ሂወትና ኣሰልቻዊ ዝኾነሉ ምኽንይት እንታይ'ዩ?

Ойын-сауық

Пікірлер: 50

  • @efremkidane6597
    @efremkidane65972 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ። ንስኪ ፍሊቲ ኢኺ ኩሉ ግዜ ኣታሓሳስባኪ ፍቕሪ፡ ኣዛራርባኪ ሓቂ እዩ። የቀኒየልና።

  • @fanusyosiefalemu2004-oc6fd
    @fanusyosiefalemu2004-oc6fdАй бұрын

    ❤❤❤bteami des Dbl tmhrti eu Egzabiher Amlak Admen teanan yhabki hevu haftey

  • @fifiyemylevoiyfamily5722
    @fifiyemylevoiyfamily57222 ай бұрын

    Megejerta Admen Tanan Ymbeyelki &Bulux hasabat qexlyo ❤❤❤❤❤❤❤

  • @semahagos5756
    @semahagos57562 ай бұрын

    ሳላም ሳላም ሃቨን! አብቲ ኩሉ እተቅርብዮ ጠቃሚ መደባትቲ ንሕብረተሰብ ንቅሐት ከም ዝገብር ምጉስጋስ ዘሎኪ ፍናን ዝኾነ ትብዓት ብጣዕሚ ዝነአድ እዩ። ብዙሐት ነዓኪ ርኤን ቅዱስ ቅንኢ ክሐድረን ሐደመዓል ተስፋ ንገብር። ደረጃ ንቅሐቲኪ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እንዳ ሰፍሐ መታን ክግለጽ ብዙሕ ጻዕርታት ከም ዝሐተኪ እካ እተ ኮነ፣ ዘሎኪ ናይ ምኻን ዕዙዝ ተበግሶ ሐይሊ ቀሊል ከም ዘይኮኑስ ካብ መደባትኪ ተስፋ ከም ዘሎኪ ንዕዘብ አሎና። ስለዚ አጆኺ ከማኪ ክበዝሐ ሃረርታ አሎና። ስለ ኩሉ ነገር ሰናይ ይስዓብኪ አምላኽ ምሳኺ ይኹን።

  • @kesetexegu3882
    @kesetexegu3882Ай бұрын

    Yes👍🙏💗

  • @user-xd4ry8dw3d
    @user-xd4ry8dw3d2 ай бұрын

    ሄቩ ብተምጺዮም ሓሳባት ማራ እየ ዘድንቆ 2:53 ❤👌👏

  • @nahomwedieri7231
    @nahomwedieri72312 ай бұрын

    Hevu shikor one of the best❤❤❤

  • @SnitMebrahtom
    @SnitMebrahtomАй бұрын

    Thanks for ur advice heaveny shikor god bless you ❤❤❤❤🎉🎉

  • @letaykeshy7666
    @letaykeshy7666Ай бұрын

    Great, keep it up heavu💪

  • @loulhaugs7361
    @loulhaugs73612 ай бұрын

    Very good work and keepup with great job💐😀

  • @SamronSemere
    @SamronSemereАй бұрын

    ❤❤❤

  • @yoelfikrey
    @yoelfikrey2 ай бұрын

    Thank Heavu haftey edamen tianan yhabki fetari ❤️🥰❤️

  • @rahwasbhat6760
    @rahwasbhat6760Ай бұрын

    Hebu mqrti ftret Tahnks marey btami des debel hasab you ❤

  • @shamsimon5939
    @shamsimon59392 ай бұрын

    mebzahten xubuqat awald atahasasben bmelken yu zshfen naki gn kulu meliu yu hibki amlak thanks shikorina

  • @keren475
    @keren4752 ай бұрын

    እዛ ቭዴ ንዓይ ኢልኪ ሰሪሒክያ መስለኒ❤❤

  • @yuelkahsay2613
    @yuelkahsay26132 ай бұрын

    ሄቩ ሓፍተይ ጽቡቅ ምኽሪ ቡሱል ሓሳብ ዩ ብትኽክል ክም ዝርድኣና ሂብክና ኣብቲ ትደሊዮ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ ብጺሕኺ ኽሪ ደስ ይብለኒ❤❤❤

  • @user-hb9zy6gg3s
    @user-hb9zy6gg3s2 ай бұрын

    I never get bored when I see you, sweetie.

