#Jstudio

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #asmara #Senafe #finanadal #Yosiefghebrehiwet #Jossi #jossy ግን ብኸመይ ሞይቱ ዝብል ሕቶ ዝምለሰሎም መልሲ ኣጸቢቆም ስለዝፈልጥዎን ሞት ዘዝወለድዎም ደቆም በዛ ኣሃዱ ኣዚኣ ከም ገዝሚ ዓመት፣ ዕለት ብዕለት ስለዝተቀበልዎን፣ ንሰማያዊ ሰማይ ፍርድ ክህብ ወይ ድማ እቲ መወዳእታ ዓለም ዝባሃል ኣኺሉ ካብ ዝፋኑ ናብ መሬት ክወርድ ኣምሪሮም ኣልቂሶም ኣብ ዓደጣል እምባላኻ 18 መስከረም 2008 ሓመድ ኣዳም ዉሉዶም ኣልበስዎ።

Пікірлер: 427

  • @mossshow7989
    @mossshow79894 жыл бұрын

    ኣታ ነዛ comeent ተንብባ ዘለኻ ለዋህ ኤርትራዊ

  • @abelnguse8920
    @abelnguse89204 жыл бұрын

    ኣብረሃለይ ኣብ ሻድሻይ ክፊሊ መማህርተይ ኢዩ ነይሩ ።ዓለም ጨናዊት

  • @elenamichael7375
    @elenamichael73754 жыл бұрын

    Can’t stop crying ohh my harts broken. God have marcy on us🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-yy6pn2lm3n
    @user-yy6pn2lm3n4 жыл бұрын

    ጃሲ እድመን ጥዕና ይሃብካ ዘሕዝን ኢዩ ስድራ ቤቱ ጽንዓት ይሃባም እዋይ ሃወይ

  • @birhantesfe6695
    @birhantesfe66954 жыл бұрын

    እዋይ ኣሕዋተይ፡እግዝ/ሔር ኣምላኽና ፍርድኻ ኣይትደንጉ ኣብ ልዕሊ እዞም ጨካናት።እዛ ሓዳስ ዓመት ህግደፍ ብሸነኽ ምዕራብ ዝጠፍኡላ ዓመት ትኹን ኣሜን--+--

  • @yemaneteka9143
    @yemaneteka91434 жыл бұрын

    Just love ❤️ JUSYI (ሐወይ) & god bless you my BRO!! Love for ever Yemane!!

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane32754 жыл бұрын

    Ewey ewey yehwatay mearey

  • @nzmfamily
    @nzmfamily4 жыл бұрын

    Welcome

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu23994 жыл бұрын

    ኡውይይይይይይይ

  • @merhawinegasi6280
    @merhawinegasi62804 жыл бұрын

    የሕዋት እስኪ ኣከይፉኒ ብስም ጆሲ ሓውና ጅግና ለይክ ሃቢኒ

  • @nebiathaile4170
    @nebiathaile41704 жыл бұрын

    እንኳዕ ሰላም መጻኻ ጆሲ ሓውና ሰላም ንዓኻ!

  • @abdu-dj7hp
    @abdu-dj7hp4 жыл бұрын

    ፎርሳ ኣሕዋት ንፈልጦ ዘብኡ ኣብዚ ነቃላዓዮ ህግድፍ ድቃስ ከሊኣቶ ዘላ መድያ እዚኣ ጥራይ እያ ሓድነትና ኣትርርና ናይ ግድን እዩ ዓወትና ። ዮሲ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @frezgiketef9868
    @frezgiketef98684 жыл бұрын

    ኣብርሽ ዓርከይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣነስ ፍቓድ ኣምላክ ኮይኑ ይነብር ኣለኹ ግን ኩሉ ኣይርስዖንየ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k4 жыл бұрын

    እዚ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ብግብረ ሽበራዊ ጉጅለ ህግደፍ ዝተፈጸመ ኣርሜናዊ ቅትለት ናይ'ዚ መንእሰይ ንነበርቲ ሰንዓፈን ከባቢኣን ሓድሽ ኣይኮነን : ብዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ ካብ'ዚ ጨካን ጉጅለ ዝገላገለሉ እዋን ኣይክነውሕን ኢዩ : : ጆሲ ድማ thx

  • @mebrhitsemere321
    @mebrhitsemere3214 жыл бұрын

    ዓሕ ኣብርሃለ ሓወይ ኣምላክ ኣብ ዝፋኑ የንብርካ ተካል ስማዕ

  • @zenamebrahtom2024
    @zenamebrahtom20244 жыл бұрын

    ዓሕ ኣነ ዝገርመኒ ምስ ቀተልቲ ኣሕዋትና።

  • @SuperMobly
    @SuperMobly4 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት እዘን ኣእዛንና ጽንሕ ኢለን ገለ ክሰምዓ እየን፡ ወይ ጉድ! የቐንየልና ጆሲ።

  • @samsomtesfamaryam2138
    @samsomtesfamaryam21384 жыл бұрын

    ኩላትኩም ኣሕዋት ካብ ኒቀተልትና Tv ሓሲና

  • @MR-Up
    @MR-Up4 жыл бұрын

    ክንደይ ካብዞም ገበርቲ እከይ ኢኮ ኣብ ደገ ይነብሩ ኣለው ግን ኩሉ ጻድቅ መሲሉ ዩ ይነብር !

Келесі