❤❤❤❤❤
Força wedi hizibi xubux gerika tariki jegnuna amahalifo Ab kulu tigebro nitifetatika kinikateleka ENA ❤❤❤&🎉🎉🎉&😊😊😊😊😊😊😊
I love May cauntry🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹❤️❤️👌
🇪🇷💞🇪🇷🙏🇪🇷✊️✊️✊️
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
🤲🤲🤲ERITREANA🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ERITREANAN🙏🙏🙏
እግዚኦ ዋይ ለዘበን ክንደይ ሰብ እዩ ዓቢዱ ደሎ መቸም ሰተት የላን እንዳሻዕብያ አቤ ብልሒ አነ ዝገርመኒ ግን ነዚ እንዳፈለጡ ነብሶም ዘየድሕኑ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
♥️ Merhaba 🇪🇷 wedi 🇪🇷 Jeganu 💕 filfil ♥️🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷💖🇪🇷♥️💕
ENQUE EZI GIZIE MEXE👈May God protect our beloved country🇪🇷✅️
ኤርትራዉነት ክብር መንነትዬ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏👏
Ata teoum dehay ♥️🇪🇷👏
Merheba tsumdahey Geba kulniqhetin Aegenida hizibnatesmana tarikna keytefi Emo maltais srahika Aewetini Aesaltoni ymneyelka Kbrinimogosni Netom zelalemwi Briheni zihebuna semaitat❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Merhaba Flfi jgna bal team dmxi enkae bselam mexaeka bravo wedi Eri jgna 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
እታ ነፋሪት ጨውዮማ ኣይኮኑን ምስ ወረደት እዮም ኣብ ኤርፖርት ኣቃጺሎማ። አብ ታሪኽ ምምሕልላፍ ጥንቅቕ ንበል ሓደራ።
@rutt6733
Ай бұрын
Abey ika tinebir ab Hawa niska temahar😢
Grazie filfil media una bella notizia ❤
Thank u wedi erey 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
ናይ ባሐቂ እንኮዒ ወፀትልና 😂😂😂
Merhaba filifil Tv 2 suhul dimix wed rimeyyy Eritreawinet kubur meninet 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ጓል 🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
መርሓባ ፍልፍለይ ጅግናየ ከመይ ዲካ ተዕግበኒ መን እንታይ ጌሩ መን ተዓዊቱ መን ኣበርኪቱ ንኩሉ ኣፍልጦ ንክህልዋ ትጽዕር ኣዚካ ክትምስገን ዝግባኣካ ጅግና ኢካ ኣምላክ ኣብ ዝከትካዩ ምሳካ ይኩን ዓወትን ኣሳልጦን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣሜን ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