  • @erilove6287
    @erilove6287Ай бұрын

    Mekrti zkonki gual❤❤❤

  • @mhirmalet5397
    @mhirmalet53972 ай бұрын

    Good to see you hevi You are my energy

  • @kibromtesfay8977
    @kibromtesfay89772 ай бұрын

    Thank you my sister 🙏🏿 ❤🎉

  • @a.ghidey
    @a.ghidey2 ай бұрын

    Blxti habti ❤❤❤❤❤thank you

  • @daniftwi
    @daniftwiАй бұрын

    ❤❤❤❤

  • @MerryFurzun-cx8kl
    @MerryFurzun-cx8kl2 ай бұрын

    Heveuye blxti ab hiwetki selamn tenann ymnaylki thanks you ❤

  • @user-ey6cb3pq8k
    @user-ey6cb3pq8k2 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @freweynigebremariam9624
    @freweynigebremariam9624Ай бұрын

    Genetey btami eye zemesgneki ❤❤❤❤❤

  • @efremyemane6445
    @efremyemane64452 ай бұрын

    nay bhaki lbona zmelo zerba thanks alot ❤

  • @user-rf6rq9ul7p
    @user-rf6rq9ul7p2 ай бұрын

    Heavitey memhr hiwet Eski beli Amlak Fltetki Yebzhalki halaley❤

  • @user-xn2wg3hw4c
    @user-xn2wg3hw4c2 ай бұрын

    Goboz gule ERI

  • @rutamengstu5299
    @rutamengstu52992 ай бұрын

    Amlak yeezizu yibarki birkti haftna ❤🙏🙏🙏❤

  • @user-vc6mf6su7c
    @user-vc6mf6su7c2 ай бұрын

    I like u so much keep it up ❤❤

  • @yonimassawino2602
    @yonimassawino26022 ай бұрын

    ኣዚዩ ብሉጽ ሓሳብ ካብ ብልጽቲ ሰብ፡ የቐንየልና ሄቩ ሓፍተይ ኣምላኽ ትምኒትኪ ይሃብኪ🙏❤🥰

  • @awettekle5542
    @awettekle55422 ай бұрын

    Well come sis heven

  • @Yoooo608
    @Yoooo6082 ай бұрын

    Thank you 🙏 heaven you’re so smart ❤

  • @angosomfisshayeghebru4869
    @angosomfisshayeghebru48692 ай бұрын

    ብሉጽ ሓሳብ ካብ ብልጽቲ ሄቩ ሓፍተይ ሓደ መዓልቲ zoom medeb gerki ente tmexna xbuq neru kulu temxyo hasabat azyu xlux eyu zkone hto zelena enda hatetna sher mgeberna thanks smart

  • @bereketaraya6495
    @bereketaraya64952 ай бұрын

    Bless you heviyu

  • @user-si5zc8ot4u
    @user-si5zc8ot4uАй бұрын

    Wwwww so keep it heavu haftey❤❤❤❤❤

  • @user-bx7qz3qo1m
    @user-bx7qz3qo1m2 ай бұрын

    ነቶም ሂወት ዘሸልትወና ብናተይ፥ ኣብ ግዜ ዘለና ጸሎት ወይ ስፖርት ክንገብር ኣለና። ብፍላይ ኣብዚ ግዜ ጾም መጽሓፍ ቅዱስ ከነንብብ ኣለና። ብዙሕ ሩፍታን ተስፋን ክህበና እዩ። ከምቲ ሓፍትና ፈቨን ዝበለቶ ከኣ ንዘይፈጥሖ ነገራት ኣብ ጥቅምና ከነውዕሎ ኣለና (ስደት)። ሄበን እንታይ ዓይነት ሞያ/opleiding ትገብሪ ኣለኺ? ይፍቀድ ተሞይኑ ንገርኒ❤!🙏

  • @adonaydawit27
    @adonaydawit272 ай бұрын

    Welcome heavu ❤❤❤haftey

  • @fanuszarea941
    @fanuszarea9412 ай бұрын

    memhr hiwet 🎉🎉❤❤

  • @rami24656
    @rami246562 ай бұрын

    ኣነስ ትነብሮ ዘለካ ናብራ ደስ ዘይብለካ እንተ ሃልዩ ወይ እስርቤት ወይ ድማ ሕሙማት ብጻሕ ኢሎምኒ ምስ ከድኩ ፈሪሐ ነቲ ዝነብሮ ዝነበርኩ ከመስግን ጀሚረ እዚኣ ሕጂ ከመይ ያ?

  • @nazretbahlibi1597
    @nazretbahlibi15972 ай бұрын

    Wellkommen❤🎉

  • @selam801
    @selam8012 ай бұрын

    ፌቭዬ❤😊

  • @weldabr7226
    @weldabr72262 ай бұрын

    ሰላም ሓፍተይ ብተቅርብዮ ብጠዓሚ ኢየ ዘድንቀኪ ከተማኽርኒ ደሊየ ኔረ ብኣገዳሲ ኢዩ ብምንታይ ክረኽበኪ ከም ዝኽኢል መልሲ ክጽበ ኢየ። የቀኒየለይ🙏

  • @haymanoteabew9789
    @haymanoteabew97892 ай бұрын

    Selam Hevu, sis, can you tell me which books can I read to avoid bad habits by tgrina show me please

  • @Seare200
    @Seare200Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ ዓባይ ሰብ

  • @user-wm9th3ew4r
    @user-wm9th3ew4r2 ай бұрын

    🤔 ኩሎም ሰባት አይኮኑን ስልችዋት አብ ሂወት ሰብ ሕጉስ እንድሕር ኮይኑ ብዝያዳ ክሰርሕ ክዛረብ ክነጥፍ ከፍሪ ክድቅስ ዘይደሊ ከዕርፍ ዘይደሊ ክፈልጥ ዝደሊ ንዝያዳ ጾታዊ ርክብ ክፍፅም ዝደሊ ብዝውሐደ እዩ ሑጉስ ምስዘይከውን ግን ንሂወቱ ይፀልአን ሂወት ከአ 👌 ተሰልችዎ ምኽንያቱ ሰብ ደላያይ እምበር አማናይ ስለዘይኮነ ስለዝኾነእውን ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሂወታት ከአ ይነብር ብዝተረፈ ሰብ ስጋዕ ናብ ቦትኡ መቓብር ዝምለስ ከይዓገበ እዩ ዝነብር ግእዛዊ

  • @HabtemariamZeromTesfay
    @HabtemariamZeromTesfay2 ай бұрын

    Why am i say enouhg.mariam from uk.

  • @mamihalal1786
    @mamihalal17862 ай бұрын

    1867 ሰባትስ ሪኩማ ኣለኩም እዛ video doch ፈቲኩማ ኣለኩም ግን ንምንታይ like ከይ ገበርኩም ትዎጹ ዋላ ሓንቲ ኣይክፎሎን እኮ ተተማሂርካሉ

  • @user-pv8mr8zc6g
    @user-pv8mr8zc6g2 ай бұрын

    ንፍዕቲ ኢኪ ብዝሕ ተስፋ'ውን ኣለኒ ነገር ግን እዚ መንእሰይና ዘለዎ ሃዋሁ ትርእዮ ኣለኪ ካብ ወዲ 12 ጀሚሩ ኣብ ወልፍን ናይት ክለብን እዩ ዝምርሕ ዘሎ ነዚ ምንቅያር ድማ ህዝባዊ መናቃቅሒ ሰሚናራት ዘይተዳልዉ ምስ ከማኪ ዝበሉ መንእሰያት ኮንኪ !!

  • @user-zm2eq1hy8l
    @user-zm2eq1hy8lАй бұрын

    ❤❤❤❤

Келесі